ሎንደን/ ለንደን

  1. ታወር ግረንፈል

    ኣብ ታወር ግረንፈል "ካብ 60 ክሳብ 70" ሰባት ክቐትል ዝኽእል ሓደገኛ ባርዕ ከጋጥም ከምዝኽእል መጠንቀቕታ ተዋሂቡ ከምዝነበረ ዘረድእ ሰነድ ረኺቡ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ሹራ ቂጣታ ኣብ ለንደን ማራቶን

    ሓያል ልምምድን ክእልትን ቀደሙ'ውን እቲ ውድድር ዝጠልቦም'ኳ እንተኾኑ፡ ኣብ ለንደን ማራቶን 2020 ዝተዓወተ ኢትዮጵያዊ ኣትሌት ሹራ ቂጣታ ግን ካልእ ሚስጢር ነይሩዎ፤ ጽቡቕ ቑርሲ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ሹራ ቂጣታ

    ወናኒ ክብረወሰን ውድድር ማራቶን ኬንያዊ ኣትሌት ኤልዩድ ኪፕቾጌ ሎሚ ሰንበት ኣብ ዝተኸየደ ማራቶን ለንደን ብኢትዯጵያዊ ሹራ ቂጣታ ተሳዒሩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. Brigid Kosgei

    ወናኒት ክብረወሰን ዓለም ውድድር ማራቶን ዝኾነት ኬንያዊት ኣትሌት ኣብ ማራቶን ለንደን ተዓዊታ። በዚ ድማ ነቲ ሒዛቶ ዝጸንሐት ክብተወሰን ክትዕቅብ ኪኢላ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ከተማ ለንደን

    ብሞት ሙዚቀኛ ሃጫሉ ሁንዴሳ ዝተቖጥዑ፡ ሓጺንን ተባራዒ ነገራትን ዝሓዙ መናእሰይ ኣብ ለንደን ንዝርከብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ከምዘጥቅዑ ኣብ’ቲ ኤምባሲ ሰራሕተኛ ጉዳያት ዲያስፖራን ሚድያን ኣይተ ያለው ከበደ ንቢቢሲ ገሊጹ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ፓቪንያ ኒቲያኩማር ምስ ኒጊሽ ኒቲያኩማር

    እቶም ህጻናት ብሰንበት ክርከቡ ከለው፡ እታ ጓል ሞይታ ህይወታ ሓሊፉ ምንባሩ ተረጋጊጹ፤ እቲ ወዲ ግና ንሕክምናዊ ረድኤት እኳ እንተተወሰደ፡ ኣብ ሆስፒታል ድሕሪ ምብጽሑ ዓሪፉ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. Adam Castillejo

    ኣዳም ካስቲሌጆ፡ ሕክምና ጸረ ኤችኣይቪ ምውሳድ ደው ካብ ዘብል ልዕሊ 30 ኣዋርሕ ገይሩ'ሎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ግረታ ቱንበርግ ማላላ ዮሱፍዛይ

    ቱምበርግ ኣብ ማሕበራዊ ሜድያ ኣብ ዝሓፈቶ ጽሑፍ፡ "ሎሚ ናተይ ኣርኣያ [ኣብነት] ረኺበያ" ክትብል ጽሒፋ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. ኣብ ገምገም ባሕሪ ዘሊሉ ዝተመልሰ ማዕበል

    ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ ብሰንኪ ሕማቕ ኩነታት ኣየር በረራ ነፈርቲ ተሰናኺሉ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  10. ኣብ ሊንክ ስትሪት ተኣኪቦም ሓድሕዶም ዝጸናንዑ መንእሰያት

    ኣብ ዝሓለፈ መዓልታት ኣብ ከተማ ለንደን ሓያሎ ትሕተ ዕድመ መንእሰያት ብኻራ ተወጊኦም። በዚ ምኽንያት ድማ ኣብ ስድራቤታት ዓቢ ሻቕሎት ተፈጢሩ ኣሎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next