ጉዕዞ

  1. ናብ ዓዲ እንግሊዝ ትኣቱ ዘላ ገያሺት

    እቲ ስጉምቲ: ብወፍሪ ዝወሃብ ዘሎ ክታበት ኮሮናቫይረስ ኣብ ጽቡቕ ደረጃ ኣብ ዘለሉ እዋን ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃን ብራዚልን ንዝተረኣዩ ዓሌታት እቲ ቫይረስ ንምክልኻል ዝተወስደ’ዩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ኣማል ምስ ወዱ ኣፑ ሳርከር

    ወዲ 22 ዓመት ኣፑ ሳርከር፡ ኣብ ግዝኣት ናቶሬ ባንግላዴሽ ምስ ስድርኡ ይነብር። ኣፑን ስድራቤቱን ካብ መብዛሕትና ዝፍለዩሉ ነገር ኣለዎም። ኣሰር ኣጻብዕቲ የብሎምን።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ዶክተር ኣንቶኒ ፋውቺ

    በዓል ሞያ ተመሓላለፍቲ ሕማማት ኣሜሪካ ኣንቶኒ ፋውቺ፡ እታ ሃገር ኣብ ዝመፅእ ሰሙናት ወሰኽ ለበዳ ኮሮናቫይረስ ክትርእይ ከምትኽእል ኣጠንቂቑ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ዶላር ኣመሪካ

    እቲ ውልቀሰብ፡ ብዝሓለፈ ሮቡዕ ናብ ኣዲስ ኣበባ ዝመጽእ ዝነበረ ኮይኑ ኣብ ዓለምለኻዊ መዓርፎ ነፈርቲ ዳላስ ኣብ ዝርከብ መዕረፊ ተጉዓዝቲ እናሃለ ብተቖጻጸርቲ ጉምሩክን ዶብን ኣመሪካ ምስቲ ሒዙዎ ዝነበረ ገንዘብ ኣብ ቀይዲ ከም ዝወዓለ ተገሊጹ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. መዕርፎ ነፈርቲ

    ሃገራት ኣውሮጳዊ ሕብረት ዜጋታት ናይተን ካብ ኮሮናቫይረስ ድሓን እየን ዝበለን 14 ሃገራት ካብ ሓደ ሓምለ ጀሚሩ ክቕበል ከምዝጅምር ገሊጹ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. ፅገ ገብረስላሴ

    ፅገ ገብረስላሴ፡ ኣብ መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ፡ ብብርኪ ጸሓፊነት ጀሚራ ሕዚ ናብ ዝለዓለ ብርኪ ሓላፍነት ዝበፀሐት ዕውትቲ ጓለንስትየቲ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. አውሮፕላን

    ቅድሚ ሓደ ዓመት፡ ካብ መዓርፎ ነፈርቲ ቦሌ ኣዲስ ኣበባ ተበጊሳ፡ ድሕሪ ሒደት ደቓይቕ በረራኣ ወዲቓ 157 ትንፋስ ዘጥፈአትን ነፋሪት መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ፡ ምኽንያት እቲ ሓደጋ ኣብታ ነፋሪት ብዝነበረ ጸገም ምዃኑ ሓደ ጸብጻብ ኣመልኪቱ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ኣሌክስ ኣዛር

    ኣመሪካ ኣብ ዝሓለፉ ክልተ ሰሙናት ናብ ቻይና ገይሾም ንዝቐነዩ ወጻእተኛታት ቪዛ ከምዘይትህብ ገሊጻ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. ተሳፈርቲ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ሌጎስ

    ኣመሪካ ኣብ 2017 እውን ኣብ ልዕሊ ዜጋታት ኤርትራ ናይ ዘተወሰኑ ዓይነታት ቪዛ እገዳ ገይራ ነይራ እያ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  10. ቦይንግ 737 ማክስ

    ኣብ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያን ኢንዶኖዢያን ድሕሪ ዘጋጠመ ከቢድ ሓደጋ ምውዳቕ ነፈርቲ፡ ንዝሓለፉ ትሸዓተ ኣዋርሕ እዘን ነፈርቲ ካብ በረራ ጠጠው ኢለን ይርከባ። እቲ ኣፍራያይ'ውን፡ ክልተ ዓበይቲ ሓደጋታት ዘስዓባ ዓይነት ቦይንግ ካብ ምፍራይ ከም ዝቑጠብ ገሊጹ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next