ክትባት

  1. እንተኾነ ዘይተኸትቡ ገያሾ ደቂ እታ ሃገር፡ ን14 መዓልቲ ክውሸቡ ክግደዱ ጸኒሖም እዮም።

    ዝኾኑ ኣውስትራልያዊ ዜጋታት ዘይኮኑ ኣብ ዝሓለፉ ክልተ ሰሙናት ኣብዘን ዝተጸርሐ ሃገራት ዝነበሩ ገያሾ ናብ ሃገር ከይኣትዉ ድማ ኣዚዙ ኣሎ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  2. ፕረዚደንት ደቡብ ኣፍሪቃ ስሪል ራማፎዛ

    ውድብ ጥዕና ዓለም፡ ነተን ብታህዋኽ ናይ በረራ እገዳ ዝኣወጃን ዝእውጃ ዘለዋን ሃገራት ብምጥንቃቕ፡ ውሳነአን ኣብ ፍልጠት ዝተሞርከሰ ክኸውን ሓቢሩ። እንተኾነ ብዙሓት ሃገራት ብዘለወን ስግኣት ካብተን እዚ ሓዲሽ ዓይነት ኮሮናቫይረስ ዝተረኣየለን ሃገራት ኣጋይሽ ከይኣትውወን ወሲነን ኣለዋ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  3. ኮቪድ

    ውድብ ጥዕና ዓለም፡ ኣብ ኣውሮጳን ገለ ክፋላት ኤሽያን ክሳብ ወርሒ መጋቢት ተወሳኺ 700 ሽሕ ሰባት ክሞቱ ከም ዝኽእሉ ኣጠንቂቑ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  4. ክታበት ትወስድ ዘላ ሰበይቲ

    ኬንያ ክሳብ መወዳእታ ወርሒ ታሕሳስ 10 ሚሊዮን ዜጋታት ክትኸትብ መደብ ሒዛ ኣላ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  5. ከተማ

    “ሎሚ ንጉሆ ብጥቓ ካፍቴሪያታት እሓልፍ ነይረ፤ ናብ ውሽጢ ርእየ ክእትው ዘይምኽኣለይ ዝተፈለየ ነገር መሲሉ ይስምዓኒ። ክትንጸል ከምዝተገበርካን ካብ ማሕበረሰብ ክትርሕቕን ዝተገበር ኮይኑ ይስምዓካ” ክትብል ንዘላትሉ ኩነታት ትገልጾ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  6. መዓርፎ ነፈርቲ

    በቲ ኣብ እዋን መሪሕነት ዶናልድ ትራምፕ ዝተነበረ እግዳ፡ ዓባይ ብሪጣንያን ሃገራት ሕብረት ኣውሮጳን ዝርከብኣን 30 ሃገራት በቲ ሕጊ ተጸልየን እየን።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  7. ክተባት ትወስድ ዘላ አደ

    ኣብ ቀረባ ኣዋርሕ ኣብቲ ዞባ መጠን ዝኽተቡ ሰባት ክጎድል ተራእዩ። ኣብ ስፔን 80 ሚኢታዊት ሰባት ክልተ ግዜ ክኽተቡ እንከለው፡ ፈረንሳን ጀርመንን - 68 ሚኢታዊትን 66 ሚኢታዊትን ጥራይ'የን ከዐውታ ክኢለን።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  8. ፕረዚደንት ኡጓንዳ ዩወሪ ሙሰቨኒ

    ኣብ ዝሓለፈ ክልተ ዓመታት ትምህርቲ ብምዕጻዉ፡ ብዙሓት መምሃራን ድራር ዕለቶም ንምምእራር ካልእ ሞያ ከምዝቐየሩን ናብ መምህርነት ተመሊሶም ክሰርሑ ከምዘይደልዩ’ዮም ዝገልጹ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  9. ክታበት ዓሶ

    ሕማም ዓሶ ኣብ ታሪኽ ደቂሰባት ንነዊሕ ዓመታት ካብ ሞንጎ ዝጸንሑ መቕሰፍትታት ሓደ ኮይኑ ምኽንያት ሞት ብዙሓት ህጻናትን ዕሸላትን ከምዝኸነ ይፍለጥ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next
  10. ዩቱብ

    ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ለካቲት 2020 ፌስቡክ ክታበታት ውጽኢታዊ ኣይኮኑን ወይ'ውን ኦቲዝም የስዕቡ'ዮም ዝብል ግጉይ ሓበሬታ ዘለዎም ምድላዋት ከም ዝእግድ ክገልጽ እንከሎ፡ ተግባራዊ ንክገብሮ ግን ብዙሓት ማሕለኻታት ከም ዝገጠሞ ሓቢሩ።

    ተወሳኺ ንባብ
    next