ክርስትና

  1. ጋናዊ መረዓሂ ሙስሊም

    ጋናዊ መራሒ ሃይማኖት እስልምና ሸኽ ዑስማን ሻራቡቱ ኣብታ ሃገር ይህነጽ ንዘሎ ገዚፍ ካቴድራል ቤተ ክርስትያን መህነጺ ዝኸውን ልዕሊ 8 ሽሕ ዶላር ከምዝወፈዩ ተገሊጹ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ንሓንቲ ቤተክርስትያን ዓቂቦም ዘጽንሑ ሼኽ ሓሰን ይመር

    ሸኽ ሓሰን ነታ ቤተክርስትያን ዓቂቦም ብምሓዝ ጥራሕ ኣይኮኑን ዝዝከሩ ኣብ እዋን ህንጸታ’ውን ኣእዋም ወፊዮም’ዮም። እምኒ ተሸኪሞም ኣመላሊሶም። ናብቲ እንስሳት እውን ክድይቡ ከምዘጽገሙ ዝዝረበሉ ጎቦ ኣቑሑት ተሸኪሞም ናብታ ቤተክርስትያን ኣብጺሖም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ኦቶዶክስ ቤተ-ክርስትያን ኤርትራ

    ኣብዛ ምድሪ ዘለዋ ኣስታት 200 ዝኾና እምነታት ክርስትና ከኣ ከኣ ዋላ'ኳ ኣብ ኣተረጓጉማ ቅዱሳት ጽሑፋት ሓደ ሓደ ፍልልያት እንተለወን ኣብ ስቕለትን ትንሳአን ክርስቶስ ግን ሓባራዊ መረዳእታ ከምዘለወን መጻሕፍቲ እምነታት ይሕብሩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. መርዑት ሙለታ ጉልሜሳን እመቤት ምስጋናን ወረቐት ምስክር መርዓ ሒዞም

    ኢትዯጵያውያን መርዑት ክልተ ኣዕሩኽ ጥራይ ኣብ ዝተረኸቡሉ ስነስርዓት መርዕኦም ኣብ ቤተክርስትያን ፈጺሞም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ሰዓብቲ እምነት እስልምና ኣብ ውሽጢ መስጊድ

    ቀዳማይ ሚንስትር ሱዳን ዓብደላህ ሓምዶክ ንዋና ኣመሓዳሪ ከተማ ካርቱም ካብ መዝነቱ ኣውሪዱ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ኪዚቶ ሚሂጎ

    ዝሓለፈ ሰሙን ፖሊስ እታ ሃገር ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ፡ እቲ ዘማሪ ኣብቲ ዝተኣሰረሉ ክፍሊ ነፍሰ-ቅትለት ከም ዝፈጸመ እዮም ዝገልጹ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ቀሻውሽቲ

    መጽሓፍትን መሳቕልን ተዓብዒቡ፡ እቲ ገዳም ቤተ መዘክር ስለዘይብሉ ኣጋይሽ ኣይርእይዎን፤ የግዳስ ኣብ ሓንቲ ኣጉዶ ተዳጕኑ ይርከብ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ንቲ ጎንጺ ምኽንያት ዝኾነ ቦታ

    ኣብ ቤተክርስትያን ኦርቶዶክስ ኢትዮጵያ፡ ሃገረ ስብከት ኣዲስ ኣበባ፡ ሓላፊ ምምሕዳር ካህናት ዝኾኑ መልኣከ ህይወት ኣባ ወልደየሱስ ሰይፉ ንቢቢሲ ከም ዘረጋገጽዎ፡ በቲ ጎንጺ ክልተ መንእሰያት ብጥይት ክቕተሉ እንከለው፡ ካልኦት ድማ ቆሲሎም ኣብ ሆስፒታል ይርከቡ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next