ብነፃነት ናይ ምግላፅ መሰል

  1. ዳኒ ፈነስተር

    ዳኒ ፌንስተር፡ ብጥሕሰት ሕጊ ኢምግረሽን እታ ሃገርን ህዝቢ ነቲ ወተሃደራዊ ምምሕዳር ከይምእዘዞ ዘይሕጋዊ ምትብባዕ ገይሩ ተባሂሉ እዩ ን11 ዓመታት ክእሰር ተፈሪዱ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ጋዜጠኛታት ማሪያ ሬሳን ዲመትሪ ሙራቶቭን ተዓወትቲ ሽልማት ኖቤል ሰላም ኮይኖም

    ኮሚቴ ኖቤል ሰላም ክልቲኦም ጋዜጠኛታት መሰል ሓሳብኻ ብናጽነት ምግላጽ ንምሕላው ንዝገበሩዎ ኣበርክቶ ከም ዝሓጸዮም ኣፍሊጡ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ቆልዑ ኣሸንዳ

    መሬት ብዝናብ ወርሓት ኽረምቲ ርሒሳ፡ ዘራእቲ ክሽውት ምስጀመረ፡ ሸዊት ንኣሽቱ ኣዋልድ ከኣ "ስየ. . . ይዓወይ ስየ" እናበላ ክደርፋን ክዘላን ዝህንጠዋሉ እዋን እዩ። ምሉእ ናጽነት ዝጎናጸፋሉ በዓል ኣሸንዳ ንምኽባር ድማ፡ ዳርጋ ናይ ኣዋርሕ ምድላው ክገብራ ዝጸንሓ ደቂ ኣንስትዮ፡ ናብ ኣደባባይ ክወጻ እንከለዋ፡ ዓለም 'ኩሉ ንዓኽን' ዝበለተን እዩ ዝመስል። ነቲ ወትሩ እግረኛታትን ተሽከርከርትን ዝመልእዎ ኣደባባያት፡ ቆልዑ ኣሸንዳ ይብሕተኦ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ኣሽሓት ሰልፈኛታት ዝሕዙዎ ጭርሖ

    ኣብዚ ሰሙን ሓደ ውልቀሰብ እዚ ጭርሖ ዝተጽሓፈሉ ባንዴራ ሒዙ ስለ ዝተረኽበ ብኽፋል ገበነኛ ተባሂሉ ናብ ቤት ማእሰርቲ ወሪዱ ኣሎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. በቃሉ ኣላምረው (ኣውሎ ሚዲያ) ኣበበ ባዩ ኢትዮ ፎረም

    ብመንግስቲ ኢትዮጵያ ተኣሲሮም ክሳብ ሕዚ ደሃይ ዝተኣሰርሉ ጠፊኡ ዝነበሩ 14 ጋዜጠኛታትን ሰራሕተኛታትን መራኸብቲ ሓፋሽ ኣብ "ኣዋሽ ሰባት" ከምዝርከቡ ተገሊፁ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ካቴና

    ዛምቢያ ዕድመ ልክዖም ንኽእሰሩ ዝፈረደትሎም ሰባት ጸባዮም ተራእዩ ናይ ክልተ ሰሙን ዕረፍቲ ክውሃቦም ዘኽእል ሓድሽ ሕጊ ኣጽዲቓ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ሮማን ፕሮታሰቪች

    ሃገራት ሕብረት ኤውሮጳ ኣብ ብራስለስ ኣብ ዝነበረን ኣኼባ፡ ኣብዚ ሕጂ እዋን መገዲ ኣየር ቤላሩት ኣብ ሰማያት ኤውሮጳ ከይትበርር ብምእጋድ፡ ቐጻሊ ቑጠባዊ ማዕቀባት ክድንግጉ ምዃኖም ኣፍሊጦም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ነፋሪት መገዲ ኣየር ራያን ኣብ ቪልንየስ፡ ከምኡውን ኣክቲቪስት ሮማን ፕሮታሰቪች ኣብ 2017

    ኣንፈት ጉዕዞ እታ ነፋሪት ዝተቐየረሉ ምኽንያት ንገያሾ ኣይተሓበሮምን ነይሩ፤ ሓደ ተጓዓዛይ ግን እታ ነፋሪት መገዲ ክትቕይር ከላ ተደላዪ ኣብ ዝነበረ ጋዜጠኛ ፍርሒ ከምዝተዓዘበ ተዛሪቡ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. ሮማን ፕሮታሰቪች፡ 2017

    ቤላሩስ ንሓደ ጋዜጠኛ ጽዒና ንዝነበረት ነፋሪት ክትዓልብ ድሕሪ ምግዳዳ፡ ኣውሮጳዊ ሕብረትን ኣመሪካን ኣብ ልዕሊ እታ ሃገር እገዳ ክገብራ ከም ዝኽእላ ተገሊጹ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  10. ኣሮን ብርሃነ

    እተን ዝበዝሓ ኣብ ጽንኩር እዋን ኩናት ዶባት ዝተወልዳ ጋዜጣታት ብሕቲ ብሰንኪ እቲ ኣብ መንጎ ፕረዚደንት ኢሳይያስን ብጾቱን ብዝተኸስተ ናይ ደሞክራሲያዊ ሕቶን ለውጥን ምኽንያት እተን ጋዜጣታት ርእይቶ ናይቶም ኣብ ጋዜጣታት መንግስቲ ከይቃላሕ ዝተነፍጉ ነቐፍቲ መራሕቲ ስለዘአንገዳ ብሰሉስ 18 መስከረም 2001 ብወግዒ ተኣጊደን ኣባላተን ከኣ ክእሰሩን ክህደኑን ጀሚሮም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next