ቅዲ

  1. ፍርያት ዲዛይነር ሚልካ ሙሴ

    ኣብ 2018 ናብ ኬንያ ስደተኛ ኮይና ዝኣተወት ኤርትራዊት ሚልካ ሙሴ፡ ነቲ ኣብ ኣስመራ ኣብ 2015 ዝጀመረቶን ኣብ 2017 ብዲፕሎማ ዝተመረቐትሉን ሞያ 'ፋሽን ዲዛይን'፡ ኣብ ኬንያ ምስ መጽአት'ውን ብተግባርን ብትምህርትን ተማዕብሎ ስለዘላ፡ ውህሉል ውጽኢት ጻዕራ ኣብ ድሮ ሓዲሽ ዓመት ንሰባት ዓዲማ ኣርእያቶ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ሪሃና

    ሪሃና ኣብ ምርኢት ፋሽን 'ሳቬጅ ኤክስ ፌንቲ'፡ ኣከራኻሪ ደርፊ ብምቕራባ ይቕሬታ ሓቲታ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ኢንዱ ጃያራም፡ ብዝተፈላለየ ሕብሪ ሰብነታ

    ፀሊም ሕብሪ ንዓሰርተታት ዓመታት ንዓለም-ለኸ ዓውዲ ፋሽን ተቖጻጺርዎ'ዩ ጸኒሑ፤ ንባህላዊ ኣልባሳት ሃገረ ህንዲ ግን ዓብሊልዎ ኣይፈልጥን።

    ተወሳኺ ንባብ
    next