ብራዚል

  1. ወዲ 66 ዓመት ፕረዚደንት ብራዚል ጃይር ቦልሶናሮ

    ኩነታት ጥዕና እቲ መራሒ የማናይ ውድብ፡ ኣብ 2018 ኣብ እዋን ጎስጓስ ምረጹኒ ኣብ መዓንጥኡ ብካራ ካብ ዝውጋእ ናብዚ፡ ኣሻቓሊ ኮይኑ ጸኒሑ፡፡

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ኮሮናቫይረስ

    ፕረዚደንት ብራዚል ብሰብ ሞያ መከላኸሊ ሜላታት ኮሮናቫይረስ ተባሂሎም ዝተጠቐሱ ነገራት ኣብ ምትግባር ዝሕታለ ስለዘርኣየ መልከፍቲ ክውስኽ ኪኢሉ ክብል ተቓወምቲ ውድባት ፖለቲካ ይነቕፍዎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ኣብ ብራዚል ፖሊስ ብዘካየዶ 'ስርሒት' ብውሕዱ 25 ሰባት ተቐቲሎም

    ፖሊስ፡ ኣብቲ ከባቢ ዘይሕጋውያን ኣዘዋወርቲ ዕጸፋርስ ህጻናት ይምልምሉ ኣለዉ ዝብል ሓበሬታ ምስ በጽሖም፡ ናብቲ ቦታ ብምኻድ ስርሒት ፈጺሞም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ኣብ ኣማዞን ዝበረሰ ጫካ ዘርእይ ስእሊ

    ብራዚል ክሳብ 2050 ኣቆጻጽራ ኣውሮፓውያን፡ መጠን ዝተቓጸለ ጋዝ ናብ ባዶ ንምውራድ፡ በብዓመቱ 10 ቢልዮን ዶላር ናይ ወጻኢ ረድኤት ከምዘድልያ ሚኒስትር ሓለዋ ተፈጥሮ እታ ሃገር ኣፍሊጡ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. Video content

    Video caption: ስለምንታይ’ዮም ኣብ ብራዚል ብዙሓት ህጻናት ዝሞቱ ዘለዉ?

    ኣብ ብራዚል ቁጽሮም ዘይንዓቕ ህጻናት ብሰንኪ ኮሮናቫይረስ ይሞቱ። ቀንዲ ምኽንያት ናይዚ ድማ ዋሕዲ ናይ ምርመራ ዓቕሚ ከምዝኾነ ተገሊጹ።

  6. ሓወልቲ እየሱስ

    እቲ ሓወልቲ፡ ንጎድኒ 36 ሜትሮ ንውሓት ዘለዎ ኮይኑ፡ ኣብ ውሽጢ ዝግጠሙ መጉዓዓዝቲ በጻሕቲ ክሳብ ኣፍልቢ እቲ ሓወልቲ ዝወስዱ'ዮም ተባሂሉ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ብኮቪድ ንዝሞተ ሰብ እናቐበሩ

    ኣብታ ሃገር ብምልኦም ሆስፒታላት ብተሓከምቲ ሕሙማት ኮሮናቫይረስ መሊኦም ኣብ ገለ ከተማታት ሰባት ንኽሕከሙ ሪጋ እናተጸበዩ ይሞቱ ከምዘለዉ'ዩ ዝግለጽ ዘሎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ቤተሰበን ዝቐብራ ዘለዋ ብራዚላውያን

    ንኮሮናቫይረስ ብምንኣስን ሰብሞያ ንዝህብዎም ኣገባብ መከላኸሊታትን ብምቅዋም ዝፍለጥ መራሒ ዘለዋ ብራዚል፡ እቲ ለበዳ ብዝፈጠሮ ጸቕጢ ስርዓተ ጥዕናኣ ኣብ ምውዳቕ ከምዘሎ እዩ ዝግለጽ፡፡

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. ስእሊ ፕረዚደንት ብራዚል ጄር ቦልሶናሮ እቲ ፕረዚደንት ኣብ ኣተሓሕዛ ኮሮናቫይረስ ብዘርኣዩ ሸለልትነት ዝተቆጥዕ ሕብሪ ጸይቐሞ ይረኣ

    ብራዚል ብሰንኪ ኣብታ ሃገር ዘሎ መጠነ ሰፊሕ ለበዳ ሆስፒታላት እታ ሃገር መሊአን ከምዘለዋ ክንግር ጸኒሑ እዩ፡ ኣብታ ሃገር ክሳብ ሕጂ ልዕሊ 300 ሽሕ ሰባት ብኮቪድ 19 ሞይቶም ኣለዉ፡ ልዕሊ 12 ሚልዮን ሰባት ኸኣ ብኮሮናቫይረስ ተለኺፎም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  10. ፕረዚደንት ቬኔንዙላ ኒኮላስ ማዱሮ

    ውሃቢ ቃል ትካል ፌስቡክ ንቢቢሲ ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ "ፕረዚደንት ኒኮላስ ማዱሮ ኣብ ፌስቡኩ ዝዘርግሓ ቪድዩ ንፖሊስና ዝጻርር ብምዃኑ፡ ብዓቢኡ ኸኣ እቲ ሓበሬታ ብዛዕባ ኮቪድ 19 ኮይኑ ጌጋን ንሰብ ናብ ሓደጋ ዘእቱን'ዩ ነይሩ" ኢሉ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next