ጉጅለ እስላማዊ መንግስቲ

  1. ወተሃደራት ኣመሪካ ኣብ ካቡል

    ኣሜሪካ ኣብ ምብራቃዊ ኣፍጋኒስታን ብዘካየደቶ ደብዳብ ሰብ ኣልቦ ነፈርቲ፡ ነዳፊ ትልሚ ኣይኤስ-ከይ [IS-K] ተቀቲሉ ክኸውን ከምዝኽእል ገሊሳ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ድሕሪ እቲ መተዕቃዕቲ ቦምባ

    እቲ መጥቃዕቲ ኣብ ከተማ ሰሜን ሳድር፡ ብዙሓት ስድራቤታት ነቲ በዓል ከኽብሩ ይሸባሸብሉ ኣብ ዝነበረ እዋን እዩ ተፈጺሙ ተባሂሉ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. መርመርቲ ኣስከሬን ኢራቕ ጃምላዊ ቕትለት ኣብ ዝተፈጸመሉ ከባቢ 13 ሰነ 2021

    ካብ ኣዝማድ እቶም ብጅምላ በቲ ጂሃዳዊ ጉጅለ ዝተቐተሉ ሰባት ብዝተወሰደ መርመራ ዲኤንኤ ኣስክሬናት ናይቶም ዝሞቱ ይፍለ ከምዘሎ ተገሊጹ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ኣቡባከር ሼካው

    መራሒ ናይቲ ኣብ ናይጄርያ ዝርከብ ዕጡቕ ጉጅለ ቦኮ ሓራም ኣቡባከር ሼካው ንርእሱ ከምዝቐተለ፡ መነሓንሕቲ ቦካሓራም ዝኾነ እስላማዊ ግዝኣት ምዕራብ ኣፍሪቃ (Iswap) ገሊፁ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ብርኩናፋሶ

    ኣብቲ መጥቃዕቲ ገዛውትን ዕዳጋን ከምዝተቓጸሉ ተሓቢሩ’ሎ። ዛጊድ ግን ነቲ መጥቃዕቲ ሓላፍነት ዝወሰደ ጉጅለ የለን።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ቦኮ ሓራም ዘይጠፍኣሉ ምኽንያት እንታይ'ዩ?

    ሰራዊት እታ ሃገር፡ ነዞም ዕጡቓት ብምጥቃዕ ተቖጻጺሮምዎ ዝነበረ ግዝኣት ከምልስን ካብ ገለ ካብቲ ተሓቢኦምሉ ዝነበሩ ስፍራታት ክኣልዮምን ክኢሉ'ዩ።። እንተኾነ ኣብዚ ዓመት ጥራሕ፡ ኣስታት 100 መጥቃዕታት ተፈጺሞም፤ እዚኦም ኣብ ልዕሊ ሰላማውያንን ወተሃደራትን ዒላማ ዝገበሩ'ዮም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ፕሮግራም መግቢ ዓለም ኣብ ማቱጌ፡ ሰሜናዊ ሞዛምቢክ ናይ መግቢ ሓገዝ እናዓደለ፤ ለካቲት 24 2021

    ኣብ ሰሜናዊ ዞባ ካቦ ደልጋዶ፡ ሞዛምቢክ፡ እስላማውያን ዕጡቓት፡ ደቂ 11 ዓመት ዝርከብዎም ቆልዑ ይሓርዱ ከም ዘለው ህጻናት ኣድሕን ዝተባህለ ትካል ረድኤት ሓቢሩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ኣብ ሓዘን ዘላ ጓል ኣንስተይቲ

    ጉጅለ ኣይኤስ ነቲ ከባቢ ኣብ ዘመሓድረሉ እዋን ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ደቂ ተባዕትዮ ያዚዲ ብግፍዒ ክጭፍጨፉ እንከለው፡ ህጻናት ጊላ ኮይኖም ከገልግሉ ተገይሩ'ዩ፤ ብኣሽሓት ዝቑጸራ ደቂ ኣንስትዮ'ውን ተዓሚጸን።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. እቲ መጥቃዕቲ ዝተፈጸመሉ ቦታ

    እቶም ብሓሙስ ነብሰ ቅትለታዊ መጥቃዕቲ ዘካየድ ሰባት፡ እቲ ሓደ ዝሓመመ መሲሉ ምስ ወደቀ ሰባት ዕጉግ ምስ በልዎ ነቲ ተዓጢቕዎ ዝነበረ ተፈንጃሪ ከምዝፈንጀሮ መግለጺ ሚኒስትሪ ውሸጣዊ ጉዳያት ኢራቕ የነጽር።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  10. ወታሃደራት ዒራቕ

    እቶም መጥቃዕቲ ዝፈጸሙ ውልቀ ሰባት ፖሊስ ይከታተሎም ኣብ ዝነበረሉ እዋን እዮም ታያራን ኣብ ዝተባህለ ኣደባባይ ነታጒ ኣፈንጂሮም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next