ሕብረት እንግሊዝ/ዓባይ ብሪጣንያ

  1. ማስክ ዝገበረት ሰብ ኣብ ሆላንድ

    ውድብ ጥዕና ዓለም እቲ ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ዝተርአየ ሓድሽ ዓሌት ኮሮናቫይረስ ኦሚክሮን፤ ንህዝቢ ዓለም ንሓደጋ ዘቃልዕ ክኸውን ከምዝኽእል ሻቕለቱ ገሊጹ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ፖሊስ ፈረንሳ

    ኣብቲ ዝሓለፈ ሰሙን ካብ ፈረንሳይ ናብ ዓባይ ብሪጣንያ እንክሰግሩ 27 ስደተኛታት ምሟቶም ስዒቡ፡ ሰብመዚ ኣውሮጳ ኣብ ዘሳለጥዎ ኣኼባ እዩ፡ ሚኒስትር ውሽጣዊ ጉዳያት ፈረንሳይ ዤራርድ ዳርማኒን ነዚ ገሊፁ ዘሎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ፕረዚደንት ደቡብ ኣፍሪቃ ስሪል ራማፎዛ

    ውድብ ጥዕና ዓለም፡ ነተን ብታህዋኽ ናይ በረራ እገዳ ዝኣወጃን ዝእውጃ ዘለዋን ሃገራት ብምጥንቃቕ፡ ውሳነአን ኣብ ፍልጠት ዝተሞርከሰ ክኸውን ሓቢሩ። እንተኾነ ብዙሓት ሃገራት ብዘለወን ስግኣት ካብተን እዚ ሓዲሽ ዓይነት ኮሮናቫይረስ ዝተረኣየለን ሃገራት ኣጋይሽ ከይኣትውወን ወሲነን ኣለዋ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. Video content

    Video caption: “ሕልምታተይ ኣብ ዓዲ እንግሊዝ’ዩ ዝገሃድ” ስደተኛ

    ሱዳናዊ ስደተኛ ሱልጣን ብፈረንሳይ ኣቢሉ ናብ ዓባይ ብራጣንያ ክሰግር ደልዩ ድሕሪ ክንደይ ጻዕሪ ሓሳብ ልቡ ሰሚርሉ። ንሱ “ዋላ ኣብ ባሕሪ ይመውት እምበር ናብ ዓዲ እንግሊዝ ካብ ምስጋር ንድሕሪት ኣይብልን” ዝብል ቅዋም እዩ ነይርዎ።

  5. ቫይረስ

    ውድብ ጥዕና ዓለም ኣብ ዝተፈላለየ ሃገራት ዝርከብ ዘሎ ሓድሽ ዓሌት ኮሮናቫይረስ “ዘተሓሳስብ” ኣብ ዝብል ምድብ ከቐምጦ እንከሎ ‘ኦሚክሮን’ ዝብል ስያመ ሂብዎ ኣሎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ንመትረብ እንግሊዝ ክሰግሩ ዝተትሓዙ ስደተኛታት

    ሓይሊ ባሕሪ ዓባይ ብሪጣንያ ነቶም ኣብ መትረብ ኢንግሊዝ ዝጠሓሉ 27 ሰባት ንምልላይ ጻዕሪ የካይዱ ኣለው። ሞት ናይቶም ስደተኛታት: ስለምንታይ እዮም ሰባት እቲ ጉዕዞ ህይወት ዝፈታተን ሓደገኛ ምዃኑ እናፈለጡ ስቕ ኢሎም ክሰግሩ ዝፍትኑ ዘለው ዝብል ሕቶታት የለዓዕል ኣሎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ንመትፖሊስ ፈረንሳይ

    ቀዳማይ ሚኒስተር ቦሪስ ጆንሰን፡ ፈረንሳ ናብ ዓባይ ብሪጣንያ ንምእታው መትረብ ኢንግሊዝ ንዝሰገሩ ስደተኛታት "መሊሳ ንምውሳድ" ክትሰማማዕ ፀዊዑ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ቅብኣታት

    እቲ ሞዛይክን ኣብ ከባቢኣ ዝተረኽበ ዘደንቕ ቪላን፡ ብክፍሊ ዲጂታል፡ ባህሊ፡ ሜድያን ስፖርትን ዓባይ ብሪጣንያ ከም ኣገዳሲ ቅርሲ ኰይኑ ተዓቂቡ ኣሎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. ከባቢ 40 ዝኾኑ ስደተኛታት ብኣየር እትንፋሕ ጃልባ ሒዞም ኣብ ገማግብ ባሕሪ ሰሜናዊ ፈረንሳ 24 ሕዳር 2021

    ናብ ዓባይ ብሪጣንያ ገጾም ዝጐዓዙ ዝነበሩ ሰላሳን-ሓደን ሰባት ጃልባኦም ምስ ጠሓለት ኣብ መትርብ እንግሊዝ (ጥቓ ካሌይ) ሞይቶም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  10. ሰራዊት ኢትዮጵያ 11 ሕዳር 2021

    ኣብ ኢትዮጵያ ተኸሲቱ ዘሎ ኲናት ሓድሕድ እናዓረገ ኣብ ዝመጸሉ ዘሎ ኩነት ጀርመንን ፈረንሳን'ውን ዜጋታተን ካብ ኢትዮጵያ ክወጽኡ መኺረን።

    ተወሳኺ ንባብ
    next