ኦሎምፒክ

  1. Video content

    Video caption: “ሕብረተሰብና ክርድኣና ኣለዎ” ተሳተፍቲ ፓራሎምፒክ ቶክዮ

    ካብ 163 ሃገራት ዝተወከሉ ልዕሊ 4 ሽሕ ስፖርተኛታት ኣብ ቶክዮ ፓራሎምፒክ ይሳተፉ ኣለዉ። ንሳቶም ዝኾነ ሎሚ መዓልቲ ጥዑይ ዝኾነ ሰብ ጽባሕ ንጉሆ ብዝተፈላለየ ጉዱእ ኣካል ክኸውን ስለዝኽእል ሕብረተሰብ ክርድኣና ኣለዎ ኢሎም።

  2. ኣትሌታት ኢትዮጵያ

    ኮሚቴ ኦሎምፒክ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሃቦ ጋዜጣዊ መግለጺ፤ ኣብቲ ቅድሚ መዓልታት ዝተዛዘመ ውድድራት ኦሎምፒክ ኢትዮጵያ ዝተሓተ ውጽኢት ሒዛ ብምምላሳ ብወግዒ ይቕሬታ ሓቲቱ'ሎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ኣትሌት ሲፈን

    እታ ኣብ ኣፍሪቃ ብብዝሒ ህዝባ ካልአይቲ ምዃና ዝንገረላ ኢትዮጵያ፡ ኣብ ታሪኻ ዓሌታዊ ምትፍናናት ክርኣያ ዝጸንሐት እያ። ኣትሌት ሲፈን እዚ ኩነታት እታ ሃገር ተስፋ ዝግበረሎም ኣትሌታት ክትስእን ምኽንያት ይኸውን ኣሎ'ዩ ክትብል ነቒፋ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ኣትሌት ፔሬስ ጄፕቺርቺር

    ፔሪስ ጄፕቺርቺር ነዚ ዓወት ክትበቅዕ ዝኸኣለት ነታ ክብረወሰን ዓለም ሒዛ ዝጸንሐትን ጓል ሃገራ ዝኾነትን ብሪጊድ ኮስጊ ብምቕዳም’ዩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ኣትሌት ኣማን ጴጥሮስ (ጸጋም)

    ኣብ ሻምፒዮና ጀርመን ብዙሓት መዳልያታት ዝዓተረ ኣማን ጴጥሮስ፡ በቲ ኣብ 2020 ኣብ ቫለንሺያ ዘመዝገቦ ሰዓት፡ ናይ ሃገረ ጀርመን ክብረ ወሰን ማራቶን ሒዙ ይርከብ፡፡

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ኣትሌት ሰለሞን ባረጋ

    ኣብዚ ውድድር ዓቢ ትጽቢት ተገይሩሉ ዝነበረ ፍሉጥ ኬንያዊ ኣትሌት ጆሽዋ ቼፕተገይ ብሩር ክዕወት እንከሎ፡ ኡጋንዳዊ ጃኮብ ኪፕሊሞ ድማ ነሓስ መዳልያ ብምውሳድ ተኸታቲሎም ውድድሮም ዛዚሞም ኣለዉ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ኣትሌት ለተሰንበት ግደይ

    ቅድሚ ሓደ ወርሒ፡ ኣብ ክልተ መዓልቲ ኣፈላላይ ውሽጢ፡ ብኣትሌት ለተሰንበት ግደይ ብልዕሊ 15 ካሊእት ዝተመሓየሸ ክብረ ወሰን ፀዲቑ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. መሃመድ ካሊል

    ንኢትዮጵያዊ መወዳድርቱ ኣብ ታኤክዎንዶ ዝሰዓረ ቱንዝያዊ ቀዳማይ ወናኒ መዳልያ ጸወታታት ኦሎምፒክ ቶክዮ ኮይኑ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. ኣብ ኦሎምፒክ ቶክዮ ዝሳተፉ ኣትሌታት ምስ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ኮምሽን ባህልን ስፖርትን ኣምባሳደር ዘመደ ተኽለን ካልኦትን

    ኣብቲ ካብ 23 ሓምለ ክሳብ 8 ነሓሰ 2021 ኣብ ቶክዮ ጃፓን ዝካየድ ዓለምለኻዊ ውድድር ኦልምፒክ፡ሓሙሽተ ደቂ ኣንስትዮ ዝርከበኦም 13 ኣትሌታት ንኤርትራ ብምውካል ኣብቲ ውድድር ክሳተፉ እዮም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  10. ኣትሌት ቀነኒሳ በቀለ

    ሻምፒዮና ዓለምን ኦሎምፒክን ኣትሌት ቀነኒሳ በቀለ “ንሃገረይ ወኪለ ከይወዳደር ብተደጋጋሚ ኣጊዱኒ” ክብል ንፌደሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ነቒፉ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next