ግዙእ መስተ (ሰታይ)

  1. ኣልኮል ዝተሓወሶ መጽረዩ ኢድ

    ሓላፊ ፖሊስ እቲ ከባቢ ሲዳሃረዝ ካውሹል እቶም ዝሞቱ ሰባት ነቲ ኣልኮል ዝተሓወሶ መጽረዩ ኢድ ማይን ልስሉስ መስተን ሓዊሶም ከምዝሰተይዎ ሓቢሩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ዊስኪ

    እቶም ሰረቕቲ ብዘይካ ዊስኪ ካልእ ዝኾነ ዓይነት ኣልኮላዊ መስተ ከም ዘይሰረቑ ዋና እቲ መኽዘን ጠቒሱ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ኩርዲ

    መጠን ኣልኮሉ ዘይፍለጥ ዘይሕጋዊ መስተ ምስታይ ንሞትን ዑረትን ካልእ ስንክልናን የቃልዕ!

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ጥርጡራት ቻይናውያን

    ፖሊስ ኬንያ፡ ማቻኮስ ኣብ ዝተብሃለ ከባቢ ኣብ ዝርከብ መንበሪ ገዛ እዞም ቻይናውያን፡ ብዘካየዶ ተፍትሽ፡ ልዑል መጠን እዚ ባህላዊ መስተን ነቲ መስተ መስርሒ ዝውዕሉ እታወታትን ከም ዝሓዘ ኣፍሊጡ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next