ተተካኢ ጸዓት

  1. ፌልትማን ምስ ኢትዮጵያውያን ተደራደርቲ

    ፍሉይ ልኡኽ መንግስቲ ኣመሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ኣምባሳደር ጄፈሪ ፌልትማን፡ ሃገሩ ነቲ ሰለስቲአን ብጉዳይ ግድብ ህዳሰ ዝሰሓሓባ ሃገራት፡ ብመሪሕት ሕብረት ኣፍሪቃ ዘካይደኦ ዘተ ንምሕጋዝ ድሉውቲ እያ ኢሉ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ሓረስታይ ሱዳን ኣብ ሩባ ኣባይ

    ሱዳን፡ ካብ’ቲ ኣካታዒ ኮይኑ ዘሎ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ክትርባሕ ከምእትኽእል እያ ጋዜጠኛ ዘይነብ መሓመድ ሳሊሕ ኣብ’ዚ ናብ ቢቢሲ ዝጸሓፈቶ ደብዳበኣ እትገልጽ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ፕሬዝዳንት አብድል ፈታህ አል ሲሲ

    ኣል-ሲሲ፡ ኲናት ፍታሕ ኣይከውንን ምባሉ፤ ነቲ ቅድሚ ሒደት ኣዋርሕ ቀዳማይ ሚኒሰተር ኢትዮጵያ ኣብዪ ኣሕመድ፡ ኣብ ፓርላማ ንዘስመዖ መደረ መልሲ ንምሃብ ከይኮነ ኣይተርፍን'ዩ ተባሂሉ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ኋይት ሃውስ

    ኣብ መንጎ ኢትዮጵያ፣ ግብጽን ሱዳንን ዝካየድ ዘሎ ልዝብ፡ ኣብ ሓበራዊ ተረባሕነት መሰረት ገይሩ ኽቅጽል ከምዘለዎን ኣመሪካ ገሊጻ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ሰልፈኛታት ተቓውሞ ኣብ ኣደባባይ ታሕሪር ካይሮ

    ፕረዚደንት ኣብዱል ፈታህ ኣል ሲሲ ብ2014 ስልጣን ካብ ዝሕዝ ንደሓር፡ እዚ ናይ መጀመርታ ናይ ተቓውሞ ሰልፊ እዩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ስለሺ በቀለ

    ኣብ ጉዳይ ህዳሰ ግድብ፡ ቅድም ክብል ካከየድ ዝጸንሐ ልዝብ ብሰንኪ ኣብ ሱዳን ዝነበረ ፖለቲካዊ ዕግርግር ተቋሪጹ ዝጸንሓ እንትኸውን፡ ድሕሪ ሓደ ዓመት እዩ ኣብዚ ሰሙን ንክልተ መዓልቲ ኣብ ካይሮ ቀጺሉ ቀንዩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ቐዳማይ ሚኒስትር ኢትዮጵያ ዶክተር ኣብዪ ኣሕመድን ፕረዚደንት ግብጺ ዓብደል ፈታሕ ኣልሲስን (ጸጋም)

    እቲ ፕሬዝደንት፡ ኣብ ዝሓለፈ ቀዳም ኣብ ዝተኻየደ 8ይ ሃገራዊ ኮንፈረንስ መናእሰይ እዩ፡ እዚ 'ተዛሪበዮ ዘይፈልጥ' ዘበሎ ንግብጺ ብኸመይ ከም ዝጸለዋ ዝተዛረበ። እቲ ዘረባ፡ ዓብዪ ግድብ ሕዳሰ ዝምልከት ምዃኑ ዘቃለሐ፡ ስሙይ ጋዜጣ እታ ሃገር ኣሕራም ኦንላይን'ዩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ዶክተር ዘቢባ ዮኑስ ኑሩ ኣብ ቤተመንግስቲ ጀምስ ሮያል ፋሚሊ 10 ሰነ 2019

    ቅድሚ ሰለስተ ኣዋርሕ፡ ዓለምለኻዊ መዋሊ መጽናዕታት ብሪጣኒያ ምስ ኣካዳሚ ሳይንስ ኣፍሪካ ብምትሕብባር ኣብ ዘዳለዎ ሽልማት መጽናዕትን ምርምርን፡ ተሓጋጋዚት ፕሮፌሰር ዩኒቨርሲቲ ዓዲግራት ዶክተር ዘቢባ ዮኑስ ካብ ኣፍሪቃ ምስ ዝተወጻጽኡ 700 ኣመልከትቲ ተወዳዲራ ተሸላሚት ኮይና'ያ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next