ኢራን

  1. ልእልቲ ኤምቪ

    ጸብጻባት ከም ዝሓበሩዎ እታ ልእልቲ ኤም.ቪ. ኣስፋልት ዝተባህለት መርከብ ናብ ኣፍደገ ናይቲ ሓደ ሕምሲት ነዳዲ ዓለምና ዝመላለሰሉ ባሕሪ ንኽትኣቱ ናብ መጻብቦ ሆርሙዝ ምስ ቀረበት ትሽዓተ ዝዀኑ ዕጡቓት ተሳፊሮም እዮም ጨውዮማ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ኢራን

    ኣብ ደቡባዊ ምዕራብ ኢራን ሕጽረት ማይ ዘስዓቦ ናይ ህዝቢ ተቋውሞ ካልኣይ መዓልቱ ዝሓዘ ኮይኑ ሓደ ሰብ ከምዝተቐተለ ዘቤታውያን ማዕኸናት ዜና ኣቃሊሖም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ነፋሪት ውግእ ኣመሪካ ኣብ ስልጠና ሚያዚያ 2021

    እቲ መጥቃዕቲ እቶም ሚሊሻታት ሰብ ኣልቦ ነፈርቲ ተጠቒሞም ኣብ ልዕሊ ወተሃደራት ኣመሪካ ንዝፈጸሙዎ መጥቃዕቲ ዝወሃብ ዘሎ ግብረ መልሲ ከም ዝኾነ ተገሊጹ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ብምሕምሻሽ ነፋሪት ዩክረይን ፒኤስ752 መቕርቦም ዝሰኣኑ ሰባት

    መንግስቲ ካናዳ ንምሕምሻሽ ነፋሪት ዩክረይን ኣመልኪቱ ኣብ ዘውጽኦ ጸብጻብ፡ "ኣቐዲሙ ዝተወጠነ" ምዃኑ ዘረጋግጽ መርትዖ ከም ዘይረኸበ እኳ እንተገለጸ፤ ኢራን "ምሉእ ብምሉእ" ተሓታቲት እያ ኢሉ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ድረገጽ ከም ዝተዓጸወ ዝሕብር ስእሊ

    ሚኒስትሪ ፍትሒ ኣመሪካ 36 ምስ ኢራን ምትእስሳር ንዘለዎም ድሕረ ገጻት ኣጊዱ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ራይሲ

    እራኤል ምስ ምምራጽ ሓድሽ ፕረዚደንት ኢራን፡ ኢብራሂም ራይሲ፡ ማሕበረሰብ ዓለም ክሻቐል ኣለዎ ክትብል ስግኣታ ገሊጻ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ሓላፊ ትካል ስለላ እስራኤል ሞሳድ ዝነበረ ዮሲ ኮህን፡ 2017

    ሓላፊ ትካል ስለላ እስራኤል ሞሳድ ዝነበረ ዮሲ ኮህን፡ እስራኤል ኣንፃር ኢራን ተካይዶም ዝነበሩ ስርሒታት ዘቃልሕ ቃለ-መሕተት ሂቡ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ኣርቲን

    ምስ ስድራቤቱ ዝጓዓዘላ ዝነበረ ጃልባ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ድሕሪ ምጥሓላ፡ ሓለዋት ወዲ 15 ወርሒ ኣርቲን ተሳኢኑ ጸኒሑ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. መርከብ ኣመሪካ፡ ንሓንቲ ሚሳኤል እትጽዕን ዩኤስኤስ ጆርጅያ ተባሂላ እትጽዋዕ 'ሳብማሪን' ኣስነያ እያ ትኸይድ ነይራ

    ኢራን፡ ፕረዚደንት ጆ ባይደን ነቲ ኣብ ልዕሊ ኢራን ተነቢሩ ዘሎ ቁጠባዊ እገዳታት እንተኣልዒልዎ ናብቲ ኣብ 2015 ዝተበጽሐ ስምምዕ ክትምለስ ከም እትኽል እያ ትገልጽ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  10. ናይ ሚሳይል ዝመስል ፍንጭልጫል ዝሓዙ ወተሃደራት እስራኤል ኣብ ደቡባዊ እስራኤል

    እስራኤል፡ ካብቶም ብኢራን ዝድገፉ ሓይልታት ክመጻ ዝኽእል መጥቃዕቲ ብምስጋእ፡ ኣብ ዲሞናን ኣብታ ኣብ ገማግም ቀይሕ ባሕሪ እትርከብ ከተማ ኢላት ዝርከብ ስርዓተ-ምክልኻል ሚሳይላት ከም ዘሐየለቶ ጸብጻባት ይገልጹ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next