ውድብ ሕቡራት መንግስታት

  1. ኣብቲ ብሰንበት ኣብ ኢንተርነት ዝተዝርግሐ ስእልን ቪድዮን፡ ወተሃደራት ሑቲ ንትሽዓተ ሰባት ኣብ ኣደባባይ ታሕሪር ብጥይት ኣብ ዝባኖም ክሃርምዎም የርኢ (19 መስከረም 2021)

    ሕቡራት ሃገራት፡ ኣውሮጳዊ ሕብረት፡ ኣመሪካን ብሪጣንያን ነቲ ኣብ ኣደባባይ ዝተፈጸመ ተግባር ቅትለት ብትሪ ኮኒኖም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ኣብ ጀነቫ፡ ስዊዘርላንድ ዝተኻየደ ኣኼባ

    እቲ ዝተኻየደ ሓባራዊ መጽናዕቲ፡ ኣብ ከተማ መቐለ፡ ምብራቕን ደቡብን ትግራይን ብወተሃደራት መንግስቲ ኢትዮጵያን መሻርኽቱን ሰፊሕ ግፍዒ ከምዝተፈጸመ ተገሊጹ። መራሕቲ ትግራይ እቲ ምጽራይ ገበናት እንተደገፉ'ኳ፡ ሙሉእ ንሙሉእ ዘይሻራዊ ከኸውን ድማ ጸዊዖም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ኣንቶኒ ብሊንከን

    ኣሜሪካ፡ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ (ትግራይ) ዘሎ ኵናት፡ ወተሃደራዊ ስጉምቲ ፍታሕ ክኾኖ ከምዘይኽእልን ብመራሕቲ ሕቡራት ሃገራትን ሕብረት ኣፍሪቃን ዝቐረበ ሓሳብ ከምትሰማምዐሉ ተገሊፁ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. እኽሊ ረድኤት

    ኣብ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ግዝያዊ ኣተሓባባሪ ሰብኣዊ ረድኤት ኢትዮጵያ ዝኾነ ግራንት ሊይቲ፡ ኣብ ውሽጢ ትግራይ ካብቲ ሕሉፍ ብዝሓሸ ረድኤት ምብጻሕ ዝክኣል'ኳ እንተኾነ ረድኤት ዝጽዓና መካይን ናብቲ ክልል ኣብ ምእታው ግን ጸገም ኣሎ ክብል ተዛሪቡ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ፕሬዝደንት ኪም ጆንግ ኡን

    እዚ ፍርያት ቻይና ዝኾነ ክታበት ኮሮናቫይረስ [ሲኖቫክ] ብመገዲ ንድኻ ሃገራት ክታበት ዘመራቕሕ ፕሮግራም ኮቫክስ ኣቢሉ ዝተዋህባ'ዩ ነይሩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት (ኣብ ካልእ ኣጋጣሚ ዝተወስደ ስእሊ)

    ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ኢትዮጵያ ንዘሎ ኲናት ኣመልኪቱ ትማሊ ሓሙስ 26 ነሓሰ ዝርርብ ኣካዪዱ። እቲ ባይቶ፡ ኲናት ትግራይ ድሕሪ ምውልዑ ብተደጋጋሚ ኣብ ጉዳይ ኢትዮጵያ ኣብ ዕጽውን ክፉትን ዝርርብ ምግባሩ ይዝከር። እዚ ናይ ትማሊ ርክብ'ውን ብክፋል ክፉት ዝነበረ ኮይኑ፡ ድሕሪ እቲ ቀዳማይ ዙር እቲ ዝርርብ ብዕጽው እዩ ተኻዪዱ። ኣብቲ ኣኼባ እተን ኣባላት እቲ ባይቶ ብዛዕባ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ዘሎ ቅልውላው ርእይቶአን ሂበን ኣለዋ። መን እንታይ በለት?

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ሰራዊት ዓቃቢ-ሰላም ኣብ ኣቢዬ

    ኣብ ትሕቲ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ግዝኣት ኣቢዬ ኣብ ምዕቃብ ሰላም ተዋፊሮም ዝርከቡ ወተሃደራት ኢትዮጵያ ክወጽኡ ሕቡራት ሃገራትን መንግስቲ ሱዳንን ከም ዝተሰማምዑ ተገሊጹ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ሰብኣዊ ረድኤት

    ትካል ሰብኣዊ ረድኤት ውድብ ሕቡራት ሃገራት [ኦቻ-OCHA]፡ ናብ'ታ ንኣስታት ትሸዓንተ ኣዋርሕ ብኲናት ትሕመስ ዘሎ ትግራይ፡ ረድኤት ንምብጻሕ ዝግበር ምንቅስቓስ ኣይተመሓየሸን ኢሉ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. ሰራሕተኛታት ረድኤት

    ኣብ ቀረባ እዋን መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብታ ብኲናት ትሕመስ ዘላ ትግራይ ዝሰርሑ ሰራሕተኛታት ሰብኣዊ ረድኤት ንሓይልታት ትግራይ ይሕግዙ ኣለው ኢሉ ምኽሳሱ ሓደገኛ እዩ ክብል ውድብ ሕቡራት ሃገራት ነቒፉ ነይሩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  10. ኣብ ቻይና ዘጋጠመ ዕልቕልቕ

    እቲ መጽናዕቲ ብፓነል መንግስታት ክሊማዊ ለውጢ [IPCC] ዝተባህለ ብውድብ ሕቡራት ሃገራት ዝምወል ጉጅለ ዝተኻየደ ኮይኑ ልዕሊ 14 ሽሕ ሳይንሳዊ መጽናዕታት ዳህሲሱ ኣሎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next