ንሕንሕ/ውድድር

  1. ተወዳደርቲ ሳይክል

    ኣብ ግዝኣት ኣሪዞና፡ ኣብ ልዕሊ ንሰብኣዊ ሓገዝ ዓለም ውድድር ዘካይዱ ዝነበሩ ሳይክሊስት ጉድኣት ዘብጸሐ መራሒ ሚኪና፡ ፖሊስ ተኲሱ ቀቲልዎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. "ሓበሬታ ብዝኾነ መላኺ ክዕፈን ዘይግበኦ ስንቅን ዕጥቅን እዩ"

    ንሓደ ሓበሬታ ዘለዎን ዘይብሉን ህዝቢ ብኣብነት ኣወዳድር እንተትበሃል እንታይ ምበልካ ተባሂሉ ዝተሓተተ መንእሰይ ሰመረ፡ "ኣብ ብርሃንን ጸላምን ከም ዝነብር ህዝቢ ገይረ ምገለጽኩዎ" ክብል መሊሱ። ንህላዌ ሓበሬታ ከም ብርሃን ንስእነት ሓበሬታ ከኣ ከም ጻላም ብምግላጽ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ላሚንግተን

    እታ ጓል 60 ዓመት፡ ኣብ መንጎ ብፍጥነት ኬክ ናይ ምብላዕ ውድድር፡ ምንፍርፋር ከም ዘጋጠማ ጸብጻባት ገሊጾም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ኣብ ኮምፒተር ጌም ዝጻወት ህጻን

    ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ዝተገበረ መጽናዕቲ፡ ካብ 11-16 ዓምቶም ልዕሊ 55 ሽሕ ህጻናት ወልፊ ጌም ከምዘለዎምን ወለዶም ከምዘይፈልጡን ይጠቅስ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next