ኣዲስ ኣበባ

  1. ሓደጋ ውሕጅ

    ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ፡ ኣዳነች ኣቤቤ፡ መካነ እየሱስ ሴሚናሪ ዝርከበሉ ጀርመን ኣደባባይ፣ ኣደይ ኣበባ ጎልፍ ክለብን ተባሂሎም ዝፍለጡ ከባብታት ሓደጋ ውሕጅ [ዕልቕልቕ] ከምዝገጠሞምን ኣብ ልዕሊ ሰብን ንብረትን ጉድኣት ከምዘብጸሐን ኣብ ትዊኡተር ገጻ ኣስፊራ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ሓደጋ ዝበጽሖ ካዛንቺስ ከባቢ

    ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ከባቢ ካዛንችስ ኣብ ጅማሮ ዝነበረ ህንጻ ብምፍራሱ 3 ሰባት ክሞቱ እንከለዉ 4 ድማ ተጎዲኦም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ኣዲስ አባባ

    ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ናይ ኢድ ቦምቢ ብምፍንጃሩ፡ ኣብ ልዕሊ ህይወትን ንብረት ጉድኣትን ከምዝበጽሐ ፖሊስ ኣፍሊጡ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ምኽትል ከተማ ኣዲስ አበባ ነበር ታከለ ኡማ (ኢንጂነር ) - ኣብዚ ሕዚ እዋን ሚንስተር መዓድን

    ውድብ ዜጋታት ኢትዮጵያ ንማሕበራዊ ፍትሒ (ኢዜማ) ካብ ቀረባ እዋናት ናብዚ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ውራ መሬትን ዘይሕጋዊ ዕደላ ሓበራዊ መንበሪ ኣባይትን ከምዝተፈጸመ ዝሕብር ጸብጻብ ወግዓዊ ምግባሩ ይዝከር። ምኽትል ከንቲባ እታ ከተማ ዝነበረ ታከለ ኡማ ኣብዚ ጉዳይ መልሲ ሂቡ'ሎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ኣዲስ ኣበባ

    ብብርሃኑ ነጋ ዝምራሕ ውድብ: ዜጋታት ኢትዮጵያ ንማሕበራዊ ፍትሒ (ኢዜማ)፡ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ልዕሊ 200 ሽሕ ካሬ ሜትር መሬት ብውራ ከምዝተትሓዘ ብዝገበርኩዎ መጽናዕቲ ኣረጋጊጸ ኢሉ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. መርዑት ሙለታ ጉልሜሳን እመቤት ምስጋናን ወረቐት ምስክር መርዓ ሒዞም

    ኢትዯጵያውያን መርዑት ክልተ ኣዕሩኽ ጥራይ ኣብ ዝተረኸቡሉ ስነስርዓት መርዕኦም ኣብ ቤተክርስትያን ፈጺሞም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ኣዲስ ኣበባ

    ትማሊ ሰኑይ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምንቅጥቃጥ መሬት ከምዘጋጠመ ዝገልጹ ሓበሬታ ይወጽኡ ኣለዉ፤ እቲ ክስተት ግን ምንቅጥቃጥ መሬት ድዩ?

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. እስክንድር ነጋ

    ጋዜጠኛን ኣካቢ ባይቶ በዓል ሓደራ ኣዲስ ኣበባ እስክንድር ነጋ ትማሊ ብመናእሰይ ተኸቢቡ ምንባሩ ገሊጹ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. እስክንድር ነጋ

    'ቤት ምኽሪ ባለኣደራ ኣዲስ ኣበባ' እናተባህለ ዝፍለጥ ውዳበ፡ ብኣቆጻጽራ ኢትዮጵያ ንሰንበት 2 ጥቅምቲ 2012 ከካይዶ መደብ ዝሓዘሉ ሰልፊ ክስርዝ ከም ዝተገደደ ገሊጹ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  10. ተምሃሮ ቀዳማይ ደረጃ ኢትዮጵያ

    ነቲ ኣብ መንግስታዊ ኣብያተ ትምህርቲ ዝወሃብ ናይ መግቢ ኣገልግሎት ንምጅማር ምድላዋት ይግበር ከም ዘሎ፡ ምክትል ሓላፊ ቢሮ ትምህርቲ ኣቶ ዘላለም ሙላቱ ንቢቢሲ ሓቢሩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next