ቁጠባ

  1. ጥረ ስጋ ምስ ኣዋዘን ሰናፍጨን

    ምስፍሕፋሕ ከተማታት ስዒቡ ኣብ ሓደ መኣዲ ኸቢብካ ምብላዕ እናነከየ'ኳ እንተመፅአ፡ ጥረ ስጋ ንበይንኻ ምብላዕ ግና ብዙሕ ኣይስትውዓልን። ኣብ ከተማ ኣዲስኣበባ ሓዊሱ ኣብ ዝተፈላለዩ ከተማታት እታህ ሃገር እናዛየደ ዝመፅእ ዘሎ ፍቕሪ ጥረ ስጋ፡ ኣብ ሓደ መኣዲ ኸቢብካ ናይ ምምጋብ ልምዲ ተጠናኺሩ ከምዝቐፀለ ኣብዚ ስራሕ ዝተዋፈሩ ሰባት ይዛረቡ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ደገፍቲ ኣብዪ ኣሕመድ ኣንጻር ሓይልታት ትግራይ ኣብ ዘካየዶ ወተሃደራዊ ጎስጓስ ድጋፎም ገሊጾም

    እቲ ኲናት ክንደይ ወጻኢታት ከም ዝሓተተ'ኳ ብግልጺ እንተዘይተፈልጠ፡ ትንበያታት ቑጠባዊ ንግዲ ግን ኣብ መወዳእታ እዚ ዓመት ወተሃደራዊ ወጻኢታት እታ ሃገር 502 ሚሊየን ዶላር ክበጽሕ'ዩ ይብሉ። ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ዋና ጸሓፊ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣንቶኒዮ ጉተሬስ እዚ ኲናት "ልዕሊ ሓደ ቢሊየን ዶላር ገንዘብ ካብ ግምጃ እታ ሃገር ወጻኢ ኮይኑ'ዩ" ኢሉ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ኩሉ ወለዶ ናይ ባዕሉ ዝሓልፎ ምዕራፍ ኣሎ -እዚ ካብ ቑጠባዊ ቅልውላው ክሳብ ኲናትን ለበዳታትን ክኸውን ይኽእል

    ሚሌኒያልስ ካብ 1981 ክሳብ 1996 ዓ.ም ኣቆጻጽራ ኤውሮጳ ኣብ ዘሎ ግዜ ዝተወልዱ ሰባት ኮይኖም ካብቶም ቅድም ኢሎም ዝነበሩ ወለዶታት ዝዛየደ ብልጽግናን ዓለምለኻዊ ጽልዋን ይሓልሙ ነይሮም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. አዲስ አበባ

    እቲ ካብ 24 ጥቅምቲ 2013 ዓ.ም [ኣቆጻጽራ ግእዝ] ጀሚሩ ኣብ ትግራይ ዝተወለዐ ኲናት ኣብ ቀረባ እዋን ዘጋጠመ ከቢድ ሕጽረት ሸርፊ ወጻኢ ከምኡ እውን ልዑል ዝቕባበ ዋጋ ብምስዓብ ንቁጠባ ኢትዮጵያ ይፈታተኖ እዩ ዘሎ፡፡ ዓለምለኻዊ ትካላት ቁጠባ ኢትዮጵያ ብምኽንያት ለበዳ ኮቪድ-19 ጸቕጢ ከም ዝበጽሖን ኣስታት ክልተ ሚኢታዊት ዕብየት ከም ዝምዝገብን ገሊጾም ነይሮም፡፡

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ሓበራዊ ምስሊ ብርን ዶላርን

    ካብ ዝሓለፈ ሰሙን ጀሚሩ፡ ሓደ ዶላር ኣመሪካ ኣብ ጸሊም ዕዳጋ ካብ ብር 64 ክሳብ ብር 68 ይሽረፍ ከም ዘሎን ክሳብ ብር 72 ከም ዝበጽሕን ኣብዚ ዓውዲ ዝተዋፈረ ውልቀ ሰብ ንቢቢሲ ተዛሪቡ፡፡

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ደገፍቲ ፕሬዝደንት ቱኒዝያ

    ብኣተሓሕዛ ኮቪድ-19 መንግስቶም ዝተቆጥዑ ኣሽሓት ቱኒዝያውያን ብሰንበት ናብ ጽርግያታት ዝተፈላላያ ከተማታት ብምውጻእ ተቃውሞኦም ኣብ ዘስምዕሉ ዝነበሩ ምስ ፖሊስ ተጋጭዮም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ገንዘብ

    ላዕለወይቲ ሓላፊት መጽናዕቲ ወፍሪ ዝኾነት ናነዝ ሃቸር ፋይድሀርብ "መንግስታትን ባንክታትን ነቶም ብሰንኪ ለበዳ ኮሮናቫይረስ ዝተሃሰዩ ውልቀሰባት መጠን ወለድ ብምጉዳል ገንዘብ ብምድጓምን ብዙሕ ሓገዛት ከምዝገበራ ዘይከሓድ ኮይኑ፡ እቲ ብሰንኪ ለበዳ ኮሮናቫይረስ ክስዕብ ዝኽእል ዝነበረ ዓቢ ቁጠባዊ ቅልውላው ኣብ ምጉዳል ዓቢ ግደ ነይርዎ'ዩ" ትብል።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ክሪፕቶራከንሲ

    ቻይና ኣብ ዝሓለፈ ዓመት 65 ሚኢታዊት ጠቕላላ ፍርያት ቢትኮይን ሸፊና ዝነበረት ኮይና፡ ግዝኣት ሲችዋን ድማ ካብ ዓለም መበል ካልኣይ ደረጃ ተሰሪዓ ምንባራ መጽናዕቲ ዩኒቨርሲቲ ካምብሪጅ የመልክት፡፡

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. ጄፍ ቤዞስ፣ ዋረን ባፌትን ኤሎን ማስክን

    እዞም ሰብሃፍቲ ዋላ'ኳ ኣብቶም ዝሓለፉ ውሑዳት ዓመታት መጠን ሃፍቶም እንተዛየደ፡ ነቲ ክኸፍልዎ ዝግብኦም መጠን ክፍሊት ግብሪ ንባዓሎም ብዝጥዕሞም መገዲ ብምጥቃም፡ ውሑድ ግብሪ ይኸፍሉ ከምዘለዉ'ዩ፡ ድሕረ ገፅ ፕሮፐብሊካ ገሊፁ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  10. ሩዝ

    ትካል መግብን ሕርሻን ዓለም፡ ኣብ እኽሊ፣ ዘርኢ ዘይቲ፣ ውጽኢታት ጸባ፣ ስጋን ሽኮርን ዝርከቡዎም ቐረባት ኣብ ዓለም ዋጋ መግቢ ወሲኹ'ዩ ኢሉ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next