ኣውስትራልያ

  1. ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ፈረንሳይ

    እቲ ኣኩስ ተባሂሉ ዝጽዋዕ ውዕል፡ ኣወስትራልያ ብሓይሊ ኑክሌር ዝሰርሓ መራኽብ ውሽጢ ባሕሪ (ሳብማሪን) ክተፍርይ ዘኽእላ ቴክሎኖጂ ክትውንን ዝገብር እዩ፡፡

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ብኑክሌራዊ ጸዓት እትሰርሕ 094A ዝዓይነታ ባሊስቲክ ሚሳይል ዝዓጠቀት ሳብማሪን ቻይና: 2018

    እዚ ናይ ሰለስቲኤን ኪዳን፡ ኣውስትራልያ ንመጀመርታ ግዜ ኒኩለር ዝጽዓና ሳብማሪን [ትሕተ ማያውያን መራኽብ] ክትዓጥቕ ከኽእላ እዩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ኣውስትራልያ

    ንኣርባዕተ መዓልታት ኣብ ጫካ ጠፊኡ ክድለይ ዝጸንሐ ወዲ 3 ዓመት ኣውስትራልያዊ ህጻን ተረኺቡ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ዕጽዋን ተቓውሞን

    ፖሊስ ኣብ ከተማታት ኣውስትራልያ፡ ሜልበርንን ሲድኒን ኣንጻር ዕጽዋ ኮሮናቫይረስ ምስ ዝተቓወሙ ኣሽሓት ሰባት ተጓኒጹ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ተመን ካብ ከብሒ ለመመም ኢሉ እናወጸ

    ኣብ ሲድኒ ኣውስትራልያ ሓንቲ ሰበይቲ ኣስቤዛ ንምዕዳግ ናብ ዓቢ ድኳን (ሱፐርማርኬት) ኣብ ዝኣተወትሉ ካብ ከብሒ ናይ ቀመማት ፋይተን ዝበሓል ዓይነት ተመን ለመም ኢሉ ጎኒፍዋ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ከተማታት ኣውስትራልያ ብሰልፍታት ተቓውሞ ይሕመሳ ኣለዋ

    ነቲ ኣብታ ሃገር እናወሰኸ ከምዝኸይድ ዝዝረበሉ ለበዳ ኮሮናቫይረስ፡ ንምግታእ መንግስቲ እታ ሃገር ሓደሽቲ እገዳታት ዝኣወጀ እንትኾን፡ ዓበይቲ ከተማታት ኣንጻር እዚ ስጉምቲ ሓያል ተቓውሞታት የተኣናግዳ ኣለዋ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. "ኮቪድ ዝከላኸሉ" ዝበሎም ክዳውንቲ ከምዘዳለወ ዝገለጸ ኩባንያ ሚልዮናት ተቐጺዑ

    ሎርና ጄን ዝተባሃለ ትካል "ንኹሎም ጠንቅታት ሕማም ዝኾኑ ነገራት" ንምክልኻል ዝሕግዝ ክዳን ንምድላው "ኣዝዩ ልዑል ቴክኖሎጂ' ከም ዝተጠቐመ፡ ነቲ ክዳን ምስ ዓማዊል ንምልላይ ኣብ ዘዳለዎ መዋዓውዒ ሓቢሩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ብመንግስቲ ኣውስትራልያ ካብ ዝተዳለወ መወዓውዒ ክታበት ኮቪድ-19 ዝተወሰደ ስእሊ

    ነቐፍቲ፡ እቲ መወዓውዒ ንመንእሰያት ዝዓለመ ምዃኑን ትሕቲ 40 ዝዕድሚኦም ሰባት ክሳዕ መወዳእታ ናይዚ ዓመት ክታበት ዝረኽቡሉ ተኽእሎ ከምዘየሎን ብምሕባር ተቓውሞኦም ይገልጹ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. ኣድሪያና ሪቫስ

    ኣድሪያና ሪቫስ ብ1978 ካብ ቺሊ ወጺኣ ናብ ኣውስትራልያ ከይዳኣብ ቺለ፡ ኣብ ዘበነ ምምሕዳር ጀነራል ኣጉስቶ ፒኖቸት፡ ብጭውያ ሸውዓተ ሰባት እተጠርጠረት ኣድሪያና ሪቫስ፡ ናብ ቺለ ንኸይትምለስ ዘቕረበቶ ናይ ይግባይ ሕቶ ቤት ፍርዲ ኣውስትራልያ ነጺጉዎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  10. ክርስቲና ሮሲን ሰብኣያን

    እታ ክርስቲና ሮሲ ዝተባህለት፡ ጓል 37 ዓመት ሰበይቲ፡ ናይ ሸውዓተ ወርሒ ጥንስቲ እናሃለወት ብዘጋጠማ ሕማም ልቢ እያ፡ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ወርሒ ሓምለ ውኒኣ ስሒታ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next