ኡጋንዳ

  1. ናብቲ ቀይሕ ሩባ ዘመልክት ሰብኣይ

    ኣብ ኣንጎላ ካብ ሓደ ዓብይ መዐደኒ ኣልማዝ ብዝወጽአ መርዛም ፈሳሲ፡ ኣብ ዲሞክራስያዊት ሪፐብሊክ ኮንጎ ብውሑዱ 12 ሰባት ሞይቶም፤ 4,500 ሰባት ድማ ከምዝሓመሙ እታ ሃገር ኣፍሊጣ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ኣፕቴክ ኣፍሪካ ዝተዳለወ ጸሓያዊ ጸዓት

    መስራትን ላዕለዋይ ሓላፍን እቲ ትካል ኢንጂነር ግርማይ ዘርኣይ ኣብርሃም ምስ ቢቢሲ ኣብ ዝገበሮ ቃለ መሕተት፡ ንዓወት ዘብጽሖም ሮቛሒ እቲ ኣብ ሃገረ ኡጋንዳ ዘተኣተትዎ 'ፐይ ኤንድ ፓምፕ' ዝብል ኣገባብ ምዃኑ'ዩ ዝገልጽ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ዩጋንዳ

    መንግስቲ ዩጋንዳ ለበዳ ኮሮናቫይረስ ንምግታእ ንዝነበሩ እገዳታት ዝጥሕሱ ሰባት ክሳብ ክልተ ወርሒ ማእሰርቲ ከምዝጽበዮም ኣፍሊጡ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ኡጋንዳ ተጠቀምቲ ኢንተርነት ግብሪ ክኸፍሉ ዘገድድ ሓዲሽ ሕጊ ኣተኣታትያ

    እቲ ኣገባብ ኣከፋፍላ፡ ተጠቀምቲ ንሞባይል 'ዳታ' ኣብ ዝገዝእሉ እቲ ንመንግስቲ ኣታዊ ዝኸውን ብቀጥታ ክቁረጾም'ዩ። እንተኾነ ንትምህርታውን ሕክምናዉን ኣገልግሎታ ዝግዛእ 'ዳታ' ካብ ግብሪ ነጻ እዩ ክኸውን እኳ እንተተባህለ ብኸመይ ክፍለ ከም ዝኽልእ ዝወጽአ መብርሂ የለን።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ከተማ ካምፓላ ኣብ ኡጋንዳ

    እቶም ገበነኛታት ናይ ሞት መቕጻዕቲ እኳ ዝግብኦም እንተነበረ ሕጊ ኡጋንዳ ብሞት ምቕጻዕ ስለ ዘየፍቅድ ብናይ 50 ዓመት ማእሰርቲ ክቕጽዑ ከም ዝበየነ እታ ዳኛ ገሊጻ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ገለ ስርዓታት ንምጻም ዘድልይ ደም ንምርካብ ገለ ካብቶም ህጻናት ከም ዝጥብሑ መርመራዊ ጸብጻብ ቢቢሲ ይገልጽ

    ፖሊስ ኡጋንዳ ቆልዑ ብምዝውዋር ዝተኸሰሰ ውልቀሰብ ኣብ ቀይዲ ከም ዘእተወ ገሊጹ። ቢቢሲ ኣብ 2011 ኣብ ዝፈነዎ መርመራዊ ፊልም እቲ ሰብኣይ ኣሰጋጋራይ ንመስዋእቲ ዝውዕሉ ቆልዑ ምዃኑ የርእይ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. እቲ ፕሮጀክት ነቲ ዞባ ማሕበረ-ቁጠባዊ ረብሓታት ከምጽእ ተስፋ ይግበር

    ህንጸት እቲ ሻምብቆ ንከባቢ 10 ሽሕ ሰባት ናይ ስራሕ ዕድል ብምፍጣር፡ ነቲ ዞባ ማሕበረ-ቁጠባዊ ረብሓታት ከምጽእ ተስፋ ይግበር።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ባንዴራ ኡጓንዳን ግብጽን

    ሃገራት ተፋሰስ ናይል ዝኾና ዩጋንዳን ግብፅን፡ ወተሃደራዊ መረዳእታ ንምልውዋጥ ከምዝተሰማምዓ ተገሊፁ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. ካብቶም ግዳያት ሓደ

    ኣብ ኡጋንዳ ብኣማኢት ዝቑጸሩ ሰባት ድሕሪ ናይ ምርጫ ጎስጓስ ከካብ መንበሪ ኣባይቶም ተጨውዮም ኣብ ቤት ማእሰርቲ ተዳጒኖም ይርከቡ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next