ፍልቀት (ዘገምታዊ ለውጢ)

  1. ተምሳሌት ሉሲ ጥንታዊት ኣሰር ደቂሰብ

    ቻርለስ ዳርዊን፡ ብዛዕባ`ቲ ባዕሉ ዘካየዶ "ፍጹም ተኣምራታዊ ሚስጢር" ዝኾነ ክልሰ-ሓሳባዊ መጽናዕቲ መስርሕ ደፋእታዊ (ዘገምታዊ) ለውጢ [ኢቮሊሽን] ኣብ ሕቶ ምልክት ዘእቱ ደብዳበ ብምጽሓፍ ዝተሰመዖ ተመስጦን ተስፋ ምቑራጽን ቅድሚ 140 ዓመታት ገሊጹ ነይሩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next