ሙዚቃ

  1. ክብሮም ኣብ ስቱዲዮ

    ንመሰልን ድሕነትን ሶማሊያውያን ህጻናት፣ ብዛዕባ ኣመሪካዊ ጆርጅ ፍሎይድ ከምኡ’ውን ቕትለት ድምጻዊ ሃጫሉ ሁንዴሳ ሙዚቃታት ከም ዝሰርሐን ከም ዝተቓለሰን ይዛረብ። ሕጂ ድማ ብሰንኪ እቲ ኣብ ትግራይ ዝቕጽል ዘሎ ኲናት ዝስዓበ ኪሳራታትን ዝፈጠረሉ ቃንዛን ብሙዚቃ ይገልጾ ኣለኹ ይብል። ህይወትን ኪነ ጥበባዊ ስራሕትን ኣብ ዝኾነ ክፋል ዓለም ሰባት ጉድኣት ክበጽሖም እንከሎ ስቕ ኢለ ኣይፈልጥን ዝብል ክብሮም ወይ’ውን ‘ኪው ራፕ’ እንታይ ይመስሉ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ዮናስ ምሕረትኣብ

    ኣብቲ ኣፍሪማስ 'ኦል ኣፍሪካን ሙዚክ ኣዋርድ' ዝተሰምየት ሽልማት ንኣፍሪቃ ኣብ ሓሙሽተ ዞባታት ብምምዳብ እዩ ሽልማታት ዝዕድል። ምብራቕ ኣፍሪቃ፡ ማእከላይ ኣፍሪቃ፡ ሰሜን ኣፍሪቃ፡ ደቡባዊ ኣፍሪቃን ምዕራብን ኣፍሪቃን።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ድምጻዊ ታሪኩ ጋንኪሲ

    ብደርፊ ዝተሓጎሱ ብዙሓት ሰባት ናይ ገንዘብ ሓገዝ ከምዝገበርሉ ዝገልጽ ታሪኩ፡ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ'ውን ብኣካል ረኺቡ ከምዘተባበዖ ንቢቢሲ ገሊጹ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ኣለማሁ እሸቴ

    እቲ ድምጻዊ ኣብ ኣዲስ ኣበባ'ዩ ተወሊዱ። ምስ ዓበየ 'ክርስቲያን ኢንስቲትዩት ትሬኒንግ' ተባሂሉ ኣብ ዝጽዋዕ ሓዳሪ ቤት ትምህርቲ ከም ዝተማህረ ይዛረብ ነይሩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ርዋንዳዊ ኮኾብ ሙዚቃ ሂፕሆፕ ጀይ ፖሊ

    ሓደ ካብ ኣዝዮም ፍሉጣት ራፐራት ርዋንዳ ዝኾነ ጀይ ፖሊ ኣብ መበል 33 ዓመቱ ኣብ ሆስፒታል ኪጋሊ ህይወቱ ሓሊፉ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ተኽልንኪኤል ገብሩ

    ሕልፈት ወዲ ገብሩ ምስተነግረ፡ ኣብ ዝተፈለላየ ኣጋጣሚ፡ ብቐረባ፡ ብኣካል ይኹን ብርሑቕ፡ ብከም " ኣቑርደት ተሰነይ መሬት ዓርኮብኮባይ፤ ኣቲ ሰሓብ ገመል ሰታይ ጸባ፤ ወረጦ ወረጦ፤ ሰመያዊት ለምለም፡ ንኹሉ እንቋዕ ኣርከብኩሉ" ዝብልን ካልእን ደርፍታቱ ዝፈልጡዎ ኣድነቕቲ ሞያኡ ዝተሰመዖም ጓህን ሓዘንን ብሰፊሑ ገሊጾም ኣለው። ተኽለንኪኤል ገብሩ ግን መን እዩ? ኣበይ ተወሊዱን ዓብዩን? ብኸመይ'ከ ናብ ስነ-ጥበብ ኣትዩ?

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ኒኪ ሚናጅ ምስ በዓል ቤታ

    እታ ጓል ኣንስተይቲ ሕጊ ጓል 43 ዓመት ኮይና፡ እቶም መጻምዲ ነቲ ክሲ ጠጠው ከተብሎ ጸቕጥታት ከብጽሑላ ከም ዝጸንሑ ገሊጻ ክብል ማዕኸን ዜና ኣመሪካ ጸብጺቡ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ሪሃና

    እታ 1.7 ቢልዮን ዶላር ዝወነነት ኮኸብ ፖፕ ኮመዲክስ ሪሃና፡ ብገምጋም እቲ 1.4 ቢልዮን ዶላር ኣመሪካ ካብቲ ናይ ጽባቐ ትካላ ዝተረኽበ እዩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. ሃጫሉ ሁንዴሳ

    እቲ ብቋንቋ ኣፋን ኦሮሞ ዝፍለጥ ውሩይ ደራፋይ፡ ኣብ መወዳእታ ወርሒ ሰነ 2020 ኣብ ርእሰከተማ ኣዲስ ኣበባ ከምዝተቐተለ ይዝከር። ቅትለቱ፡ ኣብታ ሃገር ዓቢ ስንባደን ናዕብን ዘስዓበ'ዩ ነይሩ። ብሰንኩ ድማ ኣማኢት ሰባት ክቕተሉ እንከለዉ፡ ብዙሕ ንብረት ድማ ዓንዩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  10. ኣር ኬሊ

    ኣብ ዓውዲ ሙዚቃ 'አር ኤንድ ቢ' ውሩይ ዝኾነ ኣመሪካዊ ኣር ኬሊ: ወዲ 17 ዓመት ምስዝኾነ ሰገን ጾታዊ ረኽቢ ፈጺሙ ዝብል ሓዊስካ ብኻልኦት ክስታት ሽሙ ይለዓል’ሎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next