ብኢንተርኔት ዝካየድ ንግዲ

  1. ኣማዞን

    እቲ ትካል ሰፊሕ ሕጽረት ሰራሕተኛታት ስለዘጋጠሞ ደለይቲ ስራሕ ንምስሓብን ዘለዉ ምሰኡ ክጸንሑን ብምሕሳብ’ዩ ናብዚ ውሳነ በጺሑ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ፍሬህይወት ታምሩ

    ዋና ፈጻሚት ስራሕ ፍሬህይወት ታምሩ፡ ምስ'ቲ ኢትዮ-ቴሌኮም ሒዝዎ ዝጸንሐ ብዝሒ ዓማዊል እንትረአ፡ ናይቲ ሓድሽ ጥምረት ናብ ዕዳጋ ኢትዮጵያ ምምጻእ ብዙሕ ከም ዘየስግእ እያ ትዛረብ። ሓደሽቲ ስትራቴጂ ከም ዝተዳለው ድማ ተዛሪባ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ኢትዮቴሌኮም

    ብኬንያዊ ሳፋሪኮም ዝምራሕ ጥምረት፡ ኣብ ፈላማይ ጨረታ ቴሌኮም ኢትዮጵያ ዝተዓወተ ኮይኑ፡ ኣብ ቀረባ ስራሕ ከምዝጅምር ኣፍሊጡ እዩ፡፡

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ኢትዮ-ቴሌኮም

    ካብቲ ዝሓለፈ ሰሙን ጀሚሩ፡ ኣገልግሎት ኢንተርኔት ኣብ ኢትዮጵያ ተቋሪጹ'ዩ። ዝሓለፈ ቐዳም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምስራሕ ዝጀመረ ኾይኑ፡ ኣብ ካልኦት ከባቢታት ኢትዮጵያ ግን፡ መልእኽቲ ጽሑፍ ስልኪ ሓዊሱ ኢንተርነት የለን። ሰብ ሞያ ሕጊ ድማ፡ እዚ ናብ ፍርዲ ክነቕርቦ ኢና ይብሉ ኣለው።

    ተወሳኺ ንባብ
    next