ኮንጎ ብራዛቪል

  1. ኮንጎ ብራዛቢል

    እቲ ወዲ 61 ዓመት ተነሓናሒ፡ ፡ ኣብ ናይ መወዳእታ መደብ ጎስጓስ፤ ኣብ ዝሓለፈ ዓርቢ እዩ፡ በቲ ቫይረስ ከምዝተለኽፈ ብምርመራ ተረጋጊጹ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ፓትሪስ ሉሙምባ

    ፓትሪስ ሉሙምባ ሓደ ካብ'ቶም ፈለምቲ ንቕሓት ኣፍሪቃውያን'ዩ፣ ኣንጻር በልጃውያን ገዛእትን ንናጽነት ኮንጎን ዝተቓለሰ ግን ብውዲት ከኣ ብኣሊፍ ዝሓለፈ ትኩር ሰብ ነበረ። እዋኑ እዋን ግርህነትን ሓድሽ-ምጅማርን ነበረ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ሓወልቲ ልዮፖልድ ዳግማዊ

    ንሱ፡ ኣብ በልጅም፡ ኣፍሪቃዊ ቤተ-መዘክር ብምስራሕ፡ 267 ደቂ-ኮንጎ ኣብቲ ቤተ-መዘክር ከም ምርኢት የቕርቦም ነይሩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. በርቂ

    ኣብ ዋና ከተማ እታ ሃገር ብራዛቪል ከቢድ ሓይሊ ንዘሕልፍ መስመር ኤለክትሪክ ብበርቂ ምስ ተወቕዐ 20 ሰባት ከምዝሞቱ ሰብ መዚ ሓቢሮም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ክኢላታት እኹል መድሃኒት ከምዘይብሎም ገሊጾም ኣለው

    ሕማም ንፍዮ፡ ኣብ ዝሓለፈ 15 ኣዋርሕ ጥራይ፡ ክልተ ዕጽፊ ናይቶም ብኢቦላ ዝሞቱ ሰባት ምቕታሉ ሰብ መዚ ጥዕና ሓቢሮም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next