Posted at 11:15 9 ለካቲት 202111:15 9 ለካቲት 2021ትግራይ፡ ተወሰኽቲ ከተማታት ኣገልግሎት ስልኪ ረኺበንቢቢሲ ናብ ገለ ኣብተን ኣገልግሎት ስልኪ ተጀሚሩለን ዝተብሃለ ከተማታት ስልኪ ብምድዋልን ዝደወሉ ሰባት ብምዝራብን ከረጋግጽ ዝፈተነ ኾይኑ፡ ኣብ ገለ እተን ከተማታት እቲ ኣገልግሎት ናይ ተንቀሳቓሲ ቴሌፎን ከምዝጀመረ ኣረጋጊጹ ኣሎ።ተወሳኺ ንባብnext
Posted at 5:13 5 ለካቲት 20215:13 5 ለካቲት 2021ዝኾነ ኤሌክትሮኒካዊ ኣቕሓ ከይባኽን እትጽዕር ዘላ ሃገርእዚ ጎሓፍ ኣቑሑ ኤሌክትሮኒክስ ብዘይሕጋዊ መገዲ ካብ ሃገራት ምዕራብ ናብ ሃገራት ፍሊፕንስ፣ ጋና፣ ናይጄሪያን ቻይናን ዝልኣኽ ኮይኑ፡ እዚ፡ ኣብ መወዳእታ 2021 ልዕሊ 52 ሚሊየን ቶን ክበጽሕ ከም ዝኽእል ይግመት።ተወሳኺ ንባብnext
Posted at 10:11 27 ጥሪ 202110:11 27 ጥሪ 2021ኣብ ከተማ መቐለን ካልኦት ከባቢታትን ዳግም ተቛሪጹ ዝነበረ ኣገልግሎት ስልኪ ተመሊሱኢትዮ-ቴሌኮም እቲ ካብ ትማሊ ሰሉስ ጀሚሩ ኣብ መቐለን ካልኦት ከባብታት ትግራይን ተመሊሱ ዝነበረ ኣገልግሎት ስልኪ ዝተቛረጸሉ ምኽንያት ኣብ ፋይበር ዘጋጠመ ጸገም ከምዝኾነ ሓቢሩ።ተወሳኺ ንባብnext
Posted at 13:55 14 ታሕሳስ 202013:55 14 ታሕሳስ 2020መቐለ ድሕሪ 40 መዓልታት፡ ሓጎስን መርድእን ዝንገረሉ ዘሎ ኣገልግሎት ስልኪብ03 ሕዳር፡ ኣብ መንጎ ሓይልታት ጸጥታ ትግራይን ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያን ግጭት ድሕሪ ምውልዑ ኣብ ክልል ትግራይ መራኸቢታትን መንግስታዊ ኣገልግሎታትን ተቛሪጹ'ዩ ጸኒሑ። ድሕሪ 40 ናይ ጸልማት መዓልታት ግን ኣብ ከተማ መቐለ ኣገልግሎት ስልክን መብራህትን ተጀሚሩ ኣሎ።ተወሳኺ ንባብnext
Posted at 16:17 10 ታሕሳስ 202016:17 10 ታሕሳስ 2020ኣብ ክልል ትግራይ ሰፊሕ ናይ መርበብ ሓበሬታ መጥቃዕቲ ከም ዝተፈጸመ ኢትዮ-ቴሌኮም ሓቢሩኣቐዲሞም መንግስቲ ፈደራልን፡ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይን፡ ህጹጽ እዋን ኣዊጆም ምንባሮም ይዝከር።ተወሳኺ ንባብnext
Posted at 7:39 4 ጥቅምቲ 20207:39 4 ጥቅምቲ 2020መልክዕ መተግበሪታት ኣይፎን ብምቕያር፡ ኣብ ሰሙን ልዕሊ 100 ሽሕ ዶላር ዝረኸበ ዲዛይነርኣብ መርበብ ሓበሬታ ‘ታርፍ’ ብዝብል ስሙ እዩ ዝፍለጥ። ሰሙን ኣብ ዘይመልእ ግዜ፡ መልክዕ ናይ ኣይፎን ስክሪኑ ብምቕያር ልዕሊ 100,000 ዶላር ክረክብ ክኢሉ ኣሎ።ተወሳኺ ንባብnext
Posted at 15:15 18 መስከረም 202015:15 18 መስከረም 2020ኣመሪካ ኣብ ውሽጢ 48 ሰዓታት ቲክቶክን ዊቻትን ክትእግድ'ያፕሬዝደንት ዶናልድ ትራምፕ ኣብዚ ውሳነ ኢዱ እንተዘይኣእቲው፡ እዞም መተግበሪታት ካብ ሰንበት ጀሚሩ ክእገዱ'ዮም።ተወሳኺ ንባብnext
Posted at 9:51 26 ነሓሰ 20209:51 26 ነሓሰ 2020ቻይና፡ ‘ማልዌር’ ዝተባህለ ቫይረስ ዝተጽዓና ቴሌፎናት ኣብ ኢትዮጵያ ሓዊሱ ኣብ ኣፍሪቃ ሸይጣ'ትሪያዳ' ዝበሃል ቫይረስ ኣብ ኣንድሮይድ ተንቀሳቐስቲ ስልኪ (ሞባይል) ዝግጠም ኮይኑ፡ 'ኤክስሄልፐር' ዝበሃል ኮድ ብምጥቃም ድማ፡ ብዘይፍቓድ ተጠቀምቲ ዝደለዮ ኩሉ ዝገብር እዩ።ተወሳኺ ንባብnext
Posted at 8:07 14 መጋቢት 20208:07 14 መጋቢት 2020ኮሮናቫይረስ ንምክልኻል ኢድኩም ትሕጸቡ'ዶ? ስልክኹም'ከ?ስልክዎን በኪስዎ፣ በቦርሳዎ አንዳንዴም ወደ መፀዳጃ ቤት ሲሄዱ ይዘውት ይሄዳሉ። ስልክዎ ብቻ ምን ያህል ጀርም ተሸክሞ እንደሚገኝ አስበውታል? በኮሮናንስ ስላመያዙ ምን ያህል እርግጠኛ ነዎት?ተወሳኺ ንባብnext
Posted at 10:13 29 ታሕሳስ 201910:13 29 ታሕሳስ 2019ኣብ ዘይትፈልጦ ቦታ- 'ሞባይል ቻርጅ' ምግባር ሳዕቤን ኣለዎ'ዶ?ኣብ ዘይትፈልጦ ቦታ 'ሞባይል ቻርጅ' ምግባር እንታይ ሳዕቤን ኣለዎ?ተወሳኺ ንባብnext