ባራክ ኦባማ

  1. መራሕቲ ኣመሪካ ነበር

    ሰለስቲኦም መራሕቲ ኣመሪካ ነበር፡ እቲ መድሃኒት ብበዓል መዚ ክትትል መድሃኒት ኣመሪካ ፍቐዓድ ምስ ረኸበ፡ ኢድና ክንዝርግሕ ድሉዋት ኢና ኢሎም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ኦባማ

    ፕረዚደንት ነበር ባራክ ኦባማ ኣብቲ ቀዳማይ ቅጺ ናይ ክልተ ክፋል ዘለዎ ተዘክሮኣዊ ጽሑፉ፡ ንቭላድሚር ፑቲን ምስ ሓደ ሓያል ናይ ቺካጎ “ሓለቃ ዞባ” ከመሳስሎ እንከሎ፡ ንናይ ፈረንሳ ፕረዚደንት ነበር ኒኮላስ ሳርኮዚ ከኣ “ኣምሰሉ” ክብል ገሊጽዎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. Former US President Barack Obama

    ፕረዚደንት ኣመሪካ ነበር ባራክ ኦባማ ምስ ቢቢሲ ኣብ ዝገብሮ ቃለ መሕተት፡ ኣመሪካ ካብቲ ንምፍልላይ ዘበኣኣሰ ‘ጽሉል ዝኾነ ውዲት ስነሓሳብ’ ንኽትወጽእ ቀላሲ ዝኾነ ዓቢ ዕማም ኣብ ቅድሚኣ ተገቲሩ ከምዘሎ ገሊጹ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ትራምፕን ኦባማን

    ኣብ ዝተፈላለዩ ጎስጓሳት መረጻ ኣመሪካ፡ ፕረዚደንት ኣመሪካ ነበር ባራክ ኦባማን ፕረዚደንት ትራምፕን ንሓድሕዶም ብጽያፍ ቃላት ይመላለሱ ኣለዉ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ኦባማ

    ኦባማ ኣብ ኣተኣላልያ ለበዳ ኮሮናቫይረስ ንትራምፕ ኣትሪሩ ነቒፍዎ

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ሚሸል ኦባማ ኣብ ለንደን ሰነ 2015

    ቀዳመይቲ እመቤት ኣሜሪካ ነበር ሚሸል ኦባማ፡ ን17 ዓመት ብተኸታታሊ ብሂላሪ ክሊንተን ዝተወነነ መዓርግ ከም ዝሓዘት ዳህሳስ ኣመልኪቱ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ባራክ ኦባማ

    ንዓለም ዘናውጽዋ ዘለዉ ጸገማት፡ ካብቶም ስልጣን ጨቢጦም ዝርከቡ ብዕድመ ዝዓበዩ፡ መብዛሕትኦም ደቂ-ተባዕትዮ ዝምንጩ ምዃኑ ጠቒሱ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ

    ምምሕዳር ዶናልድ ትራምፕ፡ እቲ ዓለምለኻዊ ስምምዕ ክሊማ ኣብ ልዕሊ "ቁጠባ ኣሜሪካ ዘይርትዓዊ ጸቕጢ" ዝፈጥር'ዩ ብምባል ይነቅፍ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next