ዕቃባ(ተፈጥሮኣዊት ዓለም)

  1. Video content

    Video caption: ኣመሪካ፡ ቀላያት ብዓሳ ናይ ምምላእ ስራሕቲ

    ሰበ ስልጣን ሓለዋ እንስሳት ዘገዳም ኣመሪካ ግዝኣት ዩታህ፡ ኣብታ ግዝኣት ንዝርከቡ ቀላያት ብዓሳ ይመልእዎም ኣለዉ። እቶም ዓሳ ብነፋሪት ካብ ኣየር ናብቲ ቀላይ እዮም ዝድርበዩ። እታ ነፋሪት ብሓንሳብ ክሳብ 35 ሽሕ ዓሳ ናብ ቀላይ ናይ ምድርባይ ዓቕሚ ኣለዋ።

  2. ግድብ ህዳሰ

    ሚኒስተር መስኖ ግብጺ መሓመድ ዓብደል ኣቲ፡ ነዚ ናይ ኢትዮጵያ ወሳነ ኣመልኪቱ ናብ ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት ደብዳበ ከምዝለኣኸ ብምሕባር፡ ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት ነዚ ጉዳይ ኣመልኪቱ ሓሙስ ከምዝጋባእ ኣፍሊጡ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ወተሃደራዊ ኣዘዝቲ ክልቲአን ሃገራት ነቲ ስምምዕ እናፈረሙ

    ብምኽንያት ህንጸት ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ክበጽሓ ዝኽእል ስግኣት ክትገልጽ ዝጸንሐት ግብጺ ኣብዚ ሕጂ እዋን ምስ ሃገራት ታሕተዎት ተፋሰስ ሩባ ኣባይ ብምዃን ዝተፈላለዩ ጻዕርታት ክትገብር ጸኒሓ ኣላ። እዚ ስግኣት ይከላኸለለይ'ዩ ካብ መንጎ ዝበለቶም ምስ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝገበረቶም ወተሃደራዊ ስምምዓት ከኣ ይጥቀሱ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ጀሪካን ማይ ዝሓዘ ህጻን

    ብሰንኪ እቲ እሳተ ጎመራ ኣስታት 400 ሽሕ ሰባት ካብ ቤት ንብረቶም ክመዛበሉ እንከለው፡ ብዙሓት ኣባይቲ፣ ትካላት ጥዕናን ናይ ማይን መብራህትን መስመራትን ጉድኣት በጺሑዎም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ማውሮ ሞራንዲ

    ማውሮ ሞራንዲ ይበሃሉ። ወዲ 81 ዓመት ጣልያናዊ ሽማግለ እንትኾኑ፡ ብ1989 እዮም ቡዳሊ ናብ እትበሃል ደሴት ኣምሪሖም። ኣብኡ ን32 ዓመታት ንበይኖም ምስ ነበሩ ሕዚ ካብታ ደሴት ተባሪሮም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. እቲ ዓንዩ ዘሎ ታሪኻዊ ቤተ መጻሕፍቲ

    እቲ ባርዕ ጫካ ናይቲ ዩኒቨርስቲ ታሪኻዊ ቤተ መጻሕፍትን ካልእ ጥንታዊ ህንጻን'ውን ኣዕንዩ ኣሎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ኣብ ኣማዞን ዝበረሰ ጫካ ዘርእይ ስእሊ

    ብራዚል ክሳብ 2050 ኣቆጻጽራ ኣውሮፓውያን፡ መጠን ዝተቓጸለ ጋዝ ናብ ባዶ ንምውራድ፡ በብዓመቱ 10 ቢልዮን ዶላር ናይ ወጻኢ ረድኤት ከምዘድልያ ሚኒስትር ሓለዋ ተፈጥሮ እታ ሃገር ኣፍሊጡ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ዓቢ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ

    ኣቐዲሙ ን10 ዓመታት ክካየድ ዝጸንሐ ርክባት ዋላ እኳ ጽቡቕ ክብሃል ዝኽእል ምዕባለታት እንተ ኣመዝገበ ፍረ ከምጽእ ዘይምኽኣሉ ከምዘሕዝኖ ዝገለጸ ቀደማይ ሚኒስተር ዓብደላ ሓምዶክ እዚ ሕጂ ዝጽውዖ ዘሎ ስሉሳዊ ዘተ ምስቲ ኣብ 23 መጋቢት 2015 ዝተበጽሐ ስምምዕ ዝሳነ ምዃኑ ሓቢሩ፡ እቲ ኣብ 2015 ዝተበጽሐ ስምምዕ ብወከልቲ እተን ሃገራት ዝግበር ዘተ ኣብ ስምምዕ ምስ ዘይበጽሕ፡ መራሕቲ ሰለስቲኤን ሃገራት ተራኺቦም መፍትሒ ሓሳብ ንኸምጽኡ ክላዘቡ ዝብል ዝርከቦ እዩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. ባንዴራ ኡጓንዳን ግብጽን

    ሃገራት ተፋሰስ ናይል ዝኾና ዩጋንዳን ግብፅን፡ ወተሃደራዊ መረዳእታ ንምልውዋጥ ከምዝተሰማምዓ ተገሊፁ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  10. ግድብ ህዳሰ

    ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብፅን፡ ኣብ ጉዳይ ዓብይ ግድብ ህዳሰ፡ ብሸምጋልነት ሕብረት ኣፍሪቃ ንዝሓለፉ ሰለስተ መዓልታት ኣብ ኪንሻሳ ከካይድኦ ዝቐነያ ዘተ፡ ብዘይስምምዕ ተበቲኑ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next