ዱባይ

  1. ጀነራል ኣሕመድ ኣል-ራይሲ ንዝቕፅሉ ኣርባዕተ ዓመታት ብዘይመሃያ ንኢንተርፖል ክመርሕ እዩ

    ንሰባት ብምስቓይ ዝኽሰስ ናይ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ጀነራል፡ ፕረዝደንት ዓለምለኸ ኢንተርፖል ኮይኑ ተመሪፁ። ጀነራል ኣሕመድ ኣል-ራይሲ ንዝቕፅሉ ኣርባዕተ ዓመታት ብዘይመሃያ ንኢንተርፖል ክመርሕ እዩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ነፋሪት

    ስካይትሬክስ፡ ካብ መስከረም 2019 ክሳብ ሓምለ 2021 ኣብ ዘለዉ 23 ኣዋርሕ፡ ኣብ 13 ነጥቢ 42 ሚሊየን ገያሾ ብመሰረት ዘካየዶ ዳህሳሳዊ መፅናዕቲ'ዩ፡ ብዝተፈላለዩ ዘርፍታት ብሉፃት መገድታታት ኣየር ዓለም ሓርዩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ኣብ መኽፈቲ ስነሰርዓት ካብ ዝቐረበ ምርኢት

    እቲ ኤክስፓ፡ ኣብ ዝመጽእ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ልዕሊ 25 ሚልዮን በጻሕቲ ከእንግድ ኸኣ ብኣግኡ ትጽቢት ተነቢርሉ ኣሎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ኡጋንዳዊት ኬነዲ ሩባንጋኬኒ

    ኣብ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ዝጸንሑ ብኣማኢት ዝቑጸሩ ኣፍሪቃውያን ሰራሕተኛታት ከም ዝተጋፍዑ፡ ናብ ኣብያተ ማእሰርቲ ከም እተደርበዩን ካብታ ሃገር ከም እተባረሩን፡ ተሓለቕቲ ሰብኣዊ መሰላት ሓቢሮም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ኣሽራፍ ጋኒ

    ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፡ ነቲ ፕረዚደንትን ስድራቤቱን ብሰብኣውነት ከም ዝተቐበሎም ኣፍሊጡ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ላቲፋ ምስ መሓዙታ

    ኣብ ኣፋርቕ ወርሒ ለካቲት፡ ቢቢሲ ፓናሮማ፡ ጅሆ ከምዝተትሓዘትን ንህይወታ ኣብ ዘስግእ ኩናታት ከምዝነበረትን ተዛሪባ ነይራ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. መዕርፎ ነፈርቲ ዳባይ

    ሓላፊ እቲ መዕርፎ ነፈርቲ ፖል ግሪፊዝ፡ 'ናይ ክታበት ፓስፖርት ካብ ምጥቃም፤ ካልእ ኣማራጺ ዘሎ ኣይመስለንን' ክብል ንቢቢሲ ተዛሪቡ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ዱባይ፡ ማሪና ተባሂሉ ዝጽዋዕ ከባቢ

    ሪያ ዝተብሃለት ማዕከን ዜና ግን፡ ሓንቲ ነቲ መስርሕ ስእሊ ተወሃህድ ዝነበረት ሩስያዊት ከምዝተኣሰረት ብምሕባር፡ እታ ሩስያዊት በቲ ቀሪብላ ዘሎ ክሲ ገበነኛ ኮይና እንተተረኺባ ብውሕዱ 18 ኣዋርሕ ክትእሰር ከምእትኽእል ኣብ ዓምድታታ ኣስፊራ ኣላ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. ልእልቲ ላቲፋ

    ልእልቲ ላቲፋ "ኣብ ገዛ ክንክን ይግበረላ" ከም ዘሎ ገንጉሳዊ ቤተሰብ ዱባይ ሓቢሩ። እቲ ቤተሰብ ነቲ መግለጸ ዝሃበ፡ እታ ልእልቲ ኣብ ገዛ ጅሆ ተታሒዛ ከም ዘላ እትዛረበሉ ቪድዮ ቢቢሲ ድሕሪ ምቕልሑ እዩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  10. መገዲ ኣየር ጆሞ ኬንያታ መዕርፎ ነፈርቲ

    ብተመሳሳሊ፡ ኣብዚ ቀረባ ግዜ ካብ ኬንያ ናብ ዱባይ ካብ ሞንጎ ዝኸዱ ገያሾ፡ ኣስታት 100 ኬንያውያን፡ ናይ ሓሰት ሓበሬታ ሒዞም ተረኺቦም እዮም። ኣብቲ መዕርፎ ነፈርቲ ብዝተገበረሎም ምርመራ ድማ፡ እቲ ቫይረስ ከምዝተረኸቦም ተገሊፁ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next