ጠፈራዊ ዳህሳስ

  1. ኣርኮት

    ተመራመርቲ ከም ዝበልዎ፡ እቲ መሰርሕ ምፍጣር ፕላኔታት፡ ከምቲ ኣቐዲሙ ዝፍለጥ ዝነበረ፡ ብሓያል ግጭት ዘይኮነ፡ ብህድኣት ዝተፈጸመ'ዩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ወልፍ ኩኪየር

    ዎልፍ ኩክየር፡ ናብ ናሳ ዝኣተወ ንሓጺር እዋን ብዝተወሃቦ ዕድል ስራሕን ስልጠናን ኮይኑ፡ ስራሕ ካብ ዝጅምር ኣብ ሳልሳይ መዓልቱ ሓዳሽ ፕላኔት (ዓለም) ረኺቡ'ሎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ዮሳኩ ሜዛዋ

    ንሱ ኣብ መርመብ ሓበሬታ ኣብ ዝጸሓፎ ምሕጽንታ፡ ነቲ ጉዕዞኡ ምስ ፍልይቲ ጓል-ኣንስተይቲ ኮይኑ ክኸዶ ምዝደሊ ገሊጹ'ሎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ትራምፕ

    ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ፡ ኣብ ህዋ ኣብ ዝግበር ኩናት ኣድሂቡ ዝሰርሕ ሓይሊ ምክልኻል ኣቚሙ - ስሙ ድማ ሓይሊ ምክልኻል ጠፈር ኣመሪካ (ዩኤስ ስፔስ ፎርስ) ይበሃል።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ሳተላይት

    እዛ ETRSS - 01 ዝተሰምየት ሳተላይት፡ ሎሚ ካብ መደብር መወንጨፊ ሳተላይት ቻይና እያ ናብ ጠፈር ተወንጪፋ። እታ ሳተላይት ብመንግስቲ ቻይና ዝተሃነጸት ኮይና፡ 21 ኢትዮጵያውያን ተመራመርቲ እውን ኣብቲ ከይዲ ከምዝተሳተፉ ተገሊጹ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ክርስቲና ኮችን ጀሲካ ሜርን

    ናይ ናሳ ተመራመርቲ ክርስቲና ኮችን ጀሲካ ሜርን፡ ፈላማይ ብደቂኣንስትዮ ጥራይ ዝተገበረ ጉዕዞ-ኣብ-ህዋ (ስፔስዎክ) ኣካይደን።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ሳተርን

    እዚ ማለት፡ ሳተርን 82 ወርሒታት ክህልዋ እንከሎ፡ እታ ቀዳማይ ደረጃ ሒዛ ዝጸንሐት ፕላኔት ጁፒተር ብ79 ወርሒታት ተዓጂባ ትርከብ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ማእከል ምክትታልን ምርምርን እንጦጦ

    ኢትየጵያ ኣብዚ ወርሒ ክትውንጭፎ ወጢናቶ ዝነበረት ሳተላይት ናብ ታሕሳስ 17፡ 2012 (ኣቆጻጽራ ኢትዮጵያ) ከም ዝተሰጋገረ ዋና ዳይሬክተር ኢንስቲትዩት ስነፍልጠት ህዋን ቴክኖሎጅን ኢትዮጵያ ዶክተር ሰለሞን በላይ ንቢቢሲ ሓቢሩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. አን ማክሌን ካብ ዓለማዊ መደብር ምርምር ጠፈር ክትምለስ እንከላ

    ተመራማሪት አን ማክሌን፡ ኣብ ዓለማዊ መደብር ምርምር ጠፈር ኮይና ናይ ዝተፋተሓታ መጻምዳ ሕሳብ ባንኪ ከፊታ ብምርኣያ እያ ትኽሰስ ዘላ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  10. ማንዳላ ማሶኮ

    ናብ ህዋ ናይ ምኻድ ዕድል ረኺቡ ዝነበረ ደቡብ ኣፍሪቃዊ ማንዳላ ማሰኮ ብሓደጋ ሞተር ብሽክለታ ህይወቱ ሓሊፋ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next