ሩስያ

  1. ኣብ ብራስለስ ዝርከብ ቤት ጽሕፈት ኔቶ

    እዚ ዝኸውን ዘሎ፡ ኔቶ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ሸሞንተ ሩስያውያን ዲፕሎማሰኛታት ሰለይቲ እዮም ብዝብል ካብ ስራሕ ደው ምሰ ኣበሎም እዩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ተዋሳኢት ዩልያ ፐርሲልድ

    ኣብ ህዋ ሓጸርቲ ፊልምታት ይቕረጽ እኳ እንተነበረ፡ ክሳብ ሕጂ ግን ሩስያ ጥራሕ እያ ሓደ ነዊሕ ዛንታ ፊልም ኣብ ጠፈር ሰሪሓ ዘላ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ሩስያ

    ካብ ጠቕላላ ህዝቢ እታ ሃገር፡ ሲሶ ጥራይ ተኸቲቡ ኣሎ ተባሂሉ። ኣብታ ሃገር ኣብ ልዕሊ ክታበት ሰፊሕ ዝኾነ ጥርጣረታት ሰፊኑ ከምዘሎ እዩ ዝዝረብ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ጋዜጠኛታት ማሪያ ሬሳን ዲመትሪ ሙራቶቭን ተዓወትቲ ሽልማት ኖቤል ሰላም ኮይኖም

    ኮሚቴ ኖቤል ሰላም ክልቲኦም ጋዜጠኛታት መሰል ሓሳብኻ ብናጽነት ምግላጽ ንምሕላው ንዝገበሩዎ ኣበርክቶ ከም ዝሓጸዮም ኣፍሊጡ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ኔቶ

    እቲ ወተሃደራዊ ቃልኪዳን ኣብ ብራስለስ ዝርከብ ዋና ቤት ጽሕፈቱ ዝሰርሑ ንዝነበሩ ልኡኻት ሩስያ ብዝሖም ብፍርቂ ከምዝነከዮም ተፈሊጡ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ሩስያ

    መምህራንን ተምሃሮን እቲ ዩኒቨርሲቲ ነብሶም ከድሕኑ ኣብ ውሽጢ ህንጻታት ዝተሓብኡ ኮይኖም ካልኦት ድማ ብመሳኹቲ እንትዘሉ ተራእዮም፡፡

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ኣብቲ ብትእዛዝ ፕረዚደንት ፑቲን ዝተኻየደ ልምምድ፡ ካብ ዝተፈላለዩ ኣካላት ህጹጽ ሓደጋታት ሩስያ ዝተዋጽኡ 6000 ኪኢላታት ተሳቲፎም

    ዚኒቸቭ፡ ካብ 2018 ኣትሒዙ ሚኒስተር ህጹጽ ሓደጋታት ኮይኑ ከገልግል ዝጸንሐ ኮይኑ፡ ቀንዲ ኣባል ሓለዋ ጸጥታ ፕረዚደንት ቭላድሚር ፑቲን ዝነበረ ምዃኑ ይንገረሉ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ፕሬዝደንት ኪም ጆንግ ኡን

    እዚ ፍርያት ቻይና ዝኾነ ክታበት ኮሮናቫይረስ [ሲኖቫክ] ብመገዲ ንድኻ ሃገራት ክታበት ዘመራቕሕ ፕሮግራም ኮቫክስ ኣቢሉ ዝተዋህባ'ዩ ነይሩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. እቲ ጃምላዊ መቓበር ዝተረኸበሉ ቦታ

    ኣብ እዋን ጆሴፍ ስታሊን ካብ 1932 ክሳብ 1933 እውን ሚልዮናት ዩክሬናውያን ብሰንኪ ጥምየት ከምዝሞቱ ክግለጽ እንከሎ፡ ዩክሬናውያን ተመራመርቲ ታሪኽ መንግስቲ ሕብረት ሶቬት ነቲ ጥምየት ከም መሳርሒ ፖሎቲካ ብምጥቃም ከም መርመዪ ጃምላዊ ህልቂት ከምዝተጠቐመሉ እዮም ዝገልጹ፡ ሩስያ ግን ነዚ ክሲ እዚ ትነጽጎ'ያ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  10. ኣብቲ ሽንጥሮ ዝርከብ ታንኪ

    እዛ ሽንጥሮ፡ ብእምባታት ዝተኸበበት ኮይና እታ ናይ መወዳእታ ኣብ ትሕቲ ጣሊባን ዘይኣተወትን ኣንጻር እቲ ጉጅለ ዝቐንዐ ዕጥቃዊ ቃልሲ ዝካየደላ ዘላን እያ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next