ግህሰት ህፃናት

  1. ኣር ኬሊ ኣብ ቤት ፍርዲ

    ዙሓት ደቂ ኣንስትዮ፡ እዚ ኣዝዩ ህቡብ ደራፊ ኣር ኬሊ ዝተፈላለዩ ዓይነታት ገበናት ጾታዊ መጥቃዕቲ ከምዝፈጸመለን ይምስክራ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ኣር ኬሊ

    ኣብ ዓውዲ ሙዚቃ 'አር ኤንድ ቢ' ውሩይ ዝኾነ ኣመሪካዊ ኣር ኬሊ: ወዲ 17 ዓመት ምስዝኾነ ሰገን ጾታዊ ረኽቢ ፈጺሙ ዝብል ሓዊስካ ብኻልኦት ክስታት ሽሙ ይለዓል’ሎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ብረት ዝሓዘ ዕጡቕ

    እተን ኣዴታት መብዛሕትአን ቖልዑት ዘዕብያ ዝነበራ ምዃነን ክግለጽ እንከሎ፡ ብ8 ሰነ 2021 ካብ ግዝኣት ዛምፋራ ዝተጨወያ’የን።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ጉዎ ጋንግታንግ ምስ ወዱ 13 ሓምለ 2021

    ምጥፋእ ናይቲ ህጻን ነቲ ኣብ 2015 ፍሉጥ ተዋሳኣይ ሆንግ ኮንግ ኣንዲ ላው ዝተሳተፈሉ ፊልሚ መበገሲ ኮይኑ እዩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ኣርማ ስካውት

    እቲ ትካል ዝቐረቦ ክሲ ምስቲ ኣብ ልዕሊ ካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያን ኣመሪካ ዝቐረበ ተመሳሳሊ ክሲ እንትነጻጸር ኣዐርዩ ዝተጋነነ እዩ፡፡

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ስእሊ ትምህርቲ ስልጠና ጁዶ

    እዚ ወዲ ሸውዓተ ዓመት ኮተቴ፡ ኣብ ወርሒ ሚያዚያ ኣብ ዝወስዶ ዝነበረ ስልጠና ከቢድ ምድማይ ክሳቐ ጸኒሑ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ብኦንላይን ኣብ ልዕሊ ህጻናት ክብጽሕ ዝክእል ምፍርራሓት ዝገልጽ ስእሊ

    ምስ ግዜ እቲ ጠለብ እናበዝሓን እናዓሞቐን ከይዱ፤ በብቁሩብ ዕርቃንኪ ኮንኪ ተሳኢልኪ ስደድለይ ኢሉዋ፤ ሰዲዳትሉ፡ ነብሳ እናተሓጸበት ክፋል ኣካላታ እናተናኸፈት ክትሰደሉ ሓቲትዋ'ውን ሰዲዳትሉ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. Children's shoes are placed at the base of a statue in Toronto

    እቲ 'ካወሲስ ፈርስት ኔሽን' ዝተባህለ ጉጅለ ብረቡዕ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ እቲ ርኽበት "ዛጊት ኣብ ካናዳ እቲ ዝያዳ ኣገዳሲ" ምዃኑ ሓቢሩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. ኣብ ቤልጂየም ዝርከብ ናይ መቓብር ቦታ

    ኣብ ቤልጂየም፡ ንጓል 14 ዓመት ዓሚጾም ህይወታ ክትስእን ገይሮም ዝተባህሉ ሓሙሽተ ኣወዳት ኣብ ቀይዲ ኣትዮም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  10. ዝተመዛበሉ ህጻናት

    እታ ሓለፊት ዩኒሴፍ፡ ድሕረ ባይታ እቶም ህጻናት ንምእላሽን ምስ ስድረኦም ንምርኻብን ዝግበር ጻዕሪ ድማ፡ ብሰንኪ ዋሕዲ ሰራሕተኛታትን እኹል መገዲ መራኸቢ ቴሌፎናትን ተሰናኺሉ ከምዘሎ ኣብ መግለጺኣ ወሲኻ ሓቢራ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next