ቡን

  1. ቡና ብቤኬሪ

    መዓልታዊ ዝስተ ቡን ልዕሊ 300 ግራም ከባቢ ኣየር ዝብክል ካርበን ጋዝ የመንጩ፡፡ እዚ ኣብ ዓመት 116 ኪሎ ግራም ምዃኑ እዩ፡፡ ብኻልእ ኣገላልጻ ሓንቲ መኪና ሓደ ሽሕ ማይልስ ተጓዒዛ ካብ እተውጸኦ ትኪ ዝበዝሕ ማለት እዩ፡፡

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ታምሩ ታደሰ

    ‘‘ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ንሓደ ኪሎ ቡን ብ407 ዶላር ተሸይጡ'ዩ፤ እዚ ንናይ ኢትዮጵያ ቡን ዝተኸፈለ ዝለዓለ ዋጋ እዩ። ኣብ ሲዳማ ቡን ዘፍርይ ኣቶ ንጉሴ ገመዳ እዩ በዚ ዋጋ ቡን ሸይጡ"።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ፅልዋታት ካፊን ካብ ሰብ ናብ ሰብ ክፈላላ ይኽእል።

    ብሰንኪ'ዚ ድማ፡ ዋጋ ናይቲ ቡን ልዑል ናህሪ ከም ዘርኣየ ኣገልግሎት ዜና ሮይተርስ ዘውጽኦ ጸብጻብ ሓቢሩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next