ኣፍጋኒስታን

  1. ጋዜጠኛ

    መንግስቲ ጣሊባን ደቂኣንስትዮ ኣፍጋኒስታን ኣብ ቴሌቪዥን ከይረኣያ ዝኽልክል ሓድሽ ሕጊ ደንጊጉ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ኣብ ሆስፒታል ካቡል ብዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ልዕሊ 20 ሰባት ተቐቲሎም

    ኣይ ኤስ-ኬ (እስላማዊ መንግስቲ ግዝኣት ኮራሳን) ተባሂሉ ዝፅዋዕ ዕጡቕ ጉጅለ፡ ኣብ ልዕሊ ሲቪላትን ሓይልታት ጣሊባንን ንዝተፈፀሙ መጥቃዕትታ ሓላፍነት ክወስድ ምፅንሑ ይፍለጥ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ኣብ ርእሰ ከተማ ኣፍጋኒስታን ካቡል ብመጥቃዕቲ ድሮን ኣመሪካ ዝተሃረመት መኪና

    መንግስቲ ኣመሪካ ንስድራ ቤት እቶም ኣብ ርእሰ ከተማ ኣፍጋኒስታን ካቡል ብሰራዊት ኣመሪካ ብጌጋ ብድሮን ዝተቐተሉ 10 ሰባት ገንዘባዊ ካሕሳ ከምዘቕረበሎም ተገሊጹ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ኮፍ ኢሉ ዝበክይ ሰብኣይ

    ሰለስተ ነትጒታት ከምዝተሰምዑ ዝሓበሩ መሰኻኽር ዓይኒ እቲ ሓደ ኣብ ዋና ማዕጾ፤  እቲ ካልኣይ ድማ ኣመንቲ ኣብ ዝሕጸቡሉ ከባቢ ከምዝኾነ ተዛሪቦም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ብረት ዕጡቕ ጣሊባን ፓኪስታን

    ፓኪስታን፡ ምስ ጣሊባን ኣፍጋኒስታን ዝምድና ከም ዝነበራን ኣብ ኣፍጋኒስታን ንዝተኸሎ ሓድሽ ስርዓት ዓለም ንክቕበሎ ጸቕጢ ትገብር ምዃናን ይእመን።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ኣፍጋኒስታን ኣደ ምስ ቆልዑት

    ኣባል ብኢንዱስትሪ ዝማዕበላ ሃገራት ጉጅለ-20 ኣብ ኣፍጋኒስታን ተኸሲቱ ዘሎ ቁጠባዊ ዕንወት ንምእላይ ቃል ኣትየን።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. መራሒ ጣሊባን

    ሰብ ስልጣን ኣመሪካ፡ እቲ ጉጅለ ብስርሑ ክምዘን እዩ እንተበሉ’ኳ፡ እቲ ዝተገብረ ዘተ ግን ካብ ልቢ ዝመነጨወ ከምዝነበረ ተዛሪቦም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ኣብ ከተማ ኩንዲዝ ዝርከብ መስጊድ

    ኣብ ከተማ ኩንዱዝ ኣብ ዝርከብ መስጊድ ብዘጋጠመ ርእሰ-ቅትለታዊ መጥቃዕቲ ቦምብ፡ ብውሕዱ 50 ሰባት ከም ዝተቐትሉ ሰበ-ስልጣን እታ ሃገር ሓቢሮም። እዚ ከኣ ሓይልታት ኣመሪካ ካብ ኣፍጋኒስታን ካብ ዝወጽኡ ንደሓር እቲ ዝዓበየን መጥቃዕቲ እዩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. ጀነራል ማክኬንዚ

    ፕሬዝደንት ጆ ባይደን ናብ ስልጣን ካብ ዝመጽእ ንድሓር ሰራዊት ኣመሪካ ካብ ኣፍጋኒስታን ናይ ምውጻእ መደብ ክቕጽሎ እንከሎ እቲ ናይ ግዜ ገደብ ካብ ግንቦት ናብ መወዳእታ ነሓሰ ዝብል ክናዋሕ ከም ዝተገብረ ይፍለጥ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  10. ጀኔራል ማርክ ሚሌይ

    ክልተ ላዕለዎት ጀነራላት ኣመሪካ፡ እታ ሃገር ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ነሓሰ ሰራዊታ ካብ ኣፍጋኒስታን ቅድሚ ምውጻአ፡ 2500 ወተሃደራት ኣብኡ ክጸንሑ ንፕረዚደንት ጆ ባይደን ምኽሪ ለጊሶም ከም ዝነበሩ ኣፍሊጦም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next