ስድራ

  1. ኣቶ ጊሎ ቶሌራ ወዲ 100 ዓመት ብዓልቲቤቶም ወ/ሮ ጥሩ በንቲ

    ኣብ ክልል ኦሮሚያ፡ ን75 ኣብ ቃል-ኪዳኖም ጸኒዖም ዝነበሩ ሰብኣይን ሰበይትን ኣብ ሓደ መዓልቲ ምዕራፎም ንብዙሓት ኣገሪሙ'ሎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ወሊድ ቻይና

    ቻይና ዜጋታታ ሰለስተ ቆልዑት ንኽወልዱ ብምፍቃድ ናይ ቅድሚ ሕጂ ፖሊሲ ምጣነ ስድራ ኣመሓይሻቶ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ኣብ ዓለምና 'ዝበዝሐ ቤተሰብ ዘለዎም መራሒ ስድራ' ሽማግለ

    መራኸቢ ብዙሓን'ታ ሃገር፡ ነቶም ብሰንበት ዝዓረፉ ሽማግለ 'ኣብ ዓለምና ዝበዝሐ ቤተሰብ ዘለዎም መራሒ ስድራ' እናበሉ እንተጸውዕዎም'ኳ፡ እቲ ክብረ ወሰን ብመን ከምዝተትሓዘ ግን ንጹር ሓበሬታ ኣይተረኽበን።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ለጋሲ ምስ ብርክት ዝበሉ ህጻናት

    ግቡእ ናይ ወሊድ ሕክምና ክገብሩ ዓቕሚ ዘይብሎም ገለ ሰባት ቁጽጽር ኣብ ዘይብሎም ናይ 'ፌስቡክ ጉጅለታት' ብምእታው ዘርኢ ወዲ ተባዕታይ (ስፐርም) ንምሻጥ ወይ ንምልጋስ ፍቓደኛታት ዝኾኑ ሰብኡት የናድዩ። በዓልመዚ ፍርያምነት ደቂሰባትን ስነ-ድቂን ብሪጣንያ ግና እዚ ሓደገኛ ሳዕቤናት ከም ዘለዎ ክገልጽ እንከሎ፡ ዘይሕጋዊ'ውን ክኸውን ይኽእል ኢልዎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ሓንቲ ወላዲት ደቃ እንኣለየት

    "8% ሰብኡት፡ ምእላይ ህጻናት ናይ ሰበይቲ ስራሕ ኰይኑ ከምዝስመዖም ምፍላጥና ልቢ ዝትንክፍ እዩ ። ኣብ ዝሓለፈ 20 ዓመታት ኣዝዩ ዓቢ ለውጢ ተራእዩ እዩ። ቅልውላው ኮቪድ ዘምሃረና ግን ገና እቲ ተባዕታዊ ኣተሓሳስባ ገና ዘይምቕያሩ እዩ" ትብል።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ኣማል ምስ ወዱ ኣፑ ሳርከር

    ወዲ 22 ዓመት ኣፑ ሳርከር፡ ኣብ ግዝኣት ናቶሬ ባንግላዴሽ ምስ ስድርኡ ይነብር። ኣፑን ስድራቤቱን ካብ መብዛሕትና ዝፍለዩሉ ነገር ኣለዎም። ኣሰር ኣጻብዕቲ የብሎምን።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ኣዲስ ኣለም ሓድጉ ምስ ንእሽቶ ጓሉ

    ኢትዮጵያ ጋዜጠኛ ኣዲስኣለም ሓድጉ ቅድሚ 16 ዓመታት ዝተፈለይኦ ኤርትራዊት በዓልቲ ቤቱን ክልተ ደቁን ዝረኽበላ መዓልቲ ልዕሊ እታ ብህይወት ክነብረላ ዝደሊ ዕድመ ይብህጋ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. መጻምድቲ

    ነዞም ሰብ ሓዳት፡ መዓልቲ መርዐኦም፡ ኣብ ህይወቶም እታ ዝዓበየት ዝሕጎሱላ ዕለት ክትኸውን ምተገበአ። እንተኾነ፡ ብተጻራሪ እዩ ኾይኑ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. ዳግም ምርኻብ

    ኣዲኡ ሊ፡ ወዳ ንምእላሽ ክትብል ስርሓ ብምቁራጽ፡ ልዕሊ 100 ሽሕ ስእሉ ዘለዎ ወረቓቕቲ ናብ ልዕሊ 10 ከባቢታት ዘርግሐት።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  10. ወይዘሮ እንዳለች ይመር

    ወለዲ ዝተጨወያ ተምሃሮ ዩኒቨርሲቲ ተወለድቲ ኣምሓራ ቁርጺ ይነገረና ኢሎም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next