ሰሜን ኣሜሪካ

  1. ጸሊም መንእሰይ

    "እዘን ሃገራት ንዓሰርተታት ዓመታት ዘብጽሐኦ በደልን ዝፈጸምኦ ጭካነን ብግልጺ ይቕሬታ ክሓታ ኣለወን። ከምኡ'ውን እቲ ሓቂ ካብ ምዝራብ ሓሊፈን ነቶም ግዳያት ግቡእ ካሕሳ ክኸፍላ ኣለወን" ይብል እቲ ጸብጻብ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ኣብ ዓለም ለኻዊ ማዕርፎ ነፈርቲ ሎስ ኣንጀለስ

    ኣብ ሎስ ኣንጀሎስ ሓደ ተሳፋራይ ዝተሳፈረላ ነፋሪት ምንቅስቓስ ኣብ ዝጀመረትሉ ግዜ፡ ናይ ኣብረርቲ ክፍሊ ድሕሪ ምድጉዳግ ብናይ ሓደጋ መውጽኢ ማዕጾ ነጢሩ ከምዝወጸአ ተገሊጹ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ፕረዚደንት ጆ ባይደን ምስ በዓልቲ ቤቱ ቀዳመይቲ እመቤት ጂል ባይደን ኣብ ኮርንዌል 9 ሰነ 2021

    ፕረዚደንት ጆ ባይደን፡ ኣብዚ ፈላማይ ፕረዚደንታዊ መገሽኡ፡ ሩስያ ነቶም እትገብሮም ዘላ ‘ጎዳእቲ ተግባራት’ ጠጠው እንተዘየኣቢላ ‘ትርጉም ዘለዎም ሳዕቤናት’ ከምዝኽተልዋ ኣፍሊጡ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. Bill Gates

    ዋና መስራቲ ኩባንያ ማይክሮሶፍት ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ካብ ኣባልነት ቦርድ እቲ ኩባንያ ንዓርሱ ዘግለለ፡ ምስ ሓንቲ ሰራሕተኛ ዝነበሮ ርክብ ክጻረ ምስ ተጀመረ ምስኡ እዩ ተባሂሉ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ባይደን

    ወሃቢት ቃል፡ ቤተ መንግስቲ ኣመሪካ ጄን ፕሳኪ፡ ሓድሽ ምምሕዳር ባይደን ናይቶም ዝሓለፉ ኣርባዕተ ምምሕዳራት ኣመሪካ ዝተኸተልዎ ፖሊሲ ከምዝግምግምን፡ መደብ ኑክሌር ሰሜን ኮርያ ጠጠው ከብልሉ ዘይከኣሉ ምኽንያት ከምዘጽንዖን ተዛሪባ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ፕረዚደንት ባይደን ምስ ፕረዚደንት ቻይና

    ቻይና ግና ሕብረት ሶቭየት ኣይኰነትን። ዝያዳ ሓይሊ ኣለዋ። ሃገራዊ እቶት ሶቭየት ሕብረት 40% ናይ ኣመሪካ እዩ ነይሩ። ቻይና ግን ኣብ ዝመጽእ ዓሰርተ ዓመት ማዕረ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ እቶት ክህልዋ እዩ። ኣመሪካ ኣብ መበል 19 ክፍለ ዘመን ካብ ዘጋጠማ ተቐናቐንቲ ዝሓየለት ተወዳዳሪት ቻይና እያ ። ምናልባት ንዓሰርተታት ዓመታት ክመሓደር ዘለዎ ርክብ እውን እዩ ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. መስራቲ ብሎክችንስ፡ ጀፍሪ በርንስ

    መስራቲ ብሎክችይንስ፡ ጀፍሪ በርንስ፡ ብንግዲ ኪፕቶካረንሲ ብዝረኸቦ ዕድልን ሃብትን ኣብ ኔቫዳ ዘበናዊት ከተማ ንምህናጽ ይሸባሸብ ኣሎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ዘተ ኣላስካ

    ሰብመዚ ኣሜሪካን ቻይናን፡ ምምሕዳር ባይደን ካብ ዝመፅእ ንፈለማ ግዘ ኣብ ዘካየድዎ ዘተ ብዘይምሕረት ተወቓቒሶም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. ካፕሺን፡ ኣብ ኣሪዞና ፡ መንደቕ ዶብ ክህነጽ እዩ

    ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን፡ ባይደን፡ ነቶም ብፖሊሲታት ዘበነ ትራምፕ ምስ ስድራ ቤቶም ተፈላልዮም ዝጸንሑ ስደተኛታት ዳግም ክራኸቡ ብምእዛዝ፡ እቲ ፖሊሲ ዳግማይ ክፍሊ ኢሚግረሽን ዳግማይ ክምርምሮ ኣዚዙ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  10. ተሲካ ብራውን

    ጋናዊ-ኣሜሪካዊ ሓኪም፡ ኣብ ርእሳ፡ ዘይቲ ክትገብር ክትብል ጎሪላ ዝተባህለ መላገቢ ኮላ ብምግባር ንሓደ ወርሒ ክትሳቐ ንዝጸንሐት ሰበይቲ ገላጊልዋ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next