ስዑዲ ዓረብ

  1. ጀስቲን ቢበር

    ተሓላቒ ሰብኣዊ መሰላት ሂዩማን ራይትስ ዎች ብወገኑ፡  እቲ ምድላው ነቲ ኣብ ስዑድ ዓረብ ዝፍፀም ግህሰት ሰብኣዊ መሰል ትኹረት ንምቕያር ዝዓለመ ከም ዝኾነ ብምግላፅ፡ ጀስቲን ቢበርን ካልኦት ምርኢት ኣቕረብትን ካብቲ ምድላው ንርእሶም ከግልሉ ፀዊዑ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ኣብ ሱዳን ተቓውሞታት

    ስዑድን ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ን ሲቪላዊ መንግስቲ ሱዳን ናብ ቦትኡ ክምለስ ጸዊዐን

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ወራስ ዓራት ልኡል ስዑድ ዓረብ መሓመድ ቢን ሳልማን

    እቲ ሰዓድ ኣል ጃብሪ ዝተባህለ ውልቀ ሰብ ንሲቢኤስ ከምዝገለጾ፡ ልኡል መሓመድ ቢን ሳልማን ኣቡኡ ምእንቲ ክነግስ ነቲ ተግባር ክፍጽም ከምዝደሊ ንወዲ ሓው ኣቡኡ ኣብ 2014 ነጊርዎ እዩ፡፡

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ኒውካስትል

    ወናኒ ኒውካስል ዝነበረ ማይክ ኣሽሊ ንዝሓለፉ 14 ዓመታት ምስታ ጋንታ ዝጸንሐ ኮይኑ፤ ዜና መሸጣ ምስተሰምዐ ደገፍቲ ናብ ስታድየም ሰይንት ጄምስ ፓርክ ብምኻድ ሓጎሶም ክገልጹ ተራእዮም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ኣብቲ ብሰንበት ኣብ ኢንተርነት ዝተዝርግሐ ስእልን ቪድዮን፡ ወተሃደራት ሑቲ ንትሽዓተ ሰባት ኣብ ኣደባባይ ታሕሪር ብጥይት ኣብ ዝባኖም ክሃርምዎም የርኢ (19 መስከረም 2021)

    ሕቡራት ሃገራት፡ ኣውሮጳዊ ሕብረት፡ ኣመሪካን ብሪጣንያን ነቲ ኣብ ኣደባባይ ዝተፈጸመ ተግባር ቅትለት ብትሪ ኮኒኖም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ሰልፈኛታት

    ኣብ ልዕሊ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ይፍጸም ኣሎ ንዝበልዎ ግፍዒ ዝቃወሙ ሰልፈኛታት ኣብ ፊት ኤምባሲ ስዑዲ ዓረብ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ድምጾም ኣስሚዖም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ሚኒስትር ጉዳያት ወጻኢ እስራኤል ዬር ላፒድ ምስ ናይ ኢማራት መዘናኡ

    ቅድሚ ትሸዓተ ኣዋርሕ ሃገራት እስራኤል፣ ሕቡራት ኢማራት ዓረብን ባሕሬንን ኩነታት ናብ ንቡር ንምምለስ ካብ ዝሰማማዓ ንደሓር ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ላፒድ ናብታ ኣብ ወሽመጥ ባሕሪ እትርከብ ሃገር ዕላዊ ምብጻሕ ዝገብር ፈላማይ በዓል ስልጣን እስራኤል እዩ፡፡

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ውሃቢ ቃል ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ

    ኣብ ስዑድ ዓረብ ዝርከቡ ኢትዮጵያውያን ንምምላስ፡ ምስ ሰበስልጣን እታ ገርሃዘራረ ዝብ ኮተጣይሱሚቴ ናብ ስዑድ ዓምዘምረብ ከሐ ወሃቢ ቃል ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ ገሊጹረ፡፡

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. ኣብ ጅዳ ስዑዲ ዓረብ ኣብ ማእሰርቲ ዝርከቡ ኢትዮጵያውያን

    ኣካላት ጸጥታ ስዑዲ ዓረብ፡ ካብ ዝሓለፈ ሓሙስ ጀሚሩ ንብዙሓት ኢትዮጵያውያን ከምዝኣሰሩ ቢቢሲ ዘዘራረቦም ኢትዮጵያውያን ገሊጾም፡፡

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  10. ትሕቲ ዕደመ እንከሎ ብዝፈጸሞ ገበን ብሞት ዝተቐጽዐ ስዑድያዊ ሙስጠፋ ኣል-ዳርዊሽ

    መንግስቲ ስዑድ ዓረብ ዋላ እኳ ኣብ ትሕቲ ዕድመ ኮይንካ ዝተፈጸመ ገበን ብሞት ከምዘይየቕጽዕ እንተኣወጀ፡ ብተግባር ግን ከምዘየቋረጾ’ዮም እቶም ተጣበቕቲ ሰብኣዊ መሰላት ዝገልጹ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next