መዘናግዒ

  1. ዊንታና ይልማን ሚኪያስ ተኽለማርያምን

    ዩቲዩብ ንዘኽብሮ የኽብር። ግዘን ሓሳቦምን ሂቦም "ስረሐይ ኢሎም" ብትግሃት ቪድዮታት ንዝሰርሑ ሰባት ከይወዓለ እንከይሓደረ 'በረከት' ሒዝሎም ይመፅእ። ንገሊኦም ብሚልየን ዝቑፀር ዶላር ይኸፍል።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ንሩስያ ዘቖጠዐ ማልያ ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ዩክረይን

    ዩክረይን ኣብቲ ውድድር ንእትሳተፍ ሃገራዊት ጋንትኣ ዘዳለወቶ ማልያ ነታ ኣካታዒት ዝኾነት ግዝኣት ክረምያ ዘጠቓለለ ካርታ ካብ ምሓዙ ብተወሳኺ “ዓወት ንዩክረይን” ዝብል መልእኽቲ’ውን ተጻሒፍዎ’ሎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ዲጄ ኣይሪሽ

    "ሰባት ምስ ሓመሙ ከሕውዮም ምእንቲ፡ ሓኪም ክኸውን እደልይ። ቀሊል ኣይኸውንን ግና ዶክተር ክኸውን እየ ነዚ ናይ ዲጄ ሞያይ ድማ ክቕጽሎ እየ" ኢላ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ኪም ካርዳሽያን ምስ ካንየ ዌስት

    ንሳቶም ንከባቢ ሸውዓተ ዓመታት ብሓባር ኣብ ሓዳር ዝጸንሑ ኮይኖም ኣርባዕተ ቆልዑ ወሊዶም እዮም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ሃርቪይ ዋይንስቲን

    ኣብ ልዕሊ ብዙሓት ደቂኣንስትዮ ጾታዊ ዓመጽ ብምፍጻም ዝተኸሰሰን ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዝርከብን ፍሉጥ ኣዳላዊ ['ፕሮድዩሰር'] ፊልምታት ሆሊውድ ሃርቨይ ዊንስቲን፡ ካብ ዝነበሮ ሃብቲ እቲ ናይ ሓደ ኩባንያ 17 ሚልዮን ዶላር ንግዳያቱ ክከፋፈል ተወሲኑ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ዘ ሮክ

    ድዋይነ ጆንሶን [ዘ ሮክ] ንሱን ስድርኡን ብኮቪድ 19 ከምዝተለኸፉ ገሊጹ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ሺባህ

    ዴቪዶ፣ ዊዝኪድ፣ በርና ቦይ ካብ ኣፍሪቃ ዝተረኸቡ ሙዚቀኛታት ኮይኖም፤ ዶብ፣ ቋንቋን ባህልን ከይዓገቶም ኣብ ዓለማዊ መድረኽ ውሩያት ክኾኑ ዝኸኣሉ እዮም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ኬቨን ሃርት

    ውሩይ ኣሜሪካዊ ተዋሳኢን ኮሜድያንን ኬቨን ሃርት፡ ኣብ ሎስ ኣንጀለስ ብዘጋጠሞ ሓደጋ መኪና መጉዳእቲ ስለዝበጽሖ ሰንበት ንጉሆ ናብ ሆስፒታል ተወሲዱ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next