Posted at 8:098:09ኣዳላዊ መርበብ ሓበሬታ፡ ኣሉታዊ ዜናታት ቤንያሚን ኔታንያሁ ከየሕትም ከምዝተኣዘዘ ገሊፁኣብ ከይዲ ፍርዲ ብግዕዝይና ዝተኸሰሰ ቀዳማይ ሚኒስትር እስራኤል ቤንያሚን ኔታንያሁ ቀዳማይ ምስክር ዝነበረ ኣዳላዊ፡ ብዛዕባ እቲ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣሉታዊ ዜናታት ከየሕትም ከምዝተኣዘዘ፡ ኣብ መጋባእያ ገሊፁ።ተወሳኺ ንባብnext
Posted at 7:35 24 መጋቢት 20217:35 24 መጋቢት 2021ቤንጃሚን ኔታንያሁ፡ ኣብ 4ይ ዙርያ መረጻ እስራኤል ከምዘይስዕር ድሕረ-መረጻ ‘ዳህሳስ’ ይሕብርቀዳማይ ሚኒስተር እስራኤል ቤንጃሚን ኔታንያሁ፡ ኣብቲ ትማሊ ዝተኻየደ ሃገራዊ መረጻ ክስዕር ዘኽእሎ ድምጺ ከምዘይረክብ ድሕሪ እቲ ኣድሚጾም ኣብ ዝወጽኡ መረጽቲ፡ ዝተገብረ ቃለ-መሐትት [ኤግዚት ፖልስ] ዳህሳስ የመልክት።ተወሳኺ ንባብnext
Posted at 7:10 9 መጋቢት 20217:10 9 መጋቢት 2021ኣመሪካ፡ ኣብ ልዕሊ እስራኤላዊ ቢልዮነር መሊሳ እገዳ ኣንቢራእስራኤላዊ ቢልየነር ዳን ገርትለር: ምስ ውዕሊ ዕደና ብዝተሓሓዝ ብብልሽውና እዩ ተኸሲሱ፡፡ተወሳኺ ንባብnext
Posted at 7:41 21 ለካቲት 20217:41 21 ለካቲት 2021ዕውት ክታበት ኮቪድ ተካይድ ዘላ እስራኤል ናይ ምንቅስቃስ እግዳታት ተፉኵስእስራኤል 49 ሚኢታዊት ካብ ህዝባ ብምኽታብ ብብዝሒ ዝኸተበቶም ሰባት ኣብ ዓለም ኣብ ቅድሚት ተሰሪዓ ዘላ ሃገር እያተወሳኺ ንባብnext
Posted at 9:46 14 ለካቲት 20219:46 14 ለካቲት 2021ካብ ሃይማኖት ምስልምና ናብ ኣይሁድ ዝቐየረት ድምጻዊትስነጥበባዊት ክዌታዊት ባስማ ካብ ምስልምና ናብ ጁዲዝም (ኣይሁድነት) ብምቕያራ ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ኣዘራራቢ ጉዳይ ኮይኑ ኣሎ።ተወሳኺ ንባብnext
Posted at 5:12 1 ለካቲት 20215:12 1 ለካቲት 2021እስራኤል ሓሙሽተ ሽሕ ክታበት ኮሮናቫይረስ ንፍልስጤማውያን ክትልግስ'ያእስራኤል ኣብዚ ሕጂ እዋን ኣዝዩ ቅልጡፍ ወፍሪ ክታበት ብምክያድ ኣብ ዓለም መሪሕ ኮይና ትርከብ።ተወሳኺ ንባብnext
Posted at 14:35 31 ጥሪ 202114:35 31 ጥሪ 2021ኣብ ምድረ እስራኤል ሊላዊ ጽሕጎ ክብሪ ቅድስና ተረኺቡእስራኤላውያን ተመራመርቲ ስነ ጥንቲ ፡ 'ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዝርከብ ሊላዊ ጽሕጎ ቅድስና ረኺቦም።ተወሳኺ ንባብnext
Posted at 5:02 27 ጥሪ 20215:02 27 ጥሪ 2021ሚኒስተር ስለያ እስራኤል ኣብ ሱዳን ምብጻሕ ኣካይዱቀዳማይ ሚኒስተር እስራኤል በንጃሚን ነታንያሁ፡ ኣብ ለካቲት 2020 ምስ መራሒ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ሱዳን ጀነራል ዓብደልፋታሕ ኣል-ቡርሃን ኣብ ዩጋንዳ ታሪኻዊ ርክብ ድሕሪ ምግባሮም'ዩ ዝምድና ክልቲአን ሃገራት እናተመሓየሸ መጺኡ።ተወሳኺ ንባብnext
Posted at 7:42 25 ጥሪ 20217:42 25 ጥሪ 2021እስራኤል፡ ካብ 16 ክሳብ 18 ዓመት ዕድሚኦም መናእሰይ ክትኸትብ ጀሚራእስራኤል ዕድሚኦም ካብ 16 ክሳብ 18 ዓመት ንዝኾኑ ተፈተንቲ ሃገራዊ ፈተና ክታበት ኮሮናቫይረስ ትኸትብ ኣላ።ተወሳኺ ንባብnext
Posted at 5:49 7 ጥሪ 20215:49 7 ጥሪ 2021ብእምነት ውላድ ዝርከበሉ 'ናይ ጸባ በዓቲ' ኣብ ቤተልሄምእቲ ብልስሉስ ንፋስ ዝተዓጀበ ክርስቶስ ናብ ዝተወለደሉ ቦታ ዝወስድ ኣብ ቤተልሄም ዝርከብ መገዲ በቶም ንመዘከርታ ዝኾኑ ቅርጻ ቕርጺ ዝሸጡ ሰባት ብዘስምዕዎ ዋዕዋዕታ ወትሩ ምስተዓጀበ እዩ።ተወሳኺ ንባብnext