ተፈጥሮ

  1. ዝደረቐ መሬት

    እቲ ካብ 31 ጥቅምቲ ክሳብ 12 ሕዳር 2021 ዝካየድ ጉባኤ ኣብ መዓልታዊ ህይወት ደቂ ሰባት ዓብዪ ለውጢ ከምጽእ ከምዝኽእል ትጽቢት ይግበር።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ሳራ መንክር መስራቲት ግሮ ኢንተለጀንስ

    ትውልደ ኢትዮጵያዊት ሳራ መንክር፡ ኣብ መፅሄት ታይም ናይዚ ዓመት ጸለውቲ ካብ ሞንጎ ዝኾኑ 100 ሰባት ሓንቲ ኮይና።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ኣብ ሱዳን ሓደጋ ውሕጅ

    ኣብ ሱዳን ካብ ወርሒ ሓምለ ጀሚሩ ዝዘነበ ከቢድ ዝናብ እታ ሃገር ካብ ዘለዉዋ 18 ግዝኣታት ኣብተን 14 ጉድኣት ከምዘብጸሐ ተገሊጹ፡፡

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ተሓለቕቲ ሓለዋ ከባቢ

    ኣስታት ሲሶ እቶም ቅትለታት ምስ ከም ምቑራጽ ኣግራብ፣ ዕደና፣ ገዘፍቲ ዓውዲታ ሕርሻ፣ ግድባት ሃይድሮኤሌክትሪክን ካልኦት ስራሕቲ መሰረተ ልምዓትን ዝኣመሰሉ ምዝመዛ ሃፍቲ ተፈጥሮ ዝተኣሳሰሩ እዮም፡፡

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. በርቂ

    እቶም ቆልዑት ፈልሲ ንምትካል ብሓባር ይኸዱ ኣብ ዝነበሩሉ እዋን በቲ ሓደጋ መብረቕ ከምዝሞቱ በቲ ሓደጋ ሓፍቱ ዝሰኣነ ቀነኒ ተዛሪቡ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. እቲ ፍሉይ ዓሌት ሰላጣ

    ኣብ 1981 ምዃኑ'ዩ። ሞርቶን፡ ንመጀመርታ ግዜ ሕርሻ ዝፈተነሉ እዋን'ዩ ነይሩ። ፈለማ ክልተ ዓይነት ሰላጣ'ዩ ዘሪኡ፡ ነዊሕ ርእሲ ዘለዎ ኣብ ሰሜን ኣመሪካ ዝበቁል ቀይሕን ሕብሪ ዘለዎን እቲ ልሙድ ቀጠልያ ሰላጣን። ዓብዪ፡ ዓንቢቡ ናብ ፍረ ምስበጽሐ፡ ንዝቕጽል ዓመት ንኽዘርኦ ካብቲ ፍረ ኣቐመጠ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ቁጽሪ ምውታት ክውስኽ ከምስኽእል እዩ ተሰጊኡ ዘሎ

    እታ ኣብ ዝሓለፈ ኣዋርሕ ፕረዚደንታ ኣብ መንበሪ ገዝኡ እንከሎ ዝተቐንጸላ ሃገረ ሃይቲ፡ ኣብ 2010 ብዘጋጠማ ብርቱዕ ምንቅጥቃጥ ምድሪ ልዕሊ 200 ሽሕ ሰባት ከምዝሞትዋ ዝዝከር እዩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ሆስፒታላት እታ ሃገር ብህሩማት ኣዕለቕሊቐን ኣለዋ

    ብቀዳም ኣብ ሃይቲን ብዘጋጠመ 7.2 ሬክተር ዝዓቐኑ ምንቅጥቃጥ ምድሪ ብውሕዱ 1297 ሰባት ከምዝሞቱ ሰብ መዚ እታ ሃገር ገሊጾም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. ሃይቲ

    ኣብ ሄይቲ ብዝተኸሰተ ከቢድ ምንቅጥቃጥ መሬት ምኽኒያት ብውሕዱ 304 ሰባት ክሞቱ እንከለዉ ልዕሊ 1800 ሰባት ከኣ ተጎዲኦም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  10. ሰላማው

    እዞም ኣባላት ስድራ ኣብ ፕሮግራም ትምህርቲ ዝሳተፉ ሓረስቶት'ዮም። ህይወት እዚ ስድራ ዘርእዩ ምስልታት ውድድር ደረጃ ወይ ምድብ ሰባት'ውን ተዓዊቱ'ዩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next