ኣትሌቲክስ

  1. ኣትሌት ኣግነስ ቲሮፕ

    ጓል 25 ዓመት ኣትሌት ኣግነስ፡ ብሮቡዕ ኢቴን ኣብ ዝተባህለት ከተማ ኣብ ዝርከብ ማእከል መሰልጠኒ ኣትሌታት ሞይታ ተረኺባ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ኬንያዊት ቲሮፕ

    ኣብ ውድድር ሻምፒዮንሺፕ ኣትሌቲክስ ክልተ ጊዜ ነሓስ ዝረኸበት ከምኡ’ውን ኣብቲ ቅድሚ ክልተ ወርሒ ዝተኻየደ ቶክዮ ኦሎምፒክ ኣብ ናይ 5 ሽሕ ሜትሮ ውድድር ራብዐይቲ ብምዃን ዝዛዘመት ኣትሌት ቲሮፕ ጓል 25 ዓመት ነይራ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ኢትዮጵያዊ ኣትሌት ቀነኒሳ በቀለ ኣብ በርሊን ማራቶን ሳልሳይ ኮይኑ ምስዛዘመ

    ኢትዮጵያዊ ኣትሌት ቀነኒሳ በቀለ፡ ኣብ በርሊን ማራቶን ሳልሳይ ኮይኑ ምዝዛሙ ስዒቡ፡ ካብቲ ስፖርት ናይ ምውፃእ ትልሚ ከምዘይብሉ ገሊፁ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ጎተይቶም ገብረስላሰ

    ኣትሌታት ጎተይቶም ገብረስላሰን ጉዬ ኣዶላን ኣብቲ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ርእሰ ከተማ ጀርመን በርሊን ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ማራቶን በርሊን ተዓወትቲ ኾይኖም። ኣትሌት ጎተይቶም ነቲ ርሕቐት 2፡20፡ 09 ብዝኾነ ሰዓት ከምዝዛመቶ ካብ ዎርልድ ኣትሌቲክስ ዝተረኽበ ሓበሬታ የመልክት።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ኣትሌታት ኢትዮጵያ

    ኮሚቴ ኦሎምፒክ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሃቦ ጋዜጣዊ መግለጺ፤ ኣብቲ ቅድሚ መዓልታት ዝተዛዘመ ውድድራት ኦሎምፒክ ኢትዮጵያ ዝተሓተ ውጽኢት ሒዛ ብምምላሳ ብወግዒ ይቕሬታ ሓቲቱ'ሎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ኣመሪካዊት ኣትሌት ሓጺር ርሕቐትን ክኢላ ስነ መትንን ጋቢ ቶማስ ኣብ ቶኪዮ ኦሎምፒክ ሜዳሊያ ነሓስ ኮይና'ያ

    ኣብ ቶኪዮ ኦሎምፒክ ውድድራት ጂምናዚየም፣ ኣትሌቲክሳዊ ውድድራት፣ ትራካትን ካልኦትን ክሳተፋ ዝተሓረያ ደቂ ኣንስትዮ ኣትሌታት ወትሩ ፍርቂ ልበን ኣብ ስፖርታዊ ስልጠና፣ ፍርቂ ልበን ድማ ኣብ ቤተ ፈተነ እዩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ኣትሌት ኪፕቾጌ

    ኬንያዊ ኣትሌት ኢሉይድ ኪፕቾጌ ኣብ ኦሎምፒክ ውድድራት ጉያ ማራቶን ተኸታታሊ ዓወት ብምዕታር ጎብለልነቱ ኣረጋጊጹ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ኣትሌት ሰለሞን ባረጋ

    ኣብዚ ውድድር ዓቢ ትጽቢት ተገይሩሉ ዝነበረ ፍሉጥ ኬንያዊ ኣትሌት ጆሽዋ ቼፕተገይ ብሩር ክዕወት እንከሎ፡ ኡጋንዳዊ ጃኮብ ኪፕሊሞ ድማ ነሓስ መዳልያ ብምውሳድ ተኸታቲሎም ውድድሮም ዛዚሞም ኣለዉ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. ቻይና

    ኣብቲ ኣብ ግዝኣት ጋንሱ ዝካየድ ዝነበረ ውድድር፡ እቶም ተወዳደርቲ ሓያል ንፋስን ዝሑል ዝናብን ከምዝወቐዖም ማዕከናት ዜና እታ ሃገር ገሊጸን፡፡

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  10. ኣትሌት ቀነኒሳ በቀለ

    ሻምፒዮና ዓለምን ኦሎምፒክን ኣትሌት ቀነኒሳ በቀለ “ንሃገረይ ወኪለ ከይወዳደር ብተደጋጋሚ ኣጊዱኒ” ክብል ንፌደሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ነቒፉ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next