ቱኒዝያ

  1. ኣብ ቱኒዝያ ዝካየድ ዘሎ ተቃውሞ

    ሚኒስተር ወጻኢ ጉዳያት ቱኒዝያ እቲ ዝጥለብ ዘሎ ከም ዘማልእዎ ንሚኒስተራት ወጻኢ ጉዳያት ፈረንሳ፣ ቱርኪ፣ ጣልያንን ጀርመንን ብቴሌፎንን ኣብ ዝገበሮ ዝርርብ ተመባጺዑሎም። ብምስዓብ ፕረዚደንት ቱኒዝያ ነቲ ስጉምቲ ንግዙኡ ወሲድዎ ከም ዘሎ'ውን ገሊጽሎም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ደገፍቲ ፕሬዝደንት ቱኒዝያ

    ብኣተሓሕዛ ኮቪድ-19 መንግስቶም ዝተቆጥዑ ኣሽሓት ቱኒዝያውያን ብሰንበት ናብ ጽርግያታት ዝተፈላላያ ከተማታት ብምውጻእ ተቃውሞኦም ኣብ ዘስምዕሉ ዝነበሩ ምስ ፖሊስ ተጋጭዮም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. መሃመድ ካሊል

    ንኢትዮጵያዊ መወዳድርቱ ኣብ ታኤክዎንዶ ዝሰዓረ ቱንዝያዊ ቀዳማይ ወናኒ መዳልያ ጸወታታት ኦሎምፒክ ቶክዮ ኮይኑ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ቱኒዝያዊት

    ንመንግስታት ሃገራት ዓረብ ዘነቓነቐ ናዕነቢ ከውላዕ ምኽንያት ዝኾነ ቱኒዝያዊ፡ ወዲ 26 ዓመት ሞሓመድ ቦኣዚዝ፡ ንርእሱ ብሓዊ ካብ ዘቃጽል ዓሰርተ ዓመት መሊኡዎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ቱኒዝያ

    ፖሊስ ቱንዝያ ኣብቲ ራብዓይ መዓልቲ ኣቑፂሩ ዘሎ ናዕቢ፡ 600 ሰባት ከምዝአሰረ ኣፍሊጡ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ቱኒዝያ

    ኣብ ርእሰ ከተማ ቱኒዝን ካልኦት ብዙሓት ከተማታት እታ ሃገርን ፡ ኣብ ሞንጎ ሰልፈኛታትን ፖሊስን ጎንፅታት ከምዝነበረ ተገሊፁ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ስደተኛታት ዝሓዘት ጃልባ

    ኣብ ማእከላይ ባሕሪ፡ ስደተኛታት ሒዛ ዝነበረት ጃልባ ብምጥሓላ 20 ሰባት ከምዝሞቱ ሰብ መዚ ቱኒዝያ ሓቢሮም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. መረጻ ኣመሪካ 2020፡ መሻርኽቲ ትራምፕ ስዕረቱ ንክቕበል ሓቲቱ

    ፕሬዝደንት ዶናልድ ትራምፕ መርትዖ ዘይብሉ ክስታት ጥራሕ ብምቕራብ ኣብ መረጻ እታ ሃገር ምትላል ተፈጺሙ'ዩ ብምባል ስዕረቱ ክቕበል ኣይክኣለን። ብሰንበት ግን ኣባላት ሪፐብሊካን'ውን ትራምፕ ስዕረቱ ንክኣምን ይሓቱ ነይሮም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. ኤምና ቻርኪ፡ ኣብ ዝሃበቶ ቃለ መጠይቕ ግን፡ እቲ ጽሑፍ ንሰባት ዘሰንብድ ዘይኮነ፡ ዘዋዚ መልእኽቲ'ዩ ኢላ

    እዛ ቱኒዝያዊት ጸሓፊት ማሕበራዊ ሚዲያ፡ ቅዱስ መጽሓፍ ቁርዓን ብዝጽሓፈሉ መገዲ ብዛዕባ ኮቪድ-19 ህየላዊ [ሳትሪካል] ጽሑፍ ብምጽሓፋ፡ ማእሰርቲ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ተፈሪዱዋ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  10. ሰብ ሞያ ሕክምና ንምድሓን ዝጓየዩ ዘለው ቱኒዚያውያን

    እቶም ሰራሕተኛታት ንሓካይም ዝኾኑ ናውታት ምፍራይ ካብ ዝጅምሩ ድማ ሓደ ሰሙን ኣቑጺሮም ኣለው።

    ተወሳኺ ንባብ
    next