ላቲን ኣሜሪካ

  1. ወተሃደራት ብራዚል

    እቲ ተፈጢሩ ዘሎ ዓመጽን ቕትለተን፡ ኣብ ዝተፈላለየ ከተማታት እታ ሃገር ክካየድተ ተመዲቡ ዝነበረ ፈስቲቫላት ክስረዝ ተገይሩ'ሎ

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. እቲ ቤት-ማእሰርቲ

    ሚኒስትሪ ፍትሒ እታ ሃገር ድማ፡ ኩሎም ኣብ ሓለዋ እቲ ቤት-ማእሰርቲ ዝተዋፈሩ ሓለፍቲ ክእሰሩን ካብ ስርሖም ክባረሩን ትእዛዝ ኣመሓላሊፉ ኣሎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ኣፈኛ ባይቶ ኣመሪካ ናንሲ ፕሎሲ ምስ ካልኦት ሓገግቲ ሕጊ ሰልፊ ደሞክራት

    ዝሓለፈ ወርሒ፡ ብሰልፊ ዲሞክራት ተዓብሊሉ ዝርከብ ባይቶ ኣመሪካ ንፕረዚደንት ትራምፕ ገበነኛ ኮይኑ ከምዝረኸብዎ ይፍለጥ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ትሕቲ ዕድመ ቆልዑት

    "ገበነኛታት ኣይኮንናን፡ ኣብ ሃገርና ብፍርሒ እንነብር ሰባት ኢና። ደቅና ነጻ ኮይኖም ብሰላም ዝነብርሉ ቦታ ጥራይ ኢና እንደሊ። ናብ ድኳን ተላኢኾም ብዘይፍርሒ ዝኸድሉ ሃገር ከነናድየሎም ኢና ወጺኣና"

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ቤተ-መጽሓፍቲ

    ብድሕሪ እዚ'ውን ካብ ዓለም-ለካዊ መዕረፎ ነፈርቲ ቦነስ-ሳይረስ ካምቻ ሰሪቑ ናብ ሜክሲኮ ክበርር ክብል ተታሒዙ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ቀዳማይ ሚኒስተር ኮይኑ ዝተመዘዘ ማኑኤል ማሮሮ ክሩዝ

    ቀዳማይ ሚኒስተር ኮይኑ ዝተመዘዘ ማኑኤል ማሮሮ ክሩዝ መዝነቱ ብኣባላት ሃገራዊ ባይቱ ብዝተውሃበ ስቱር ድምጺ'ዩ ብቀዳም ጸዲቕሉ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ዋንነት ሓይሊ ኣየር ቺለ ዝኾነት ሲ-130 ዝዓይነታ ነፋሪት

    ካብቶም ኣብታ ነፋሪት ዝነበሩ እቶም 17 ኣባላት ክፈሊ በረራ ክኾኑ እንከለዉ እቶም 21 ተሳፈርቲ ኮይኖም ሎጂስቲካዊ ቀረባት ንምብጽጻሕ እዮም ዝጓዓዙ ነይሮም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ዕግርግር ቦሊቪያ፡

    ኣብ ቦሊቪያ፡ ኣብ መንጎ ደገፍቲ ሞራሌስን ተቓወምትን ብዝተፈጥረ ጎንጺ ሓሙሽተ ሰባት ምማቶም ተፈሊጡ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. ጸጉሪ ርእሳ ተቖሪጹ፡ ብቀይሕ ቀለም ዝተለቕለቐት ፓትሪሽያ ኣርስ

    ኣብታ ሃገር ድሕሪ ዝተገብረ ኣካታዒ ፕረዚደንታዊ ምርጫ፡ ኣብ ሓያሎ ከተማታት ናዕብታት ክካየድ ጸኒሑ'ሎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next