ምስቓይ

  1. ሩባ ተከዘ

    ዝምድና ሱዳንን ኢትዮጵያን ብሰንኪ ኣብ መንጎአን ተፈጢሩ ዘሎ ዶባዊ ምስሕሓብን፡ ጉዳይ ዓብዪ ግድብ ህዳሰን ሻሕኪሩ ምህላዉ ይፍለጥ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. Streets in Japan

    ኣብ መላእ ዓለም፡ ካብ ኣመሪካ ክሳብ ጀርመን፡ ካብ ዓባይ-ብሪጣንያ ክሳብ ስፔን፡ ሰባት ብዝተፈላለየ ምኽንያት ካብ ገዛእ ህይወቶም ብዘይ ዝኾነ ይኹን ኣሰር፡ እግሮም ናብ ዝመርሖም ይነፍጹ። ቤተሰቦምን መቕርቦምን "ዝረኣየ ዓይኑ ይብራህ" ብምባል ደሃይ ፍቱዋቶም ክፈልጡ ላዕልን ታሕትን ይብሉ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. አክሱም

    ወተሃደራት ኤርትራ ኣብ ከተማ ኣክሱም ዝፈጸምዎ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት፡ ኣብ ልዕሊ ሰብኣውነት ዝተፈጸመ ገበን ወይ ድማ ገበን ኩናት ክኸውን ከምዝኽእል ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ገሊጹ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ሕንጻ ኤውሮጳዊ ሕብረት

    ኣብ ኤርትራ ላዕለዎት ሚኒስትራት መንግስቲ ዝነበሩ ፖለቲከኛታትን ዝርከብዎም ብዓሰርተታት ዝቑጸሩ ሰባት፡ ብኣባለት ጸጥታ ተታሒዞም ኣብ ቀይዲ ድሕሪ ምእታዎም ተሰዊሮም ከምዘለዉ ይፍለጥ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ሙሳ ሂላል

    ሙሳ ሂላል፡ ምስ ፕረዚደንት ሱዳን ነበር ዑመር ኣልበሽር ጥቡቕ ዝምድና ዝነበሮ ኮይኑ፡ ጸኒሖም ምስ ተባእሱ ኣብ 2017 ኣብ ቀይዲ ኣትዩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ዩቫል ኖዋ ሃራሪ

    ንምንታይ'ዮም ብምልዮናት ዝቝጸሩ ኣንበብቲ ዩቫል ኖዋ ሃራሪ ዝጸሓፎም መጻሕፍቲ ተገዲሶም ዝገዝእዎምን ዜንብብዎን? ንምንታይ'ዩ ሃራሪ ብብዙሓት መራሕቲ ኣህጕራውያን ትካላት፡ ኣብያተ ኣካደምያን ዀኑ ዓበይቲ መራኸብቲ ብዙሃን ወትሩ ጊዜ ኣስተምህሮኡ ንህዝቢ ንኸካፍል ዝዕደም?

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ፖሊስ ኢትዮጵያ

    ቅትለት ጆርጅ ፍሎይድ፡ ኣብ ኣመሪካን ዝተፈላለየ ክፍልታት ዓለምን፡ እቲ ኣብ ልዕሊ ጸለምቲ፡ ንዘበናት ዝሰረተ ምምሕዳራዊ ስርዓት ዓሌታዊ ኣድልዎን ወጽዓን ንከብቅዕ ዝጽውዕ ሰፊሕ ህዝባዊ ምንቅስቓስ ኣለዓዒሉ'ዩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ጆርጅ ፍሎይድ

    ጎናጎኒ፡ ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ዝፍጸም ጭካነ ፖሊስን ዓሌታውነትን ክኹንን ዝጽውዕ እዩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. ሬቨንድ ኣል ሻርፐን

    ጠበቓ ስድራ ጆርጅ ፍሎይድ፡ "ጆርጅ፡ ብምኽንያት ኮሮናቫይረስ'ዩ ሞይቴ ክብሉ ጀሚሮም ኣለው። ግንከ ብለበዳ ዓሌታውነትን ከም ዝሞተ መን ይንገሮም . . ." ክብል ስምዒታዊ ኮይኑ ተዛሪቡ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  10. ቤተ-መንግስቲ ኣመሪካ

    ኣብ ከተማታት ኒውዮርክ፣ ቺካጎ፣ ፍላደልፍያን ሎስ ኣንጀለስን፡ ፖሊስ ንሰልፈኛተት ክብትኑ ዘንብዕ ትኪ ተኲሶም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next