ብኣዴን

  1. ጎንደር

    ካብ ርዞባ ማእከላይ ጎንደ፡ ወረዳ ጸገዴ ተጨውዮም ካብ ዝተወሰዱ ህጻውንቲ እቶም ሽዱሽተ ተቀቲሎም እዮም። ስነ ስርዓት ቀብሮም ድማ ሎሚ ተፈጺሙ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. Video content

    Video caption: "ኳና ዘፍርስ ርጉኦ" ዘቕርብ ከሻናይ ብርሃነ

    መንእሰይ ብርሃነ ገብረማርያም ቅድሚ ሰለስተ ዓመታት ኣብ ክልል ኣምሓራ ብዘጋጠመ ፖለቲካዊ ዘይምርግጋእ ናብ ትግራይ ከተማ ሸራሮ ኣትዩ ኣብ ስራሕቲ ቀረብ ቁርሲ ተዋፊሩ ይርከብ።

  3. ክልል ኣምሓራ ዘርኢ ካርታ

    ሓላፊ ቤት ጽሕፈት ምክልኻል ሓደጋን ውሕስና መግብን ዞባ ምምሕዳር ብሄረሰብ ዋግ ህምራ፡ ኣይተ መልካሙ ደስታ፡ ሸውዓተ ወረዳታት እቲ ዞባ ብሓደጋ ደርቂ ከም ዝተጠቕዓ ብምግልጽ፡ ህዝቢ ህጹጽ ሓገዝ መግቢ ከም ዘድልዮ ሓቢሩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ካርታ ጎንደር

    ሕቶ መንነት ቅማንት ኣብ ዝተልዓለሎም ከባቢታት፡ ግጭታት እናተፈጥሩ ህይወት ሰባት ክጠፍእ፣ ንብረት ክዓኑ፣ ብርክት ዝበሉ ሰባት ድማ፡ ካብ መንበሪ ኣባይቶም ክመዛበሉ ጸኒሖም። ሕቶ እዚ ማሕብረሰብ ብኸመይ መልክዑ ክምለስ ይክእል? ካብ ዝጅመር ክሳብ ሕጂ ዘሎ ጉዕዞ ኸ እንታይ ይመስል? ዝብሉን ካልኦትን ዝስዕብ ጸብጻብ ኣካቲቱዎም ኣሎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. የአማራ ክልል የሰላምና ሕዝብ ደህንነት ቢሮ ኃላፊ

    ዝሓለፈ ዓርቢ፡ ኣብ ዞባ ማእኸላይ ጎንደር ወረዳ ጭልጋን ከባቢኡን ብዝተፈጥረ ጸገም ጸጥታ፡ ስቪላትን ኣባላት ሓይልታት ጸጥታ መንግስትን ግዳያት ከም ዝኾኑ መሰኻኽር ዓይኒ ንቢቢሲ ገሊጾም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ኣብ መተማ የውሃንስ ደው ክብላ ዝተገዳዳ መካይን ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ

    ክልል ኣምሓራ፡ ብዛዕባ ኣብ መተማ የውሃንስ ኣብ ቀይዲ ዝወዓላ መካይን ምርመራ ይካየድ ኣሎ

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ብ/ጄ ተፈራ ማሞን ኮሎኔል ኣለበል ኣማረን

    ሰነ 15 ተፈቲኑ ምስዝተብሃለ ተዛሚዱ ዝተኣሰሩ ጥርጡራት ሓለፍቲ ጸጥታ ነበር ክልል ኣምሓራ ምግቢ ተሓሲሞም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ባህር ዳር

    ኣብ ክልል ኣምሓራ ከተማ ባህርዳር ትማሊ ሰንበት ብዝነበረ ልውውጥ ተኹሲ ሰለስተ ሰባት ከም ዝሞቱ፡ ሓደ ኣባል ፖሊስ ንቢቢሲ ኣረጋጊጹ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. ባህር ዳር

    ቤት-ጽሕፈት ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ ክልል ኣምሓራ ድሕሪ እቲ ብኣቆጻጽራ ኢትዮጵያ 15 ሰኔ 2011 ዘጓነፈ ፍጻመ፤ ገና ጥርጡራት ኣብ ቀይዲ የውዕል ከምዘሎ ገሊጹ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  10. ብርጋዴር ጄኔራል አሳምነው ፅጌ

    መንግሰቲ ንበዓልቲ ቤት ጄነራል አሳምነው ፅጌ፡ ወይዘሮ ደስታ አሰፋ፡ ኣብ ቀይዲ ከምዘውዓለ ጓል እቲ ጀነራል ማህሌት አሳምነው ንቢቢሲ ገሊጻ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next