ደርቂ

  1. ክሊማ

    ቀዳማይ ሚኒስተር ዓባይ ብሪጣንያ ቦሪስ ጆንሰን ንቢቢሲ ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ ፡ ለውጢ ኩነታት ኣየር "ንደቂ ሰብ እቲ ዝዓበየ ስግኣት" ከም ዝዀነ ብምግላጽ ፡ "ንስልጣነን ብልጽግናን ኣብ ሓደጋ ዘእቱን ዘሰምብድ ዕንወት ከኸትል ከምዝኽእልን" ሓቢሩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ኣብ በረኻ ዝጓዓዙ ሰባት

    ብሚልዮናት ዝቑጸሩ ሶማልያውያን ብሰንኪ ተፈጥሮኣዊ ሓደጋታት ንጥምየት ከምዝተቓልዑ ተገሊጹ፡፡

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ሓላፊ ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገጠርን ትግራይ ዶክተር ኣትንኩት መዝገበ

    ሓላፊ ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገጠርን ትግራይ ዶ/ር ኣትንኩት መዝገበ: ኣብ ትግራይ ልዕሊ 50 ዕስለ ኣንበጣ ከምዝኣተወን እቲ ዝተግብረ ምክልኻል እንተዝደክም ነይሩ ዝኸበደ ዕንወት ክበጽሕ ከም ዝኽእል ንቢቢሲ ገሊፆም። “ኣብዚ ዓመት ዋላ እውን ኣንበጣ ኣብ ዝኣተወሉ ኩነታት ልዕሊ 5 ሚኢታዊ ምንካይ ምህርቲ ከጓንፍ ከም ዘይብሉ ሰሪሕና ኢና” ኢሎም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. Video content

    Video caption: ኣደታት እንደርታ ግራተን ኣብ ምቁማት ውዒለን የምስያ

    ዛጊድ ኣርባዕተ ዞባታት ትግራይ ዝተርኣየ ወራር ዕስለ ኣንበጣ ኣብቲ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ወረዳ እንደርታ ንዝቕመጣ ኣደታት ከጨንቕ ተርኣዩ ነይሩ። ኣብ መኸተ እቲ ኣንበጣ ኣባላት ፍሉይ ሓይሊ ተሳቲፎም።

  5. ሕቡራት ሃገራት እዚ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ዘሎ ኩነታት ኣብ ውሽጢ 25 ዓመታት ተራእዩ ዘይፈልጥ እቲ ዝኸፍአ ተርእዮ ከምዝኾነ ገሊፁ

    ኣብ ሃገራት ትሕተ ሰሃራ ኣፍሪቃ ዝኽሰት ዘሎ ምልውዋጥ ክሊማን ኣብዚ ዓመት እዚ ዘጋጠመ ስግኣት ለበዳ ኮቪድ-19ን ኣብ ምርግጋጽ ውሕስነት መግቢ ጽልዋ ክፍጠር ባህሪያዊ እዩ። ኣብዚ ሕጂ እዋን ክኣ ወራር ዕስለ ኣንበታ ኣብ ዞባ ደቡብ ኤርትራ፡ ንኡሳን ዞባታት ዓዲቐይሕ፡ ጸሮናን ማይ ዓይንን ኣጋጢሙ ኣሎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ዕስለ ኣንበጣ በረኻ ንምብራር ናብ ዞባ ደቡብ ትግራይ ዝወፈሩ ኤርትራውያን መናእሰይ ተቐማጦ ትግራይ

    ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ወጻኢ ዝነብሩ ኤርትራውያን ነቲ ብወራር ዕስለ ኣምበጣ ኣብ ትግራይ የጋጥም ዘሎ ሃስያ ንሓረስቶት ትግራይ ንምሕጋዝ ብጎፈንድሚ ገንዘብ የተኣኻኽቡ ኣለዉ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. እቲ ሮቦት ብዝተፈላለየ ዓቐን ክስራሕ ይኽእል

    እዞም ሮቦታት ኣብ ላዕሊ ኮይኖም ክከታተሉ ዝኽእሉ ኮይኖም፡ ኩነታት ተፈጥሮኣዊ ዕብየት እቶም ኣትኽልቲ ብዘይጻባእ መልክዑ ስርሖም ክሰርሑ ዝኽእሉ'ዮም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ኣብ ዞባ ደቡብ ትግራይ ዝኣተወ ሓያል ዕስለ ኣንበጣ ኣብ ልዕሊ ዘራእቲ ሓረስቶት ከቢድ ሃስያ ኣውሪዱ

    ካብ ዝሓለፈ ሰሙን ጀሚሩ ናብ ወረዳታት ዞባ ደቡብ ትግራይ ዝኣተወ ሓያል ዕስለ ኣንበጣ፡ ኣብ ልዕሊ ዘራእትን እጽዋትን ዘውርዶ ሃስያ ከቢድ ኮይኑ'ሎ። ንዓመት መመላእታ ክሓርሱን ከለሳልሱን ጸኒሖም ማለፊያ ምህርቲ ክሓፍሱ ሃንቀው ዝብሉ ዝነበሩ ገባራት'ውን ኣብ ልዕሊኦም ኲናት ምስ ዝኸፈተ ሓያል ዕስለ ኣንበጣ ክገታገቱ ዝመለሱዎ ሳእኒ ካብ እግሮም ከይወጽአ በረኻ ሰፊሮም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. ካርታ ዓለም

    ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ጥራይ፤ ኣንጐላ ምስ ብራዚል ክነጻጸር እንከሎ፡ 3 ዕጽፊ ባርዕ ሓዊ ኣጋጢምዋ ኣሎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  10. ካብ ወርሒ ግንቦት ጀሚሩ ኣብታ ሃገር ሕጽረት ቀረብ ኤለትሪክ ክረአ ጸኒሑ

    እተን ብነዳዲ ዝሰርሓ ጀነረተራት ንኸይሰርሓ'ውን፡ ካብ ወርሒ ጥሪ ናይዚ ዓመት ኣትሒዙ ፡ ዋጋ ነዳዲ ብሸውዓተ ዕጽፊ ስለዝወሰኸ ነቲ ጸገማት ሓላሊኽዎ ከምዝርከብ እቲ ኣብ መንግስታዊት ጋዜጣ ዝወጸ ጸብጻብ የብርህ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next