ፈረንሳይ

  1. ከተማ ቴልኣቪቭ እስራኤል

    ብሰንኪ ዝቕባበን ጸገማት ሰንሰለት ቀረብን ዝሰዓበ ናህሪ ዋጋታት ኣብ መላእ ዓለም ኣብ ዝርኣየሉ ዘሎ እዋን፡ ከተማ ቴልኣቪቭ ኣብ ዓለም ክትነብረላ እታ ዝኸበረት ከተማ ተባሂላ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ፖሊስ ፈረንሳ

    ኣብቲ ዝሓለፈ ሰሙን ካብ ፈረንሳይ ናብ ዓባይ ብሪጣንያ እንክሰግሩ 27 ስደተኛታት ምሟቶም ስዒቡ፡ ሰብመዚ ኣውሮጳ ኣብ ዘሳለጥዎ ኣኼባ እዩ፡ ሚኒስትር ውሽጣዊ ጉዳያት ፈረንሳይ ዤራርድ ዳርማኒን ነዚ ገሊፁ ዘሎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. Video content

    Video caption: “ሕልምታተይ ኣብ ዓዲ እንግሊዝ’ዩ ዝገሃድ” ስደተኛ

    ሱዳናዊ ስደተኛ ሱልጣን ብፈረንሳይ ኣቢሉ ናብ ዓባይ ብራጣንያ ክሰግር ደልዩ ድሕሪ ክንደይ ጻዕሪ ሓሳብ ልቡ ሰሚርሉ። ንሱ “ዋላ ኣብ ባሕሪ ይመውት እምበር ናብ ዓዲ እንግሊዝ ካብ ምስጋር ንድሕሪት ኣይብልን” ዝብል ቅዋም እዩ ነይርዎ።

  4. ንመትረብ እንግሊዝ ክሰግሩ ዝተትሓዙ ስደተኛታት

    ሓይሊ ባሕሪ ዓባይ ብሪጣንያ ነቶም ኣብ መትረብ ኢንግሊዝ ዝጠሓሉ 27 ሰባት ንምልላይ ጻዕሪ የካይዱ ኣለው። ሞት ናይቶም ስደተኛታት: ስለምንታይ እዮም ሰባት እቲ ጉዕዞ ህይወት ዝፈታተን ሓደገኛ ምዃኑ እናፈለጡ ስቕ ኢሎም ክሰግሩ ዝፍትኑ ዘለው ዝብል ሕቶታት የለዓዕል ኣሎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ንመትፖሊስ ፈረንሳይ

    ቀዳማይ ሚኒስተር ቦሪስ ጆንሰን፡ ፈረንሳ ናብ ዓባይ ብሪጣንያ ንምእታው መትረብ ኢንግሊዝ ንዝሰገሩ ስደተኛታት "መሊሳ ንምውሳድ" ክትሰማማዕ ፀዊዑ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ከባቢ 40 ዝኾኑ ስደተኛታት ብኣየር እትንፋሕ ጃልባ ሒዞም ኣብ ገማግብ ባሕሪ ሰሜናዊ ፈረንሳ 24 ሕዳር 2021

    ናብ ዓባይ ብሪጣንያ ገጾም ዝጐዓዙ ዝነበሩ ሰላሳን-ሓደን ሰባት ጃልባኦም ምስ ጠሓለት ኣብ መትርብ እንግሊዝ (ጥቓ ካሌይ) ሞይቶም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ሰራዊት ኢትዮጵያ 11 ሕዳር 2021

    ኣብ ኢትዮጵያ ተኸሲቱ ዘሎ ኲናት ሓድሕድ እናዓረገ ኣብ ዝመጸሉ ዘሎ ኩነት ጀርመንን ፈረንሳን'ውን ዜጋታተን ካብ ኢትዮጵያ ክወጽኡ መኺረን።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ኣርማ ዴካትሎን

    እቲ መደብር ኣብ ሰሜን ፈረንሳ ንዕዳጋ ዘቕርበን ዝነበረ ታንኳታት ምሻጥ ዘቋረጸሉ ቀንዲ ምኽንያት እቶም ናብ ካናል እንግሊዝ ዝሰግሩ ዘይሕጋውያን ስደተኛታት ከይጥቀሙለን ብዝብል’ዩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. ፕረዝደንት ፈረንሳ ኢማኑኤል ማክሮንን ቀዳማይ ሚኒስተር ኣውስትራልኣ ስኮት ሞሪስን

    ፕዚደንት ማክሮን "ሞሪስ ዝሓሰወካዶ ይመስለካ?" ተባሂሉ ኣብ ዝተሓተተሉ "ይመስለኒ ዘይኮነስ ኣዳዕዲዑ'ምብር ሓስዩኒ" ኢሉ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  10. ፕረዝደንት ቱርኪ ረሲጵ ጠይብ ኤርዶጋን

    ፕረዝደንት ቱርኪ ረሲጵ ጠይብ ኤርዶጋን፡ ኣምባሳደራት ኣሜሪካ፣ ጀርመንን ፈረንሳይን ሓዊሱ 10 ኣምባሳደራት  ተቐባልነት ዘይብሎም ልኡኻት (ፐርሶና ናን ግራታ) ክበሃሉ ኣዚዙ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next