ቀጠር

  1. ነፋሪት

    ስካይትሬክስ፡ ካብ መስከረም 2019 ክሳብ ሓምለ 2021 ኣብ ዘለዉ 23 ኣዋርሕ፡ ኣብ 13 ነጥቢ 42 ሚሊየን ገያሾ ብመሰረት ዘካየዶ ዳህሳሳዊ መፅናዕቲ'ዩ፡ ብዝተፈላለዩ ዘርፍታት ብሉፃት መገድታታት ኣየር ዓለም ሓርዩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ካብ ካቡል ዝመጹ ገያሾ ኣብ ዶሃ ካብ ነፋሪት እናወረዱ 9 መስከረም 2021

    ኣመሪካ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ጠቕሊላ ካብ ኣፍጋኒስታን ክሳብ ዝወጸትሉ መዓልቲ፡ ልዕሊ 124 ሽሕ ወጻእተኛታትን ንህይወቶም ዝሰግኡ ኣፍጋናውያንን ካብታ ሃገር ወጺኦም እዮም፡፡

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ፖለቲካዊ መራሒ ጣሊባን ዓብዱል ጋህኒ ባርዳር [ጸጋም] ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ናብ ካቡል ቅድሚ ምምላሱ ኣብ ዶሃ ነይሩ

    ምሕደራ ጣሊባን፡ ኣዝዩ ተረርቲ ሕግታት ሸሪዓ ዝኽተል ስለ ዝኾነ ካብ ዓለም'ውን ክንጽሎም ይኽአል'ዩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ትውልደ ሱዳናዊ

    ኣብ 2017 ኣብ ሎንደን ተኻይዱ ኣብ ዝነበረ ሻምፕዮና ዓለም ለኸ ቅድድም፡ ተሸላሚ ነሓስ ዝነበረ ናይ ቐጠር ዜግነት ዘለዎ ሱዳናዊ ኣትሌት ዓብደላ ሃሮን ኣብ ዶሃ ብዘጋጠሞ ናይ መኪና ሓደጋ ኣብ መብል 24 ዓመቱ ሞይቱ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ተቓውሞ ኣባላት ማሕበረሰብ ቢዱን

    ወዲ 27 ዓመት ሃማድ ኣብ ወርሒ ታሕሳስ ንገዛእ ርእሱ ብሓዊ ምቅጻሉ ንመላእ'ታ ሃገር ዘዘራረበን ዘቖጠዐን አኣጋጣሚ ኮይኑ'ሎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ኣሚር ቐጠር ሸኽ ታሚም ኣል ታኒ ምስ ወራሲ ዓራት ስዑዲ ዓረብ ልኡል መሓመድ ቢን ሳልማን (ጥሪ 5: 2021)

    ብሰንኪ እቲ ኣብ መንጎ ብስዑዲ ዝምራሕ ልፍንትን ቐጠርን ተኸሲቱ ዝጸንሐ ምስሕሓብ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ናብ ሓዲኡ ክጽግኣ ክግደዳ ከም ዝጸንሓ ብምግላጽ፡ ብፍላይ ነተን ዘይሻራዊ መርገጺ ዝጸንሐን ከም ሶማል ዝኣመሰላ ሃገራት እፎይታ ዝፈጥር ምዃኑ ተንታኒ ፖለቲካ ኣብዱራሕማን ሰይድ የረድእ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ቐጠር

    ነቲ ዲፕሎማስያውን ንግዳውን ናይ ምንቅስቓስ እገዳ ተግባራዊ ንምግባር፡ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ባሕሬንን ግብጽን ብሓባር ኮይነን እየን ክሰርሓ ጸኒሐን።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ዶሃ ናይ ወሊድ ምርመራ ክገብራ ዝተገደዳ ደቂ ኣንስትዮ

    እተን ፍሉይ ተፍትሽ ዝተገብረለን ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ቀረባ እዋን ካብ መንጎአን ዝሓረሰት እንተላ ንምፍላጥ እዩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. መደብ ኑክሌር ሕቡራት ኢማራት

    ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፡ ኣብ ዓረባዊ ዓለም ፈለማይ ዝኾነ ኒዩክለራዊ ጸዓት ኣብ ምብራቓዊ ገምገም ባሕሪ ምምዕባል ከምዝጀመረት ዕላዊ ገይራ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  10. ኣምባሳደር ኤርትራ ኣብ ቐጠር (ጸጋም) ምስ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ቐጠር (የማን)

    ኤርትራ፡ ቱርኪ፡ ብምትሕብባር ቐጠርን ሱዳንን፡ ኣንጻር ኤርትራ ዝቐንዐ "ኣዕናዊ" ተግባራት ተሳሲ ኣላ ክትብል ብረቡዕ ኣብ ዝወጽአ መግለጺ ሚኒስትሪ ዜና ኤርትራ ከሲሳ ነይራ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next