እስላም

  1. ስእሊ ናይ ቡርኪናፋሶ

    መንነት እቶም ቐተልትን ንምንታይ ነዚ ተግባር ከም ዝፈጸምዎን ገና ኣብ ምጽራይ ከም ዘሎን'ዮም ሰብ መዚ እታ ሃገር ዝሕብሩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ፊሮዝ ክሃን

    እቶም ተምሃሮ፡ ሙስሊም መምህር ነቲ ምስ ጥንታዊ እምነት ሂንዱ ዝተኣሳሰረ ቋንቋ ሳንስክሪት ክምህር ኣይክእልን ይብሉ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ግረክ ስኮፍ ኣብ ኪጋሊ እዩ ተኣሲሩ

    ወሃቢ ቃል ፖሊስ ርዋንዳ ጆን ቦስኮ ካባራ፡ "ኣብ ህዝባዊ ቦታ ምስ ጋዜጠኛታት ዘይሕጋዊ ኣኼባ እናገበረ ኢና ሒዝናዮ፡ ብዘይ መንግስታዊ ፋቓድ ኣብ ህዝባዊ ቦታታት ኣኼባ ምክያድ ሕጋዊ ኣይኮነን" ኢሉ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ንዓሰርተ ዓመት ፈላሲ ኮይኑ ኣገልጊሉ

    ንዓሰርተ ዓመት ከም ፈላሲ ብምዃን ኣብ ምሉእ ኤስያ ተጓዒዙ። ኣብ መዓልቲ ድማ ክሳብ 16 ሰዓታት ዝኣክል ኣብ ሞያ ኣስተንትኖ ይዋፈር ነይሩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ቤት-ትምህርቲ መባእታን ካልኣይን ደረጃ ላሳለ ከረን

    መንግስቲ ኤርትራ ብካቶሊካዊት ቤተ-ክርስትያን፡ እምነት ሚስዮን፡ ኦርቶዶክስን፡ ከምኡ'ውን ሃይማኖት እስልምና ዝመሓደራ ኣብያተ ትምህርቲ ካልኣይ ደረጃ  ናብ መንግስቲ ክሰጋገራ መምርሒ ሂቡ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. መግለጺ

    ካብ ግዜ ናብ ግዜ ኣዕራብ ከም ቀደም ሃይማኖተኛታት ኣይኰናን ይብሉ ከም ዘሎዉ በቲ ኣብ ማእከላይ ምብራቕን ሰሜን ኣፍሪቃን ዝተኻየደ ዓሚቝን ሰፊሕን ድህሰሳ ተረጋጊጹ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ኣባላት እስላማዊ ምንቅስቃስ ናይጀርያ መራሒኦም ኢብራሂም ዛክዛክይ ንኽፍታሕ ኣብ ኣቡጃ ሰልፊ እናካየዱ

    ደገፍቲ ኢብራሂም ዛክዛኪ፡ ክፍታሕ ብምጥላብ ንሳምንታት ኣብ ናይ ተቓውሞ ሰልፊ ኢዮም ጸኒሖም።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ንዝተፈላለዩ መልእኽትታትን ስምዒትን ዝገልጹ 'ኢሞጂታት'

    እስላማዊ ፖሊስ ናይጀርያ ከተማ ካኖ፡ ነቲ ብፌስቡክ ዝተፈጸመ መርዓ ኣብ ልዕሊ እስላማዊ ስርዓት ዝተፈጸመ ላግጺ ክብል ገሊጽዎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next