እስላም

  1. ጋናዊ መረዓሂ ሙስሊም

    ጋናዊ መራሒ ሃይማኖት እስልምና ሸኽ ዑስማን ሻራቡቱ ኣብታ ሃገር ይህነጽ ንዘሎ ገዚፍ ካቴድራል ቤተ ክርስትያን መህነጺ ዝኸውን ልዕሊ 8 ሽሕ ዶላር ከምዝወፈዩ ተገሊጹ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ወተሃደር ጣሊባን ኣብ ካንዳሃር

    ላዕለዋይ ሓላፊ ሪፕቶ ክሪስትያን ኔልማን ምስ ቢቢሲ ኣብ ዝገበሮ ቃለ መሕተት "ኣብ መዝገብ ጣሊባን ሰፊሮም ዝድልዩ ዘለዉ ውልቀሰባት ኣዝዮም ብዙሓት እዮም፡ እቲ ተፈጢሩ ዘሎ ስግኣት ኸኣ ከም ሓቒቅ ማይ ንግሆ ኣዝዩ ብሩህ'ዩ" ኢሉ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ሸሪዓ

    ጣሊባን፡ ንኣፍጋኒስታን ብመሰረት እስላማዊ 'ሕጊ ሸሪዓ’ ከምዘመሓድሩዋ ይገልጹ ኣለው። ኣፈኛ ጣሊባን ንካቡል ድሕሪ ምቍጽጻሮም ኣብ ዝሃቦ ናይ መጀመርታ ጋዜጣዊ መግለጺ፡ ንከም መራኸቢ ብዙሃንን መሰል ደቂ ኣንስትዮን ዝኣመሰለ ዛዕባታት "ኣብ ውሽጢ እስላማዊ ሕጊ" ክኽበር ምዃኑ ገሊጹ። ኪኖኡ ግን እቲ ጕጅለ ዝኾነ ይኹን ዝርዝር ሓበሬታ ኣይሃበን።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ሃባቱላህ ኣካንድዛዳ

    ላዕለዋይ ሓላፊ ፖሎቲካዊ ቤት ጽሕፈት ጣሊባን ሙላህ ባራዳር ምስ ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍሪ ብምዃን ናብ ዞባ ካንዳሃር ናይ ኣፍጋኒስታን ኣትዩ ኣሎ። ባራዳር ሓደ ካብ መስረትቲ ጣሊባን ኮይኑ ሓደ ካብ ኣዝዮም ጸለውቲ መራሕቲ ጣሊባን እዩ። እቶም መራሕቲ ካበይ ነቒሎም ናብ ፓኪስታን ከምዝኣተዉ'ኳ እንተዘይተፈለጠ፡ ሙላህ ባራዳር ዝርከቦም ገለ መራሕቲ ጣሊባን ኣብታ ምስ ኣመሪካ ዝዛተዩላ ዝነበሩ ከቴማ ዶሓ ናይ ቐጠር ክነብሩ ምጽንሖም'ዩ ዝግለጽ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ድሕሪ እቲ መተዕቃዕቲ ቦምባ

    እቲ መጥቃዕቲ ኣብ ከተማ ሰሜን ሳድር፡ ብዙሓት ስድራቤታት ነቲ በዓል ከኽብሩ ይሸባሸብሉ ኣብ ዝነበረ እዋን እዩ ተፈጺሙ ተባሂሉ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ናንሲ ፔሎሲ ኣብ ቻይና ንዝካየድ ዊንተር ኦሎምፒክ ኣድማ ክግበር ፀዊዓ

    ኣፈኛ ባይቶ ኣሜሪካ ናንሲ ፔሎሲ፡ ኣብ ቻይና ግህሰታት ሰብኣዊ መሰል ይፍፀሙ ብምህላዎም፡ ነቲ ኣብ ዝቕፅል ዓመት ኣብ ቤንጂንግ ዝካየድ ዊንተር ኦሎምፒክ፡ ዲፕሎማስያዊ ኣድማ ክግበር ፀዊዓ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ስግዳን

    ዒድ፡ ተኸተልቲ እምነት እስልምና ብዝለዓለ ድምቀት ካብ ሞንጎ ዘብዕሉዎም ሃይማኖታዊ በዓላት ሓደ'ዩ። ረመዳን ድማ፡ ናይ ዓረብ ቃል ኮይኑ ሽም ኣብ መቑጸሪ ዓመት እስላም [ካላንደር] ዘላ ታሸዐይቲ ወርሒ'ዩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ኣብ ቡርኩናፋሶ

    ትማሊ ሰኑይ፡ ኮማንዣሪ ኣብ ዝተብሃለት ክልል'ታ ሃገር ፡ ኮዲል ኣብ እትበሃል ቁሸት ብርክት ዝበሉ ዕጡቓት መጥቃዕቲ ከምዝፈጸሙ ሓደ ካብ ኣማሓዳርቲ እቲ ከባቢ ተዛሪቡ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. ትኽተብ ዘላ ጓል ኣንስተይቲ

    ኦፕሶስ ሞሪ ዝተባህለ ሰነዳት ዝእክብ ትካል፡ ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ ዝርከቡ ጸዓዱ ዘይኮኑ ብሪጣንያውያን ኣብ ክታበት ዝነበሮም እምነት ኣብ ወርሒ ጥሪ 77 ሚኢታዊት ዝነበረ ሕጂ ግን ናብ 92 ሚኢታዊት ክብ ከም ዝበለ ይሕብር።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  10. ምስሊ ንምኽንሻብ ዝቃወማ ደቂ ኣንስትዩ

    ቤት ምኽሪ ኣርቂቕዎ ኣብ ዘሎ ብይን፡ ኪኖ ምኽንሻብን ጫፍ ብልዕቲ ጓል ኣንስተይቲ ምቁራጽን ኣብ ገለ ንሽንቲ ማይ መሕለፊ ንእሽተይ ቀዳድ ጥራይ ዝግደፈሉ ኣገባብ ምኽንሻብ 'ፋርኦናዊ' ምኽንሻብ ጓል ኣንስተይቲ ተባሂሉ ከም ዝጽዋዕ ይገልጽ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next