ሰሜን ኮሪያ

  1. ኪም ጆንግ-ኡን

    እዚ ዝኸውን ዘሎ ድማ ላዕለዎት ሓለፍቲ ድሕነት ደቡብ ኮርያ፣ ጃፓንን ኣሜሪካን ኣብ ጉዳይ ሰሜን ኮርያ ንምዝርራብ ኣብ ዝተራኸቡሉ እዋን’ዩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. North Korea's leader Kim Jong Un greets military personnel at the Defence Development Exhibition, in Pyongyang, North Korea, in this undated photo released on 12 October 2021

    ሜን ኮርያ ተደጋጋሚ ፈተነታት ሚሳይል ድሕሪ ምክያዳ፡ ኪም ጆንግ-ኡን እቲ ኣጽዋር ሃገር ንምክልኻል እምበር ንኲናት ከምዘይኮነ ይገልጽ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ሰሜን ኮርያ

    እዚ ክኸውን ዝኸኣለ ድማ መራሒ እታ ሃገር ኪም ጆንግ-ኡን ከም ምልክት ሰላም ንመስመር ርክብ ክመልሶ ምዃኑ ካብ ዝገልጽ ድሕሪ መዓልታት’ዩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. Video content

    Video caption: ሰሜን ኮርያ ንምንታይ’ያ ሚሳይላት እትትኩስ?

    ሰሜን ኮርያ ቅድሚ ደሒት መዓልትታት ዕውት ፈተነ ሓድሽ ‘ሃይፐርሶኒክ’ ሚሳይል ከም ዘካየደት ገሊጻ። እታ ሃገር ኣብዚ ወርሒ ጥራይ ንሳልሳይ ግዜ እያ ፈተነ ሚሳይል ኣካዪዳ።

  5. ፈተነ ሚሳይል ሰሜን ኮርያ

    እዚ ሓድሽ ሚሳይል መንግስቲ እታ ሃገር ካብ ሞንጎ ዝዘርዘሮም "ሓሙሽተ ኣዝዮም ኣገደስቲ" ናይ ሓሙሽተ ዓመት ወተሃደራዊ መደባት ኣጽዋር ሓደ'ዩ ክብል ማዕኸን ዜና እታ ሃገር ጸብጺቡ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ሰሜን ኮርያ ፈተነ ነዊሕ ርሕቐት ባላስቲክ ሚሳኤል ኣካይዳ

    እቲ ፈተነ እታ ብሕጽረት ምግብን ቁጠባዊ ቅልውላውን ዝተሃሰየት ሃገር ሐዚ እውን ኣጽዋር ኲናት ናይ ምምዕባል ዓቕሚ ከምዘለዋ ዘመላኽት እዩ፡፡

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ፕሬዝደንት ኪም ጆንግ ኡን

    እዚ ፍርያት ቻይና ዝኾነ ክታበት ኮሮናቫይረስ [ሲኖቫክ] ብመገዲ ንድኻ ሃገራት ክታበት ዘመራቕሕ ፕሮግራም ኮቫክስ ኣቢሉ ዝተዋህባ'ዩ ነይሩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ብ2013 ዝተኸፈተ ሶላሪ እንዳ ጠላዕ

    ብ2016፡ ሰሜን ኮርያውያን ሰርሰርቲ ካብ ሃገራዊ ባንኪ ባንግላድሽ ሓደ ቢሊየን ዶላር ክሰርቁ መደብ ኣውጺኦም፤ ኣብ ጫፍ ዓወት ምስ በጽሑ ግን ንስለ ካብቲ ዝወሰዱዎ 81 ሚሊየን ዶላር ተዓጊቱ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. ስእሊ ኮምፒዩተር ላፕቶፕ ዝሓዘ ሰብ

    ብ2016፡ ሰሜን ኮርያውያን ሰርሰርቲ ካብ ሃገራዊ ባንኪ ባንግላድሽ ሓደ ቢሊየን ዶላር ክሰርቁ መደብ ኣውጺኦም፤ ኣብ ጫፍ ዓወት ምስ በጽሑ ግን ንስለ ካብቲ ዝወሰዱዎ 81 ሚሊየን ዶላር ተዓጊቱ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  10. መራሒ ሰሜን ኮርያ ኪም ጆንግ ኡን

    መራሒ ሰሜን ኮርያ ኪም ጆንግ ኡን ሃገሩ ምስ ኣመሪካ ንዝግብር "ዘተን ግጥምን" ክትዳሎ ከምዘድልያ ብምግላጽ "ብፍለይ ኸኣ ንግጥም ምሉእ ምድላዋት ክንገብር ኣለና" ኢሉ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next