ነብሳት/ሓሳኹ

  1. ባዚኖመስ ራክሳሳ (ደርማስ) ዝተባህለ ፍጥረት ባሕሪ

    እቶም ድሩዓት እንስሳታት ምስ ኣኸሉ፡ ብማእከላይ ገምጋም 33 ሰንቲሜተር ዝበጽሑ ኮይኖም፡ ኣመና ዓበይቲ ('ሱፕርጃያንት') ምዃኖም ይፍለጡ። ካልኦት ዓሌታት ናይቲ ፍጥረት፡ ክሳብ 50 ሰ.ሜ ክበጽሑ ይኽእሉ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. Video content

    Video caption: እዚ ቅድሚ ሕዚ ተራእዩ ዘይፈልጥ ዝተብሃለ ወራር ኣንበጣ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ዓብዪ ስግኣት ከምዝፈጠረ ሕቡራት ሃገራት ኣፍሊጡ።

    እዚ ቅድሚ ሕዚ ተራእዩ ዘይፈልጥ ዝተብሃለ ወራር ኣንበጣ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ዓብዪ ስግኣት ከምዝፈጠረ ሕቡራት ሃገራት ኣፍሊጡ።

  3. Video content

    Video caption: ደም ተመን ከመይ ከምዝስተ፣ ጥንቅርብዒት ከመይ ከምዝብላዕን ዝመሃሩ ወተሃደራን ኣሜሪካን ደቡብ ኮርያን